Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 382 383 384 385 3840 / 3847

ቐጠር፣2.5 ቢልዮን ዶላር ዝዋግኡ ኣጽዋር ካብ ጀርመን ዓዲጋ

 ንግስነት ቐጠር፣2.5 ቢልዮን ዶላር ዝዋግኡ ኣጽዋር ካብ ጀርመን ከምዝዓደገ ደቾቬለ ሓቢሩ።    ቐጠር እቲ ካብ ጀርመን ዝዓደገቶ ኣጽዋር 62 ዘመናውያን ታንክታትን 24 ተመራሒ ሚሳይላትን ዘጠቓለለ ኮይኑ፣ እታ ሃገር ነቲ ኣጽዋR ዝሸመተ [...]

ኡጋንዳ ካብ ሱዳን ንዝቐረበላ ክሲ ነጺጋቶ

መንግስቲ ኡጋንዳ ንኣልበሽር ካብ ስልጣኑ ንምዕላው ይሰርሕ ኣሎ ክብል ብካርቱም ንዝቐረበ ክሲ ኡጋንዳ ናይ ኣሉታ ምላሽ ሂባትሉ።     ኣፈኛ ሃገራዊ ባይቶ ሱዳን ኣሕመድ ኢብራህም ኣል ጣህር ብዛዕባ’ዚ ጉዳይ ኣመልኪቱ ኣብ ዝሃቦ መግለ [...]

ኢትዮጵያ ንመርበብ ሓበሬታ ኣልጀዚራ ዓጺያቶ

ኢትዮጵያ ንመርበብ ሓበሬታ ኣልጀዚራ ከምዝዓጸወቶ፣ እቲ ኣብ ቛጠር ዝመደበሩ ማዕከን ዜና ኣልጀዚራ ኣፍሊጡ።    እቲ ኣብ ዶሓ ዝመደበሩ መራኸቢ ብዙሃን ኣልጀዚራ፣ ኣብ ዘቕረቦ ሓበሬታ፣ ሰበ ስልጣን ኢትዮጵያ ብዛዕባ ምዕፋን መርበብ ሓበሬታ [...]

ኢትዮጵያ ንመግለጺ በዓል ስልጣን ስዑዲ ዓረብ ነጺጋቶ

ኢትዮጵያ ንእትሃንጾ ዘላ ሓጽቢ ብዝምልከት ብላዕለዋይ በዓል ስልጣን ስዑዲ ዓረብ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዝተዋህበ መግለጺ፣ ከምዘይትቕበሎ ኣፍሊጣ።     እቲ ላዕለዋይ በዓል ስልጣን ስዑዲ ዓረብ፣ ምህናጽ ዲጋ ተሃድሶ ናይ ኢትዮጵያ፣ ነታ [...]

ኣዲስ ኣበባ ኣብ ጽኑዕ ሓለዋ

    ሰንበት 27 ጥሪ ኣብ ዝጅምር ኣኼባ መራሕቲ ሃገራት ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ጽኑዕ ሓለዋ ከምዘላ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም።        ዛጊት ተረጋጊጹ ብዘሎ ሓበሬታ ኣስታት 40 ዝኾኑ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣብዚ ዓ [...]

ኣብ ኢትዮጵያ ሓደ ኣውስትርያዊ ተቐቲሉ

ኣብ ኢትዮጵያ ከባቢ ባህር ዳር ኣብ ልዕሊ ኤውሮጳውያን በጻሕቲ ሃገራት ብዝተፈጸመ መጥቓዕቲ ሓደ ኣውስትርያዊ ከምዝተቐትለ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኦስትርያ ኣፍሊጡ።     ኣፈኛ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኦስትርያ፣ ማርቲን ዌስ ንኣገልግ [...]

ኣብ ዳርፉር ሰለስተ ወትሃደራት ኢትዮጵያ ተቐቲሎም

ሓደ ኣባል ናይቲ ኣብ ዳርፉር ተዋፊሩ ካብ ዝርከብ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ኣብ ልዕሊ ብጾቱ ብዝኸፈቶ ቶዅሲ ሰለስተ ወትሃደራት ኢትዮጵያ ከምዝቐተለ ሬድዮ ዳባንጋ ሓቢራ።    እታ ሬድዮ ንዝምልከቶም ሰበ ስልጣን ብምጥቃስ ኣብ ዘቕረ [...]

ክልተ ፖለቲከኛታት ኢትዮጵያ፣ ን10 ዓመት ተፈሪዶም

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኢትዮጵያ፣ ምስ ግንባር ሓርነት ኦሮሞ ርክብ ኣለኩም ንዝበሎም ክልተ ፖለቲከኛታት እታ ሃገር ንኣስታት 10 ዓመት ክእሰሩ ከምዝፈረዶም ሱዳን ትሪቡን ሓብሩ። እቶም ኦልባና ለሊሳ፣ በቀለ ገርባ ዝተባህለ መራሕቲ ፖለቲ [...]

ኣብ ካርቱም ሰለማዊ ሰልፊ ተኻየዱ

ኣብ ካርቱም ኣንጻር መንግስቲ ዝቐንዐ ሰፊሕ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻየዱ።እቲ ብሰንበት ኣብ ዓበይቲ ጎደናታት ካርቱም ዝተኻየደ ሰለማዊ ሰልፊ፣ ኣባላት ጸጥታ ሱዳን ኣብ ዳርፉር ኣብ ዝርከብ ዩኒቨርሲቲ ኣርባዕተ ተማሃሮ ድሕሪ ምቕታሎም’ዩ ተወሊዑ። [...]

ቀ. ሚኒስተር ቐጠር ንጉዳይ ኤርትራን ኢትዮጵያን ክሽምግል ተኽሎ’ሎ ተባሂሉ

ንኣርባዕተ ዓመታት ተበቲኹ ዝጸንሐ ዝምድና ኢትዮጵያን ቐጠርን ናብ ንቡር ድሕሪ ምምላሱ፣ ቐጠር ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ንዘሎ ዘይተፈትሐ ጉዳያት ንምሽምጋል ተበግሶ ክትወስድ ተኽእሎ ምህላዉ ዲፕሎማሰኛታት ይእምቱ።    ቀዳማይ ሚኒስ [...]
1 382 383 384 385 3840 / 3847