Category: ኣህጉራዊ ዜና
ሱዳን ኣብ ክሊ ማያታ ዘሎ ቀይሕ ባሕሪ ሰራዊታ ከተዋፍረሉ ምዃና ኣፍሊጣ
Radio Erena: 15 October 2017 ሱዳን ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዘለዋ ወተሃደራዊ ሓይሊ ከተዛዪዶ ምዃና ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ሱዳን ኢማድ ኣል-ዲን ዓዳዊ ብረቡዕ 11 ጥቅምቲ ኣብ መመረቕታ ኣባላት [...]
ኢትዮጵያ፣ ክልል ኦሮሞ ኣብ ዝተጓሃሃረ ግጭት ሓያሎ ሰባት ከምዝተቐትሉ ይግለጽ ኣሎ
Radio Erena: 13 October 2017 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኦሮምያ፣ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ኣንጻር መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተጎሃሃረ ተቓውሞ፣ ሓያሎ ሰባት ከምዝተቐትሉ ምንጭታት ካብታ ሃገር ሓቢሮም። ኣብቲ ኣብ ከባቢታት ኣምቦን ሻሸ [...]
ዚምባብዌ፣ ሓድሽ ዝተመዘዘ ሚኒስተር ውሕስነት ኢንተርነት ግዳይ ዳእላ ይኸውን
Radio Erena: 13 October 2017 ወዲ 93 ዓመት ፕረዚደንት ዚምባብዌ ሮበርት ሙጋበ፣ ኣብዚ ሰሙን'ዚ ኣብ ዘካየዶ ምቅይያር ሚኒስተራት፣ ሚኒስተር ፋይናንስ ንዝነበረ ፓትሪክ ቺናማሳ ካብ መዝነቱ ብምእላይ፣ ሚኒስተር ውሕስነት [...]
ቶጎ፣ ክካየድ ተወጢኑ ዝነበረ ዋዕላ እስራኤልን ሃገራት ኣፍሪቃን ተሰሪዙ
Radio Erena: 12 October 2017 ካብ 23 ክሳብ 27 ጥቅምቲ ኣብ ቶጎ ክካየድ ተወጢኑ ዝነበረ ዋዕላ እስራኤልን ሃገራት ኣፍሪቃን ተሰሪዙ። እቲ ዋዕላ ብጠለብ መንግስቲ ቶጎ ከምዝተሰረዘ ዘረጋገጸ ሚኒትሪ ጉዳያት ወጻኢ’ታ ሃ [...]
ራይላ ኦዲንጋ ን26 ጥቅምቲ ኣብ ዝድገም ፕረዚደንታዊ ምርጫ ከምዘይሳተፍ ኣፍሊጡ
Radio Erena: 12 October 2017 ቀንዲ መወዳድርቲ ፕረዚደንት ኡሁሩ ኬንያታ ዝኾነ ራይላ ኦዲንጋ፣ ን26 ጥቅምቲ ኣብ ዝድገም ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኬንያ ከምዘይሳተፍ ኣፍሊጡ። ራይላ ኦዲንጋ ካብቲ ምርጫ ዝስሕብ ዘሎ፣ ኣባላት ቦር [...]
መራሕቲ ሱዳንን ሶማልን ኣብ ህሉው ኩነታት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ጸጥታ ሶማልን ዘትዮም
Radio Erena: 10 October 2017 መራሕቲ ሱዳንን ሶማልን ኣብ ህሉው ኩነታት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ጸጥታ ሶማልን ከምዝዘተዩ ካብ ካርቱም ዝተመሓላለፈ ሓበሬታ ኣነጺሩ። ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ብ5 ጥቅምቲ ንፕረ [...]
ኣፈ-ጉባኤ ፓርላማ ኢትዮጵያ ብወለንትኡ ካብ ስልጣኑ ክእለ ሓቲቱ
Radio Erena: 10 October 2017 ኣፈ-ጉባኤ ፓርላማ ኢትዮጵያ ኣባዱላ ገመዳ ብወለንትኡ ካብ ስልጣኑ ክእለ ከምዝሓተተ ማዕከናት ዜና ካብታ ሃገር ሓቢረን። ኣቶ ኣባዱላ ገመዳ ኣብ ዘቕረቦ ጠለብ፣ ንሓያሎ ዓመታት ኣብቲ ጽፍሒ ከ [...]
ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ሱዳን ኣጽኒዓቶ ዝጸንሐት ማዕቀብ ኣልዒላቶ
Radio Erena: 08 October 2017 ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ሱዳን ኣጽኒዓቶ ዝጸንሐት ማዕቀብ ኣልዒላቶ። እዚ ንኣስታት 20 ዓመታት ኣብ ልዕሊ ሱዳን ተነቢሩ ዝጸንሐ ቁጠባዊ ማዕቀብ ንኽለዓል፣ ሰበስልጣን መንግስቲ ሱዳን ናይ ዓመትን ሽ [...]
ኣብ በበይኑ ከተማታት ኬንያ ሰላማዊ ሰልፍታት ተኻዪዱ
Radio Erena: 08 October 2017 ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኬንያ ዳግማይ ክካየድ ምድላዋት ኣብ ዝግበረሉ ዘሎ እዋን፣ ኣብ በበይኑ ከተማታት’ታ ሃገር ሰላማዊ ሰልፍታት ይካየድ ከምዘሎ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ሓበሬታ ኣረጋጊጹ።ኣብቲ ብ [...]
ዓቃብ ሰላም ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ናይ ዝተቐትሉ 42 ህጻናት ተሓታቲ እዩ: ውድብ ሕቡራት ሃገራት
Radio Erena: 08 October 2017 ኣብ ሶማል ዓስኪሩ ዘሎ ዓቃብ ሰላም ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ናይ ዝተቐትሉ 42 ትሕቲ ዕድመ ህጻናት ተሓታቲ እዩ ክብል ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ።እቲ ውድብ ብዓርቢ 6 ጥቅምቲ [...]