Category: ኣህጉራዊ ዜና
ህቡብ ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪ ነበረ ጆርጅ ዊያ፣ ፕረዚደንት ላይበርያ ንምዃን ቃለ መሓላ ፈጺሙ
Radio Erena: 24 January 2018 ህቡብ ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪ ነበር ጆርጅ ዌያ፣ ፕረዚደንት ላይበርያ ንምዃን ብ22 ጥሪ ቃለ መሓላ ፈጺሙ። እንኮ ኣፍሪቃዊ ተሸላሚ ባሎንዶር ዝኾነ ጆርጅ ዌያ፡ ንቀዳመይቲ ኣፍሪቃዊት ጓለንስተይ [...]
ኣመሪካ ኣብ ሶማልያ ናይ ኣየር መጥቃዕቲ ከምዘካየደት ተሓቢሩ
Radio Erena: 21 January 2018 ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ ሶማልያ ናይ ኣየር መጥቃዕቲ ከምዘካየደት፣ ካብታ ሃገር ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ። ኣብቲ 50 ኪሎሜተር ካብ ወደባዊት ከተማ ኪስማዮ ዝተኻየደ ናይ ኣየር መጥቃዕ [...]
ጀርመን፣ ኣብ የመን ኲናት ንዘካዪዱ ዘለዉ ወገናት ትሸጦ ዝነበረት ኣጽዋር ደው ከምዘበለቶ ገሊጻ
Radio Erena: 21 January 2018 ጀርመን፣ ኣብ የመን ኲናት ንዘካዪዱ ዘለዉ ኩሎም ወገናት ትሸጦ ዝነበረት ኣጽዋር ደው ከምዘበለቶ ገሊጻ። ወሃብ ቃል ቻንስለር ጀርመን ኣንገላ መርከል ብዓርቢ 19 ጥሪ ኣብ ዝሃቦ ቃል፣ ጀርመን [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ናብ ሃገራዊ ባንክ የመን 2 ቢልዮን ዶላር ከተሰጋግር’ያ
Radio Erena: 18 January 2018 ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገራዊ ባንክ የመን 2 ቢልዮን ዶላር ከተጋገር ምዃና ኣፍሊጣ። ንጉስ ሳልማን ቢን ዓብደልዓዚዝ ኣል ስዑድ ብሮቡዕ 17 ጥሪ ኣብ ዘመሓላለፎ ትእዝዛ፣ እቲ ንሕውየት ቁጠባ የመን [...]
ው.ሕ.ሃ.ን ሕ.ኣፍሪቃን፣ ኣብ ደቡብ ሱዳን ዳግማይ ተወሊዑ ንዘሎ ውግእ ኮኒኖም
Radio Erena: 14 Januray 2018 ውድብ ሕቡራት ሃገራትን ሕብረት ኣፍሪቃን፣ ኣብ ደቡብ ሱዳን ዳግማይ ተወሊዑ ንዘሎ ውግእ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስትን ተቓወምቲ ሓይልታትን ኮኒኖም። ውድብ ሕቡራት ሃገራት ብ12 ጥሪ ኣብ ዘውጸ [...]
ሕ.ኣፍሪቃ ንፕ.ትራምፕ ዝምልከት መግለጺ ኣውጺኡ
Radio Erena: 14 Januray 2018 ፕረዚደንት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ፣ ንሃገራት ኣፍሪቃ፣ ሀይቲን፣ ኤልሳልቫዶርን ብኣጸያፊ ስም ምጽዉዑ ኣብ ዲፕሎማስያዊ ዓለም ኣዘራራቢ ኮይኑሉ ዘሎ እዋን፣ ሕብረት ኣፍሪቃ መ [...]
ቀጠር ናብ ሱዳን 500 ኣውቶቡሳት ክትልእኽ’ያ
Radio Erena: 12 Januray 2018 ቀጠር፣ 500 ኣውቶቡሳት ናብ ሱዳን ክትልእኽ ምዃና ሚኒስተር መጓዓዝያን መራኸቢታትን እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ኩባንያ ምዋሳላት ናይ ቀጠር ነተን ኣብ ኣገልግሎታት ህዝባዊ መጓዓዝያ ዝዋፈራ ኣውቶቡ [...]
ግብጺ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋጅ ኣናዊሓ
Radio Erena: 11 Januray 2018 ግብጺ፣ ንልዕሊ ትሽዓተ ኣዋርሕ ኣጽኒዓቶ ዘላ ናይ ህጽጹጽ እዋን ኣዋጅ ንተወሳኺ ሰለስተ ኣዋርሕ ኣናዊሓ። እታ ሃገር፣ ኣብ ቤተክርስትያን ድሕሪ ዘጋጠመ ሽበራዊ መጥቃዕቲ ምኽንያት ብምግባር ኣብ [...]
ኢትዮጵያን ኩባን ዝምድንአን ንምሕያል ይሰማምዓ
Radio Erena: 11 Januray 2018 ኢትዮጵያን ኩባን ዝጸንሐ ዝምድንአን ንምሕያሉ ስምምዕ ከቲመን። እዘን ሃገራት ነዚ ስምምዕ ዝኸተማ ናብ ኩባ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ዝፍጽም ዘሎ ፕረዚደንት ኢትዮጵያ ዶክተር ተሾመ ሙላቱ ም [...]
ካብ ሱዳን ናብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ዝተበገሰት ነፋሪት፣ ኣብ ውሽጣ ባርዕ ኣጋጢሙ
Radio Erena: 11 Januray 2018 ካብ ሱዳን ናብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ዝተበገሰት ናይ መጓዓዝያ ነፋሪት መንገዲ ኣየር ዓረብያ፣ ኣብ ውሽጣ ብዘጋጠመ ባርዕ ብሃንደበት ክትዓልብ ተገዲዳ። እታ ነፋሪት፣ 103 ገያሾ ጽዒና ብ9 ጥ [...]