Category: ኣህጉራዊ ዜና

ግብጺ፣ ትሽዓተ ሰባት ብሞት ቀጺዓ
Radio Erena: 22 February 2019 ግብጺ፣ ኣብ 2015 ኣኽባር ሕጊ እታ ሃገር ብምቕታሎም ዝተኸሰሱ ትሽዓተ ሰባት ብሞት ተቐጺዖም። ሒሻም በራካት ዝተባህለ ላዕለዋይ ኣኽባር ሕጊ ግብጺ፣ ኣብ ሰነ 2015፣ ብመኪና እናተጓዓዘ [...]

ንኢትዮጵያ ምስ ጂቡቲ ዘራኽብ መስመር ሻምብቆ ጋዝ ክስራሕ’ዩ
Radio Erena: 17 February 2019 ኢትዮጵያ ምስ ናይ ጂቡቲ ወደብ ዘራኽባ ናይ ጋዝ ቱቦ ክትዝርግሕ ኣብ ስምምዕ ከምዝተበጽሐ ሺን ሁዋ ሓቢሩ። ሚኒስትሪ ማዕድን ኢትዮጵያ ብወገኑ ነዚ ብዝምልከት ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ እቲ ትማሊ [...]

ጻውዒት ህዝቢ ሱዳን፣ ዓወት ክረክብ ድሌት ኣመሪካ ምዃኑ፣ ጸሓፊ ጉዳያት ኣመሪካ ገሊጹ
Radio Erena: 17 February 2019 ጻውዒት ህዝቢ ሱዳን ንፖለቲካዊ ለውጢ፣ ዓወት ክረክብ ድሌት ኣመሪካ ምዃኑ፣ ጸሓፊ ጉዳያት ኣመሪካ ገሊጹ። ማይክ ፓምፐዮ ብዕለት 14 ለካቲት ኣብ ዝሃቦ ቃል፣ እዚ ብህዝቢ ሱዳን ተላዒሉ ዘሎ [...]

ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ሶማል ዝርከብ ብዝሒ ሰራዊቱ ከጉድል’ዩ
Radio Erena: 14 February 2019 ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ሶማል ኣዋፊርዎ ዝርከብ ብዝሒ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ከጉድል ምዃኑ ኣፍሊጡ። ብመሰረት ወጺኡ ዘሎ መደብ፣ ኣብ መወዳእታ ናይዚ ወርሒ'ዚ ኣስታት ሓደ ሽሕ ወትሃደራት ዓቃብ [...]

ጅቡቲን ግብጽን ኣብ ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪ ብምትኳር ዘትየን
Radio Erena: 12 February 2019 ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ጅቡትን ግብጺን ኣብ ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪ ዘተኮረ ዘተ ከምዘካየዱ ኣፈኛ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ ኣብ ዝዘርግሖ መግለጺ ኣፍሊጡ። ክልቲኦም ሚኒስተራት ነዚ ዘተ ዘ [...]

ሓላፊ ስለያን ጸጥታን ሱዳን፣ ‘ኣብ ጎድኒ ፕረዚደንት ኣልበሽር ኣለና’
Radio Erena: 10 February 2019 ሓላፊ ስለያን ጸጥታን ሱዳን፣ ኩሎም ሓይልታት ሰራዊት’ታ ሃገር ኣብ ጎድኒ ፕረዚደንት ኣልበሽር ከምዘለዉ ገሊጹ። ንሱ ንሓለፍቲ ስለያን ጸጥታን’ታ ሃገር ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ፣ ኣብ ሱዳን ፕረዚ [...]

ዋዕላ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተኸፊቱ
Radio Erena: 10 February 2019 መበል 32 ስሩዕ ዋዕላ ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ብዕለት 7 ለካቲት ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተኸፊቱ። እዚ ብዋዕላ ወከልቲ ኣባል ሃገራት ጀሚሩ ኣብ ዕለት 10ን 11ን ብመራሕቲ ሃገራት [...]

ሶማል፣ ብሽበራዊ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 11 ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 06 February 2019 ኣብ ሶማል ከተማ ሞቛድሾ ዝተኻየደ ሽበራዊ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 11 ሰባት ተቐቲሎም። እቲ ብሰኑይ 4 ለካቲት፣ ኣብ ዕሙር ንግዳዊ ማእከል ዝተኻየደ መጥቓዕቲ፣ ኣብ መኪና ቦምብ ብምጽዋድ'ዩ ተፈ [...]

ነፈርቲ ውግእ ፈረንሳ፣ ኣብ ዶብ ቻድን ሊብያን ደብዲበን
Radio Erena: 05 February 2019 ፈረንሳ፣ ካብ ሊብያ ናብ ቻድ ዝሰገሩ ሽበራውያን'ዮም ኣብ ልዕሊ ዝበለቶም ዕጡቓት ጽዑቕ ናይ ነፈርቲ ደብዳብ ከምዘካየደት ኣፍሊጣ። ሚኒስትሪ ምክልኻል ፈረንሳ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ብሰንበት 3 [...]

ከሰላ፣ ኣንጻር ፕረዚደንት በሺር ዝቐንዐ ሰፊሕ ተቓውሞታት ይቕጽል
Radio Erena: 05 February 2019 ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ዞባ ከሰላ፣ ኣንጻር ፕረዚደንት በሽር ዝቐንዐ ሰፊሕ ሰለማዊ ሰልፍታት ይቕጽል ኣሎ። እቲ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ዳግም ተጎሃሂሩ ዘሎ ሰለማዊ ሰልፊ፣ ን30 ዓመታት ኣብ ስልጣን [...]