Category: ኣህጉራዊ ዜና

ሕ/መ/ኣ ኣብ ሶማል ናይ ሰብ ኣልቦ ነፈትሪ መጥቃዕቲ ኣካዪዳ
Radio Erena: 01 December 2019
ኣመሪካ ንጥሩፍ ጉጅለ ኣልሸባብ ንምጥቃዕ ኣብ ሶማል ናይ ነፈርቲ ደብዳብ ኣካዪዳ።
እቲ ኣብ ከባቢታት ጂሊብ ዝተኻየደ ደብዳብ፣ ብሰብ ኣልቦ ነፈርቲ ዝተኻየደ ክኸውን እንከሎ፣ ንዘውረ [...]

ኣዲስ ኣበባ፣ ኣብ ሓንቲ ቤት ትምህርቲ ዝተላብዐ እንታይነቱ ዘይተፈልጠ ሕማም፣ ኣስታት 30 ተማሃሮ ኣጥቂዑ
Radio Erena: 28 November 2019
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ከተማ ኣዲስ ኣበባ፣ ኣብ እትርከብ ሓንቲ ቤት ትምህርቲ ብዝተራእየ፣ ዛጊት እንታይነቱ ዘይተፈልጠ ተላባዒ ሕማም፣ ኣስታት 40 ተማሃሮ ናብ ህጹጽ ሕክምና ከምዝተወስዱ ማዕከ [...]

ኣመሪካ፣ ኣብ ልዕሊ ደቡብ ሱዳን ክትወስዶ ብዛዕባ እትኽል ወሳኔ ትመክር ኣላ
Radio Erena: 28 November 2019
ኣመሪካ፣ ኣብ ልዕሊ ደቡብ ሱዳን ክትውስዶ ብዛዕባ ትኽእል ውሳኔ ትመክር ምህላዋ ዲፕሎማሰኛታት ሓቢሮም።
እታ ሃገር፣ ኣብ ደቡብ ሱዳን ንዝርከብ ኣምባሳደራ፣ ናብ ዋሽንግተን ድሕሪ ም [...]

ጂቡቲ፣ ንሳልስቲ ብዝወረደ ሓያል ዝናብ ሓደ ስድሲት (1/6) ካብ ብዝሒ ህዝቢ እታ ሃገር ካብ መነባብርኡ ተመዛቢሉ
Radio Erena: 28 November 2019
ኣብ ጂቡቲ፣ ካብ 21 ክሳብ 24 ሕዳር ኣብ ዝወረደ ሓያል፣ ዝናብ ልዕሊ 150 ሽሕ ዜጋታት እታ ሃገር ካብ መነባብርኦም ከምዝተመዛበሉ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ።
በቲ ኣስታት 40 ሽሕ [...]

ኢትዮጵያ፣ ብውሕዱ ኣብ 25 ዩኒቨርሲታት ናይ ብሄር ግጭታት ምጕህሃሩ ተገሊጹ
Radio Erena: 27 November 2019
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ካብ ዝርከባ 45 ዩኒቨርስታት፣ ኣብተን ኣስታት 25 ናይ ብሄር ግጭታት ምኽሳቱ ሚኒስተር ሳይንስን ላዕለዋይ ደረጃ ትምህርትን ፕሮፌሰር ሂሩት ወልደማርያም ገሊጻ።
[...]

ሱዳን፣ 60 ሓለፍትን መኮንናትን ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን ካብ መዝነቶም ተሰጕጎም
Radio Erena: 26 November 2019
ኣቦ መንበር ሉኡላኣዊ ባይቶ ሱዳን፣ ጀነራልዓብደልፈታሕ ኣል ቡርሃን፣ ልዕሊ 60 ላዕለዎት ሓለፍትን መኮንናትን ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን ካብ መዝነቶም ከምዝሰጎገ ተሓቢሩ።
ላዕ [...]

ሑቲ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝሓዘን ሰለስተ ጀላቡን 16 ኣባላተንን ብናጻ ኣፋንዩ
Radio Erena: 26 November 2019
ሑቲ፣ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝሓዘን ሓንቲ ዋንነት ደቡብ ኮርያ እትርከበን ስለስተ ጀላቡን 16 ኣባላተንን ናጻ ከምዘፋነወን ኣፍሊጡ።
ንዝበዝሐ ክፋል የመንን ገማግም [...]

ዚምባብዌ፣ 10 ዓበይቲ ጎደናታትን ህንጻታትን ብስም መራሒ እታ ሃገር ክጽውዑ’ዮም
Radio Erena: 25 November 2019
ኣብ ዚምባብዌ፣ ብውሕዱ 10 ዓበይቲ ጎደናትትን ህንጻታትን ብስም'ቲ ንሮበርት ሙጋበ ዝተኸአ ፕረዚደንት ኤመርሰን ምናንጋዋ ክጽውዑ'ዮም።
ካቢነ ሚኒስተራት እታ ሃገር ብ22 ሕዳ [...]

ከተማ ጁባ፣ ንመጀመሪያ እዋና ሓይሊ ኤለክትሪክ ረኺባ
Radio Erena: 24 November 2019
ርእሰ ከተማ ደቡብ ሱዳን ጁባ፣ ንመጀመሪያ እዋና ሓይሊ ኤለክትሪክ ረኺባ።
ኣብቲ ብዕለት 22 ሕዳር ዝተኻየደ ናይ ጽምብል ስነስርዓት፣ ፕረዚደንት ሳልቫኪር ኣብ ዘስመዖ መደረ፣ ኲናት ብ [...]

ዞባ ሲዳማ መበል ዓስረይቲ ፈደራላዊት መንግስቲ ኮይና ክትቀውም እያ
Radio Erena: 24 November 2019
ዞባ ሲዳማ መበል ዓስረይቲ ፈደራላዊት መንግስቲ ኮይና ክትቀውም እያ።
ሃገራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ብዕለት 23 ሕዳር ኣብ ዝዘርገሖ ሓበሬታ፣ ናይቲ ብዕለት 20 ዝተኻየደ ረፈረንዱም ኣ [...]