Category: ኣህጉራዊ ዜና
ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ናይ ምብራቕ ኣፍሪቃ ዑደቱ ብምቕጻል ናብ ኡጋንዳ ከምርሕ’ዩ
Radio Erena: 07 June 2018 ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ፣ ኣብ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ዘካይዶ ዘሎ ዑደት ብምቕጻል፣ ናብ ኡጋንዳ ከምርሕ ምዃኑ ተሓቢሩ። እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ናብ ካምፓላ [...]
ሰራዊት ፣ህዝቢ ምስ ዝመረጾ ሰልፊ ደው ክብል ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ኣዘኻኺሩ
Radio Erena: 05 June 2018 ሰራዊት ፣ህዝቢ ምስ ዝመረጾ ፖለቲካዊ ሰልፊ ደው ክብል ከምዘለዎ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ከምዘዘኻኸረ ጋዜጣ ዘ ሪፖርተር ካብ ኣዲስ ኣበባ ሓቢራ። እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ነ [...]
ፕረዚደንት ሱዳን ንፍሉይ ልኡኽ ቀጠር፣ ኣብ ጉዳያት ጸረ ሽበራን ዕርቅን፣ ኣብ ቤት ጽሕፈቱ ተቐቢሉ ኣዘራሪቡ
Radio Erena: 05 June 2018 ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣል በሽር ንፍሉይ ልኡኽ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ቀጠር፣ ኣብ ጉዳይት ጸረ ሽበራን ዕርቅን፣ ዶክተር ሙልታቕ ቢን ማጂድ ኣል ቓሕታኒ ኣብ ካርቱም ኣብ ዝርከብ ቤት ጽሕ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብታ ሃገር ኣጽኒዑዎ ዝጸንሐ ናይ ህጹጽ እዋን ሓደጋ ክለዓል ወሲኑ
Radio Erena: 03 June 2018 መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብታ ሃገር ኣጽኒዑዎ ዝጸንሐ ናይ ህጹጽ እዋን ሓደጋ ከልዕሎ ምዃኑ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ገሊጹ። ቤት ምኽሪ ሚኒስተራት ኢትዮጵያ ብቀዳም 2 ሰነ ኣብ ዘካየዶ ዋዕላ፣ ነቲ ካ [...]
ቁጠባ ሱዳን ናይ 54 ሚእታዊት ዝቕባበ ብምርኣይ ናብ ዝተሓተ ኣንቆልቊሉ
Radio Erena: 03 June 2018 ቁጠባ ሱዳን ኣብ ቀዳማይ ርብዒ ናይዚ ሒዝናዮ ዘለና ዓመት ናይ 54 ሚእታዊት ዝቕባበ ኣርእዩ ከምዘሎ ሚኒስትሪ ፋይናንስ’ታ ሃገር ገሊጹ። እቲ ሚኒስትሪ ብሓሙስ 31 ግንቦት ኣብ ዝዘርገሖ ጸብጻብ፣ [...]
ዘይምልከተን ሃገራት ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ ሶማል ካብ ምእታው ክቑጠባ ኮሚሽነር ሕብረት ኣፍሪቃ ጸዊዑ
Radio Erena: 01 June 2018 ዘይምልከተን ሃገራት ኣብ ጉዳይ ሶማል ጣልቃ ይኣትዋ ምህላወን ንሕብረት ኣፍሪቃ ከምዘተሓሳሰቦ ኮሚሽነር እቲ ሕብረት ሙሳ ፋኪ መሓመድ ገሊጹ። ንሱ ምስቲ ኣብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ ምብጻሕ ዘካየደ ቀዳማ [...]
ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ኣብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ፈጺሙ
Radio Erena: 01 June 2018 ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫኪር ሚያርዲት ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ሓደ መዓልቲ ምብጻሕ ከምዝፈጸመ ማዕከናት ዜና ካብ ጁባ ሓቢረን። እቲ ፕረዚደንት ብ30 ግንቦት ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝኣተወሉ ምስ ቀ [...]
የመንን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ኣብ ጸጥታ ዘተኮረ ዝርርብ ኣካይደን
Radio Erena: 01 June 2018 ሚኒስተራት ውሽጣዊ ጉዳያት የመንን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ኣብ ጸጥታ ዘተኮረ ዘተ ከምዘካየዱ ኣገልግሎት ዜና ሳባ ሓቢሩ። ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሕቡራት ኢማራት ሰይፍ ቢን ዛይድ ንየመናዊ መዘንኡ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ልዕሊ መራሒ ናይቲ ኣብ ኤርትራ ዝመደበሩ ዕጡቕ ምንቕስቓስ ግንቦት ሸውዓተ፣ ተመስሪቱ ዝጸንሐ ክሲ ተሰሪዙ
Radio Erena: 31 May 2018 ኢትዮጵያ፣ ኣብ ልዕሊ መራሒ ናይቲ ኣብ ኤርትራ ዝመደበሩ ግንቦት ሸውዓተ ዝተባህለ ዕጡቕ ምንቕስቓስ፣ ዶክተር ብርሃኑ ነጋ መስሪትዎ ዝጸንሐ ክሲ ከምዘቋረጾ ማዕከናት ዜና ካብ ኣዲስ ኣበባ ሓቢረን። እ [...]
ሱዳንን ግብጽን ዛሕቲሉ ዘሎ ዝምድንአን ንምሕያል ሓድሽ ተበግሶታት ንምውሳድ ይዝትያ
Radio Erena: 31 May 2018 ሱዳንን ግብጽን እናተዳኸመ ክመጽእ ንዝጸንሐ ዝምድንአን ንምሕያል ሓድሽ ተበግሶታት ንምውሳድ ዘትየን። እዚ ዝተዘተየሉ፣ ሓድሽ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ኣ-ደርዲሪ መሓመድ ኣሕመድ፣ ኣብዚ ወርሒ'ዚ [...]