Category: ኣህጉራዊ ዜና
”ሕብረት ኤውሮጳ፤ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ዚምባብወ ንምትዕንቓፍ ምትእትታው ይገብር ኣሎ”፡ ዛኑ ፒኤፍ
Radio Erena: Sunday, 20 August 2023
ሕብረት ኤውሮጳ፤ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ዚምባብወ ንምትዕንቓፍ ምትእትታው ይገብር ኣሎ፤ ክብሉ ሰበስልጣን'ታ ሃገር ንዘቕረቡዎ ክሲ፤ እቲ ሕብረት ናይ ኣሉታ ምላሽ ሂቡሉ።
ሕብረት ኤው [...]
ኤኮዋስ፤ ምስቲ ኣብ ናይ ገዛ ማሕዩር ዝርከብ ፕረዚደንት መሓመድ ባዙም ተራኺቡ
Radio Erena: Sunday, 20 August 2023
ላዕለዋይ ጉጀለ ልኡኽ ኤኮዋስ፤ ምስቲ ካብ ስልጣኑ ተኣልዩ ኣብ ናይ ገዛ ማሕዩር ዝርከብ ፕረዚደንት መሓመድ ባዙም ተራኺቡ።
እቲ ጉጀለ ብቀዳም 19 ነሓሰ ኣብ ከተማ ኒያመይ ከምዝ [...]
ጎረባብቲ ሃገራት ሶማል፣ ኣንጻር ኣልሸባብ ንዝካየድ ካልኣይ መድረኽ መጥቃዕቲ፣ ብልፍንቲ ክዋስኣ ዝኣተውኦ መብጽዓ ከምዘየተግበራ ላዕለዋይ ኣዛዚ ሰራዊት እታ ሃገር ወቒሱ
Radio Erena: Friday, 18 August 2023
ኢትዮጵያ፣ ጂቡቲን ኬንያን፣ ኣብቲ መንግስቲ ሶማል ኣንጻር ኣልሸባብ ዘካይዶ ካልኣይ መድረኽን ወሳኒን መጥቃዕቲ፣ ብልፍንቲ ክሳተፋ ዝኣተውኦ መብጽዓ ከምዘይተግበራ፣ ሓድሽ [...]
ስዑዲ ዓረብን ኢራንን ንነዊሕ ዓመታት ሻሕኪሩ ዝጸንሐ ዝምድንአን ንምሕዳስ ዘትየን
Radio Erena: Friday, 18 August 2023
ስዒዲ ዓረብን ኢራንን፣ ንነዊሕ ዓመታት ሻሕኪሩ ዝጸንሐ ዝምድነአን ንምሕዳስ ዘትየን።
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢራን፣ ሑሴን ኣሚር ዓብልሓያን፣ ንናይ ሓደ መዓልቲ ዑደ [...]
ደቡብ ሱዳን፣ ዝመጽእ ዓመት ንመጀመርያ እዋን ምርጫ ፕረዚደንት ከተካይድ’ያ
Radio Erena: Thursday, 17 August 2023
ኣብ 2011 ካብ ሱዳን ተፈልያ ናጽነታ ዝኣወጀት ደቡብ ሱዳን፣ ዝመጽእ ዓመት፣ ንመጀመርያ እዋን ሓፈሻዊ ምርቻ ከተካይድ'ያ።
ብመሰረት እቲ ኣብ መንጎ መሰጋገሪ መ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ ተፈጢሩ ዘሎ ግጭት ብሰለማዊ ዘተ ንምፍታሕ ትጽዕር ከምዘላ ኣፍሊጣ
Radio Erena: Thursday, 17 August 2023
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ ተፈጢሩ ዘሎ ግጭት፣ ብሰለማዊ ዘተ ንምፍታሕ ጻዕርታት የካይድ ከምዘሎ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተርን ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢን እታ [...]
ሊብያን ቱኒዝያን፣ ኣብ ዶባተን ተዓጊቶም ንዘለዉ ስደተኛታት ክቕበላ ከምዝተሰማምዓ ተገሊጹ
Radio Erena: Wednesday, 16 August 2023
ንሊብያን ቱኒዝያን ኣብ ዘራኸብ ከባቢታት ራስ ጃዲር ተዓጊቶም ንዘለዉ ኣማኢት ስደተኛታት ንምዕቛብ ክልትኤን ሃገራት ኣብ ስምምዕ ከምዝበጽሓ ተገሊጹ።
እቲ ብ15 [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ንመጀመርያ እዋና ኣምባሳደር ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ፍልስጤም መዚዛ
Radio Erena: Wednesday, 16 August 2023
ምስ እስራኤል ዝምድና ክትምስርት'ያ ዝብሃለላ ዘሎ ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ፍልስጤም ናይ መጀመርያ እዋን ኣምባሳደር መዚዛ።
ተንቀሳቓሲ ኣምባሳደር ስዑ [...]
ጂቡቲን ሩስያን ኣብ መንጎአን ክህሉ ብዛዕባ ዝኽእል ወትሃደራዊ ምትሕግጋዝ ዘትየን
Radio Erena: Wednesday, 16 August 2023
ሩስያ፣ ምስ ጁቡቲ ብዛዕባ ክህልዋ ዝኽእል ወትሃደራዊ ምትሕግጋዝ ብምትኳር ዘተ ከምዘካየደት ኣፍሊጣ።
ምክትል ሚኒስተር ሩስያ፣ ልዩተናትን ጀነራል ኣሌክሳንደር ፎ [...]
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ብጀነራል ሐሚቲ ንዝምርሑ ፈጣን ሓይልታት ሱዳን ተዕጥቕ ኣላ ንዝብል ጸብጻብ ነጺጋ
Radio Erena: Tuesday, 15 August 2023
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ብጀነራል ሓምዳን ዳጋሎ ንዝምርሑ ፈጣን ሓይልታት ሱዳን ኣጽዋር ተዕጥቕ ኣላ ንዝብል ጸብጻብ ነጺጋ።
ብደረጃ ዓለም ልዑል ተነባብነት ዘለዋ ዎ [...]