Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 336 337 338 339 340 389 3380 / 3890
ሶማልያ፣ ንልኡኽ ሕብረት ኤውሮጳ ዒላማ ዝገበረ መጥቃዕቲ ተኻይዱ

ሶማልያ፣ ንልኡኽ ሕብረት ኤውሮጳ ዒላማ ዝገበረ መጥቃዕቲ ተኻይዱ

Radio Erena: 02 October 2018 ኣብ ሶማል፣ ከተማ ሞቛድሾ፣ ልኡኽ ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ልዕሊ ዝጸዓነት መኪና መጥቃዕቲ ተኻይዱ። በቲ ብሰኑይ፣ 1 ጥቅምቲ ዝተኻየደ መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ ሰብ ዝወረደ ጉድኣት ከምዘየለ ሮይተርስ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ መስቀል ኣደባባይ ናይ ቦምባ መጥቃዕቲ ካዪድኩም ዝተባህሉ 5 ጥርጡራት፣ ወግዓዊ ክሲ ቀሪቡሎም

ኢትዮጵያ፣ ኣብ መስቀል ኣደባባይ ናይ ቦምባ መጥቃዕቲ ካዪድኩም ዝተባህሉ 5 ጥርጡራት፣ ወግዓዊ ክሲ ቀሪቡሎም

Radio Erena: 30 September 2018  ንቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ንምድጋፍ ኣብ ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊ ናይ ቦምባ መጥቃዕቲ ኣካዪድኩም ዝተበሃሉ ሓሙሽተ ጥርጡራት፣ ወግዓዊ ክሲ ቀሪቡሎም። ኣብቲ ብዕለት 28 መስከረም ዝወዓለ [...]
ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ፣ ኣብ ሃገሩ ዘለዉ ኩሎም እሱራት ፖለቲካ ናጻ ክወጹ ኣዚዙ

ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ፣ ኣብ ሃገሩ ዘለዉ ኩሎም እሱራት ፖለቲካ ናጻ ክወጹ ኣዚዙ

Radio Erena: 30 September 2018 ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ማያርዲት፣ ኣብ ሃገሩ ዘለዉ ኩሎም እሱራት ፖለቲካ ናጻ ክወጹ ኣዚዙ። እቲ ፕረዚደንት ብሓሙስ 27 መስከረም ናብ ሚኒስተር ምክልኻል ሃገሩ ኣብ ዘመሓላለፎ [...]
ኢትዮጵያ፣ ዝሓለፈ ቅንያት ዝተገፈፉ ልዕሊ ሓደ ሽሕ መንእሰያት ክፍትሑ ኣምነስት ኢንተርናሽናል ጸዊዑ

ኢትዮጵያ፣ ዝሓለፈ ቅንያት ዝተገፈፉ ልዕሊ ሓደ ሽሕ መንእሰያት ክፍትሑ ኣምነስት ኢንተርናሽናል ጸዊዑ

Radio Erena: 27 September 2018  ኣብ ኢትዮጵያ፣ ርእሰ ከተማ ኣዲስ ኣበባ፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ቅንያት'ዚ ዝተገፈፉ ልዕሊ 1,200 መንእሰያት ክፍትሑ ኣምነትስ ኢንተርናሽናል ጸዊዑ። እቲ ኣህጉራዊ ትካል ንኮሚሽነር ፖሊስ ኣዲስ [...]
ከሰላ፣ ምስ ዓሶ ዝመሳሰል ሕማም ይላባዕ ከምዘሎ ተገሊጹ

ከሰላ፣ ምስ ዓሶ ዝመሳሰል ሕማም ይላባዕ ከምዘሎ ተገሊጹ

Radio Erena: 25 September 2018      ኣብ ሱዳን ዞባ ከሰላ ምስ ዓሶ ዝመሳሰል ሕማም ይላባዕ ከምዘሎ ንመግለጺ ሚኒስትሪ ጥዕና እታ ሃገር ብምጥቃስ ሬድዮ ዳባንጋ ሓቢራ።      በቲ "ቺኩንጉያ" እናተባህለ ዝግለጽ ዘሎ [...]
ስዑዲ ዓረብን ሱዳንን ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ኣካይደን

ስዑዲ ዓረብን ሱዳንን ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ኣካይደን

Radio Erena: 25 September 2018      ሓይልታት ስዑዲ ዓረብን ሱዳንን ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ከምዘካየዱ ተገሊጹ።      እቲ ካብ 9 ክሳብ 20 መስከረም፣ ኣብ መሰልጠኒ ማእከል ልኡል ኻልድ ዝተኻየደ ወትሃደራዊ ልም [...]
ኢትዮጵያ፣ ብምልዕዓል ናዕቢ ዝተኸሰሱ ናብ ፍርዲ ቀሪቦም

ኢትዮጵያ፣ ብምልዕዓል ናዕቢ ዝተኸሰሱ ናብ ፍርዲ ቀሪቦም

     Radio Erena: 24 September 2018      ኣብ ኢትዮጵያ ምስቲ ዓሌታዊ ግጭት ዘስዓቦ ቅልውላው ብዝተኣሳሰር ዝተጠርጠሩ፣ 312 ሰባት ኣብ ፍርዲ ቀሪቦም።      እቶም ኣብ ቡራዩ ዝርከብ ናይ ወረዳ ቤት ፍርዲ ኣብ ዝ [...]
መንግስትን ተቓወምትን ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ ካርቱም ተራኺቦም

መንግስትን ተቓወምትን ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ ካርቱም ተራኺቦም

Radio Erena: 24 September 2018      መንግስትን ተቓወምትን ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ ካርቱም ተራኺቦም።      ፕረዚደንት ሳልቫ ኪር ኣብ ሱዳን ወግዓዊ ምብጻሕ ኣብ ዝፈጸመሉ፣ ምስ መራሕቲ ተቓወምቲ ሓይልታት ክራኸብ ብዝሓተቶ [...]
ንኢህወደግ ካብ ዘቖሙ ኣርባዕተ ሰልፍታት ሓደ፣ ኣብ መሪሕነት ዝጸንሑ 14 ኣባላቱ ካብ ስልጣን ኣውሪዱ

ንኢህወደግ ካብ ዘቖሙ ኣርባዕተ ሰልፍታት ሓደ፣ ኣብ መሪሕነት ዝጸንሑ 14 ኣባላቱ ካብ ስልጣን ኣውሪዱ

Radio Erena: 23 September 2018      ንኢህወደግ ካብ ዘቖሙ ኣርባዕተ ሰልፍታት ሓደ፣ ደሞክራስያዊ ግንባር ህዝቢ ኢትዮጵያ፣ ንሳልስቲ ድሕሪ ዘካየዶ ዋዕላ፣ ኣብ መሪሕነት ዝጸንሑ 14 ኣባላቱ ካብ ስልጣን ኣውሪዱ።     [...]
ፕረዚደንት ሳልቫ ኪር ማያርዲት፣ ካርቱም ኣትዩ

ፕረዚደንት ሳልቫ ኪር ማያርዲት፣ ካርቱም ኣትዩ

Radio Erena: 23 September 2018      ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ማያርዲት፣ ናይ ክልተ መዓልታት ናይ ስራሕ ዑደት ንምግባር ካርቱም ኣትዩ።      ሳልቫ ኪር ኣብ ካርቱም ኣብ ዝጸንሓሉ እዋን፣ ምስ ፕረዚደንት ኣ [...]
1 336 337 338 339 340 389 3380 / 3890