Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 353 354 355 356 357 386 3550 / 3855
ኢትዮጵያ፣ ን19% ብርኪ ኣገልግሎታት ወደብ በርበራ ገዚኣቶ

ኢትዮጵያ፣ ን19% ብርኪ ኣገልግሎታት ወደብ በርበራ ገዚኣቶ

Radio Erena: 02 March 2018 ኢትዮጵያ ን19% ብርኪ ኣገልግሎታት ወደብ በርበራ፣ ናይ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ከምዝገዝኣቶ ጋልፍ ኒውስ ሓቢሩ። ኢትዮጵያ ነቲ፣ ኣብ ትሕቲ DP World ዝተባህለ ናይ ዱባይ ኣገልግሎታት ወ [...]
ላዕለዎት ወትሃደራውያን ኣዘዝቲ ናይተን ሰራዊተን ኣብ ሶማል ኣዋፊረን ዝርከባ ሃገራት ኣኼባ ኣካይዶም

ላዕለዎት ወትሃደራውያን ኣዘዝቲ ናይተን ሰራዊተን ኣብ ሶማል ኣዋፊረን ዝርከባ ሃገራት ኣኼባ ኣካይዶም

Radio Erena: 02 March 2018 ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ናይተን ሰራዊተን ኣብ ሶማል ኣዋፊረን ዝርከባ ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ብ28 ለካቲት ኣብ ካምፓላ፣ ርእሰ ከተማ ኡጋንዳ ኣኼባ ከምዘካየዱ ማዕከን ዜና ደይሊ ሞኒተር ሓቢራ። እቶ [...]
ስዑዲ ዓረብ ምቅይያር ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ኣካዪዳ

ስዑዲ ዓረብ ምቅይያር ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ኣካዪዳ

Radio Erena: 01 March 2018 ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ ምቅይያር ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ከምዘካየደት ኣፍሊጣ። እታ ሃገር፣ ምቅይያር ናይ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ዝርከቦም ኣብ ሚኒስትሪታት ምክልኻልን ውሽጣዊ ጉዳያትን ዝርከቡ ላዕ [...]
ሱዳንን ኢትዮጵያን፣ ኣብ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ስትራቴጂ ይዝትያ

ሱዳንን ኢትዮጵያን፣ ኣብ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ስትራቴጂ ይዝትያ

Radio Erena: 28 February 2018 ሱዳንን ኢትዮጵያን ኣብ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ስትራቴጂ ይዝትያ ምህላወን ምንጭታት ዜና ካብ ካርቱም ሓቢረን። እቲ ብሰኑይ 26 ለካቲት ኣብ ከተማ ካርቱም ዝተኸፍተ ዘተ፣ ክልቲኤን ሃገራት ብፖለ [...]
ጅቡቲ፣ ኣብ ናይ ባይቶ ምርጫ፣ ኣብ ስልጣን ዝርከብ ሰልፊ ብዓብላሊ ድምጺ ተዓዊቱ

ጅቡቲ፣ ኣብ ናይ ባይቶ ምርጫ፣ ኣብ ስልጣን ዝርከብ ሰልፊ ብዓብላሊ ድምጺ ተዓዊቱ

Radio Erena: 28 February 2018 ኣብ ጅቡቲ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ባይቶ ምርጫ፣ ኣብ ስልጣን ዝርከብ ሰልፊ ን58 ናይቲ 65 ሓፈሻዊ መናብራት ባይቶ ከምዝተዓወተሉ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ሓበሬታ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ኣስታት 194 [...]
መንግስቲ ጂቡቲ ሓደ ካብቲ ብሕቡራት ኢማራት ዓረብ ክመሓደር ዝጸንሐ ተርሚናል ወደብ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽሩ ኣእትዩ

መንግስቲ ጂቡቲ ሓደ ካብቲ ብሕቡራት ኢማራት ዓረብ ክመሓደር ዝጸንሐ ተርሚናል ወደብ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽሩ ኣእትዩ

Radio Erena: 25 February 2018 መንግስቲ ጂቡቲ ሓደ ካብቲ ብሕቡራት ኢማራት ዓረብ ክመሓደር ዝጸንሐ ተርሚናል ወደብ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽሩ ኣእትዩ። እቲ ዶራለ ዝተባህለ ተርሚናል ወደብ፣ ብ ዲፒ. ዎርልድ ዝተባህለ ናይ ኢማራት [...]
ው.ሕ.ሃ.፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ብገዛእ ፍቓዱ ስልጣኑ ከረክብ ምውሳኑ ብሓጎስ ተቐቢሉ

ው.ሕ.ሃ.፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ብገዛእ ፍቓዱ ስልጣኑ ከረክብ ምውሳኑ ብሓጎስ ተቐቢሉ

Radio Erena: 25 February 2018 ውድብ ሕቡራት ሃገራት፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ብገዛእ ፍቓዱ ስልጣኑ ከረክብ ምውሳኑ ብሓጎስ ከምዝተቐበሎ ገሊጹ። እቲ ውድብ ብዕለት 23 ለካቲት ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ተኸሲ [...]
ቱርኪ ኣብ ምብራቕ ሱዳን ኣብ ዕደና ነሓስ ክትነጥፍ’ያ

ቱርኪ ኣብ ምብራቕ ሱዳን ኣብ ዕደና ነሓስ ክትነጥፍ’ያ

Radio Erena: 23 February 2018 ቱርኪ፣ ኣብ ምብራቕ ሱዳን ዞባ ቀይሕ ባሕሪ፣ ኣብ ዕደና ነሓስ ክትነጥፍ ምዃና ተገሊጹ። እዚ ዝግለጽ ዘሎ፣ ልኡኽ መንግስቲ ቱርኪ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ሱዳን ድሕሪ ዘካየዶ ምብጻሕ'ዩ። እቲ ዕ [...]
ቻድ ምስ ቀጠር ኣቛሪጻቶ ዝጸንሐት ዝምድና ናብ ንቡር መሊሳ

ቻድ ምስ ቀጠር ኣቛሪጻቶ ዝጸንሐት ዝምድና ናብ ንቡር መሊሳ

Radio Erena: 23 February 2018 ቻድ ምስ ቀጠር ኣቛሪጻቶ ዝጸንሐት ዲፕሎማስያዊ ዝምድና ናብ ንቡር ክትመልስ ወሲና። እታ ሃገር ነቲ፣ ካብ ወርሒ ነሓሰ ናይ 2017 ኣትሒዛ በቲኻቶ ዝጸንሐት ዝምድና ናብ ንቡር ንምምላስ፣ ሚ [...]
ግብጺ ኣብ ጉዳይ መስርሕ ሰላም ደ.ሱዳን ኣበርክቶ ንምግባር ቅርብቲ ምህላዋ ትገልጽ

ግብጺ ኣብ ጉዳይ መስርሕ ሰላም ደ.ሱዳን ኣበርክቶ ንምግባር ቅርብቲ ምህላዋ ትገልጽ

Radio Erena: 22 February 2018 ግብጺ ኣብ ጉዳይ መስርሕ ሰላም ደቡብ ሱዳን ኣበርክቶ ንምግባር ቅርብቲ ከምዘላ ፕረዚደንት ዓብደለፈታሕ ኣልሲሲ ገሊጹ። እቲ ፕረዚደንት ነዚ ዝገለጸ፣ ብሚኒስተር ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ማይክ [...]
1 353 354 355 356 357 386 3550 / 3855