Category: ኣህጉራዊ ዜና
ጂቡቲ፣ 50 ሽሕ ቶን ክብደት ዘለወን መራኽብ ንምጽጋን ዘኽእል ተንሳፋፊ ጋራጅ ኣብ ኣገልግሎት ኣውዒላ
Radio Erena: Wednesday,09 August 2023
ጂቡቲ፣ ኣስታት 50 ሽሕ ቶን ክብደት ንዘለወን መራኽብ ንምጽጋን ዘኽእል ተንሳፋፊ ጋራጅ ኣብ ኣገልግሎት ከምዘውዓለት ኣፍሊጣ።
ፕረዚደንት እስማዒል ዑመር ገለ፣ ነ [...]
ቱኒዝያ፣ ኣብ ልዕሊ ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ትፍጽሞ ኣላ ዝተባህለ ግፍዕታት ጸለመ’ዩ ክብል ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ‘ታ ሃገር ነጺጉ
Radio Erena: Wednesday,09 August 2023
ቱኒዝያ፣ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ኣብ ልዕሊ ዘይብሎም ስደተኛታት ትፍጽሞ ምህላዋ፣ ብማዕከናት ዜና ዝጋዋሕ ዘሎ ሓበሬታ፣ ጸለመ'ዩ ክብል ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር [...]
ኢትዮጵያ፣ ኵናት ክልል ኣምሓራ ብዝልዓለ ናህሩ ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን፣ ባንክታት ገንዘበን ናብ ኣዲስ ኣበባ የግዕዛ ኣለዋ
Radio Erena: Wednesday,09 August 2023
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ ብሰንኪ ዝተወልዐ ኵናት፣ ኣብ ሓያሎ ከባቢታት ምሉእ ብምሉእ ጸጥታ ብምፍራሱን፣ እቲ ግጭት ናብ ከተማታት ጎንደርን ባህርዳርን ይጽጋዕ ብም [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ሩስያ ዘይተሳተፈቶ ዋዕላ ዘተ ሰላም ሩስያን ዩክሬይንን ወዲባ
Radio Erena: Tuesday,08 August 2023
ስዑዲ ዓረብ፣ ሩስያ ዘይተሳተፈቶ ዋዕላ ዘተ ሰላም ሩስያን ዩክሬይንን ወዲባ።
እቲ ልዕሊ 30 ሃገራት ዝተዓደማሉ ብ06 ነሓሰ ኣብ ጂዳ ዝተኻየደ ዋዕላ ንሰላም፣ ኣብ [...]
ኡጋንዳ፣ ቤት ጽሕፈት ወኪል ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ኣብ ካምፓላ ተዓጽዩ
Radio Erena: Tuesday,08 August 2023
መንግስቲ ኡጋንዳ፣ ኣብ ካምፓላ ዝርከብ ቤት ጽሕፈት ወኪል ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ዝሃቦ ፍቓድ ከሐድስ ፍቓደኛ ብዘይምዃኑ፣ ክዕጾ ከምዝተወሰነት ተገሊጹ።
[...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ ናይ ህጹጽ እዋን ተኣዊጁ
Radio Erena: Tuesday,08 August 2023
ሚሊሻታትን ዕጡቓት ኣምሓራ ፋኖን፣ ንሓያሎ ከባቢታት ክልል ኣምሓራ ኣብ ዝቖጻጸርሉ ዘለዉ እዋን፣ መንግስቲ ኢትዮጵያ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዊጁ።
ኣብቲ ንኻልኣይ ሰሙን ዝ [...]
ሓይሊ ንናጽነትን ለውጥን ሱዳን፤ ኣዳልዩዎ ዘሎ እማመ ሰላም፤ ንዘይተወሰነ እዋን ኣናዊሑዎ ከምዘሎ ገሊጹ
Radio Erena: Monday, 07 August 2023
ሓለፍቲ'ቲ ምንቅስቓስ ብዕለት 5 ነሓሰ ኣብ ዝሃብዎ ጋዜጣዊ መግለጺ፤ ቀንዲ ምኽንያት ናይቲ ምድንጓይ፤ ተወሰኽቲ ሲቪላውያን ውድባት ንምእካብን ነቲ እማመ ንምዕሟቕን ምዃኑ [...]
ኣብ ኤርትራ ዝሰልጠኑ ወተሃደራት ሶማል፣ ከካብ መዓስከራቶም ሃዲሞም ናብ ፑንትላንድ ይሰግሩ ምህላዎም ተገሊጹ
Radio Erena: Monday, 07 August 2023
ማዕከን ዜና ጋሮወ ኣብ ዘመሓላለፎ ጸብጻብ፣ ክሳብ 400 ዝኣኽሉ ወተሃደራት፣ ናብ ሰራዊት ፑንትላንድ ተጸምቢሮም ምህላዎም ኣመልኪቱ።
እዚ ፕረዚደንት ደኒ ባዕሉ ይከታ [...]
ኣብ መንጎ ሰራዊት ፈደራልን ዕጡቕ ሓይሊ ፋኖን ክካየድ ዝቐነየ ውግእ ናብ ሓያሎ ከባቢታት ክልል ጎንደር ኣስፋሕፊሑ
Radio Erena: Sunday, 06 August 2023
ኣብ መንጎ ሰራዊት ፈደራልን ዕጡቕ ሓይሊ ፋኖን ክካየድ ዝቐነየ ውግእ ናብ ሓያሎ ከባቢታት ክልል ጎንደር ከምዘስፋሕፈሐ ኣብ ዝግለጸሉ ዘሎ እዋን፤ ቆንስል ሚኒስተራት ኢትዮጵያ ኣ [...]
ላዕለዋይ ኣኽባር ሕጊ ሱዳን፤ኣንጻር ፈጣን ሓይልታት ምልሻ ክሲ፤ ናብ ሕቡራት ሃገራት ኣቕሪቡ
Radio Erena: Sunday, 06 August 2023
ላዕለዋይ ኣኽባር ሕጊ ሱዳን፤ኣንጻር ፈጣን ሓይልታት ምልሻ ዝቐንዐ ክሲ ናብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣቕሪቡ።
እቲ ቀሪቡ ዘሎ ክሲ፤ ጾታዊ ዓመጽ፤ መሸጣን ምጭዋይን ደቀንስትዮ [...]