Category: ኣህጉራዊ ዜና
ኣመሪካ ምስ ጂቡቲ ዘለዋ ዝምድና ዝያዳ ከተሐይሎ ከምእትደሊ ገሊጻ
Radio Erena: 11 March 2018 ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ምስ ጂቡቲ ዘለዋ ዝምድና ዝያዳ ከተሐይሎ ከምእትደሊ ተገሊጹ። ነዚ ዝገለጸ፣ ጸሓፊ ጉዳያት ኣመሪካ ረክስ ተለርሰን ብ9 መጋቢት ምስ ፕረዚደንት ጂቡቲ ኢስማዒል ዑመር ገለ [...]
ኣብ መንጎ መንግስቲ ሱዳንን ተቓወምቱን ዘሎ ፖለቲካዊ ዘይምርድዳእ ንምፍታሕ ፈረንሳ ፍሉይ ጻዕርታት ከተካይድ’ያ
Radio Erena: 11 March 2018 ኣብ መንጎ መንግስቲ ሱዳንን ተቓወምቱን ዘሎ ዘሎ ፖለቲካዊ ዘይምርድዳእ ንምፍታሕ ፈረንሳ ፍሉይ ጻዕርታት ከተካይድ ምዃና ገሊጻ። ኣምባሳደር ፈረንሳ ኣብ ሱዳን ኢማኑወል ብላትማን ትማሊ 10 መጋቢት [...]
ኢትዮጵያን ሕ/ ኢማራት ዓረብን፣ ፖለቲካዊ ምምኽኻር ክገብራ ዘኽእል መዘክር ከቲመን
Radio Erena: 09 March 2018 ኢትዮጵያን ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ኣብ ፖለቲካዊ ጉዳያት ሓድሕደን ክመኻኸራ ዘኽእል መዘክር ከምዝኸተማ ኣገልግሎት ዜና ኢማራትስ ኣፍሊጡ። እቲ መዘከር ዝተኸተመ፣ ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሸኽ ዓብ [...]
ቻይና ኣብ ጅቡቲ እትገብሮ ዘላ ምስፍሕፋሕ ንኣመሪካ የስግእ
Radio Erena: 09 March 2018 ቻይና ኣብ ጅቡቲ እትገብሮ ዘላ ወትሃደራውን ቁጠባውን ምስፍሕፋሕ ንረብሓታት ኣመሪካ ስግኣት ምዃኑ ኣዛዚ ሰራዊት ኣመሪካ እዚ ኣፍሪቃ ኣፍሊጡ። ጀነራል ቶማስ ዋልድሁሰር ነዚ ዘፍለጠ ብሰሉስ 6 መ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ንመጀመርያ እዋኑ ቅድድም ጉያ እግሪ ደቂንስትዮ ተኻይዱ
Radio Erena: 09 March 2018 ኣብ ስዑዲ ዓረብ፣ ንመጀመርያ እዋኑ ቅድድም ጉያ እግሪ ደቂንስትዮ ከምዝተኻየደ ማዕከናት ዜና ካብታ ሃገር ሓቢረን። እቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ 3 መጋቢት ዝተኻየደ ቅድድም፣ 3000 ሜትሮ ዝሸፈ [...]
ሕ/ ኢማራት ዓረብ፣ 17 ቢልዮን ባጤራ የመን ዝጸዓነት መርከብ ናብ ዓደን ከይትኣቱ ከልኪላ
Radio Erena: 08 March 2018 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ 17 ቢልዮን ባጤራ የመን ዝጸዓነት መርከብ ናብ ወደብ ዓደን ከይትጽጋዕ ከልኪላ ከምዘላ ሰበ ስልጣን መንግስቲ የመን ገሊጾም። እቲ 680 ሚልዮን ዶላር ዝተገመተ ገንዘብ፣ ባ [...]
መንግስቲ ሶማል፣ ኢትዮጵያን ዱባይን ኣብ ጉዳይ ወደብ በርበራ ምስ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ዝኸተምኦ ስምምዕ ተቓዊሙ
Radio Erena: 06 March 2018 ኢትዮጵያን DP world ሕቡራት ኢማራትን ኣብ ጉዳይ ወደብ በርበራ ምስ መንግስቲ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ዝኸተምኦ ስምምዕ ንሉኡኣላውነት ሓንቲ ሶማል ዝግህስ'ዩ ክብል መንግስቲ ሶማል ተቓዊሙ [...]
ስዑዲ ዓረብን ግብጽን፣ 10 ቢልዮን ዶላር ዝተገመተት ሓዳስ ከተማ ክሃንጻ ተሰማሚዐን
Radio Erena: 06 March 2018 ስዑዲ ዓረብን ግብጽን፣ ኣስታት 10 ቢልዮን ዶላር ዝተገመተት ሓዳስ ከተማ ክሃንጻ ከምዝተሰማምዓ ተሓቢሩ። እታ ኣብ ሓውሲ ደሴት ሲናይ፣ ኣብ ኣስታት 1 ሽሕ ትርብዒት ኪሎሜተር ስፍሓት ኣብ ዘለዎ [...]
ፓርላማ ኢትዮጵያ ንኣዋጅ ህጹጽ እዋን ብዓብላሊ ድምጺ ኣጽዲቑ
Radio Erena: 04 March 2018 ፓርላማ ኢትዮጵያ ነቲ ንሽዱሽተ ኣዋርሕ ክጸንሕ ዝተኣወጀ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋጅ ብዓብላሊ ድምጺ ኣጽዲቑዎ። እቲ ፓርላማ ብዓርቢ 2 መጋቢት ኣብ ዝተጋባኣሉ፣ ካብ 539 ንጡፋት ኣባላቱ፣ 395 ደገ [...]
ሱዳን ካብ ግብጺ ስሒባቶ ዝጸንሐት ኣምባሳደራ ዳግማይ ናብ ቦትኡ ክትመልሶ’ያ
Radio Erena: 04 March 2018 ሱዳን ካብ ግብጺ ስሒባቶ ዝጸንሐት ኣምባሳደራ ዳግማይ ናብ ቦትኡ ክትመልሶ ሙዃና ኣፍሊጣ። ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ኢብራሂም ጋንዱር ኣብ ዝሃቦ መግለጺ ካብ ሰኑይ ዕለት 5 መጋቢት ጀሚ [...]