Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 212 213 214 215 216 390 2140 / 3894
ሶማል፣ ተፈጢሩ ምስ ዘሎ ፖለቲካዊ ምስሕሓብ 15 ኣባላት ፓርላማ ደስኪሎም

ሶማል፣ ተፈጢሩ ምስ ዘሎ ፖለቲካዊ ምስሕሓብ 15 ኣባላት ፓርላማ ደስኪሎም

Radio Erena: 29 March 2021 ኣብ ሶማል፣ ምስ ምርጫ ተተሓሒዙ ተኸሲቱ ኣብ ዘሎ ፖለቲካዊ ምስሕሓብ፣ 15 ኣባላት ፓርላማ ከምዝደስከሉ መርበብ ሓበሬታ ጋሮወ ሓቢሩ። ንሳቶም፣ ብኣፈኛ እቲ ፓርላማ፣ መሓመድ ሙርሳ [...]
ኢትዮጵያ፣ ‘’ኤርትራ ሰራዊታ ካብ ትግራይ ክትስሕብ’ያ’’

ኢትዮጵያ፣ ‘’ኤርትራ ሰራዊታ ካብ ትግራይ ክትስሕብ’ያ’’

Radio Erena: 28 March 2021 ኤርትራ ሰራዊታ ካብ ትግራይ ክትስሕብ ምዃና፣ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ቀዳማይ ሚኒስተር’ታ ሃገር ድሕሪ ናይ ኣስመራ ዑደቱ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ሰራዊት ኤርትራ ብቕጽበት ካብ መሬት ትግራ [...]
ባንኪ ዓለም ኣብ ልዕሊ ሱዳን ዝጸንሐ ናይ ገንዘብ ዕዳ ከቃልሎ’ዩ

ባንኪ ዓለም ኣብ ልዕሊ ሱዳን ዝጸንሐ ናይ ገንዘብ ዕዳ ከቃልሎ’ዩ

Radio Erena: 28 March 2021 ባንኪ ዓለም ኣብ ልዕሊ ሱዳን ዝጸንሐ ፋይናንስያዊ ዕዳ ከቃልሎ ወሲኑ። መንግስቲ ሱዳን ብዓርቢ 26 መጋቢት ብቴለቪዥን’ታ ሃገር ዘመሓላለፎ ናይ ሓጎስ መግለጺ፣ ዝምድና ሱዳንን ባንኪ ዓለምን [...]
ሰራዊት ኤርትራ፣ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ኢትዮጵያ ብምስላፍ፣ ምስ ሱዳን ኣብ ዘሰሓሕብ ከባቢታት ዶባ ተዋፊሩ ከምዘሎ ተሓቢሩ

ሰራዊት ኤርትራ፣ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ኢትዮጵያ ብምስላፍ፣ ምስ ሱዳን ኣብ ዘሰሓሕብ ከባቢታት ዶባ ተዋፊሩ ከምዘሎ ተሓቢሩ

Radio Erena: 26 March 2021 ሰራዊት ኤርትራ፣ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ኢትዮጵያ ብምስላፍ፣ ምስ ሱዳን ኣብ ዘሰሓሕብ ዘሎ ከባቢታት ዶብ ተዋፊሩ ከምዘሎ ንጸብጻብ ሕቡራት ሃገራት ብምጥቓስ ማዕከን ዜና ብሉምበርግ ሓቢሩ። [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ትግራይ ልዕሊ 2 ሽሕ ዝግመት መውጋእቲ ወትሃደራት ከምዘጋጠማ ምንጭታት ሓቢሮም

ኤርትራ፣ ኣብ ትግራይ ልዕሊ 2 ሽሕ ዝግመት መውጋእቲ ወትሃደራት ከምዘጋጠማ ምንጭታት ሓቢሮም

Radio Erena: 26 March 2021 ኣብ ትግራይ፣ ካብ 4 ሕዳር 2020 ኣትሒዙ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኵናት፣ ዝሳተፋ ዘለዋ ዝተፈላለያ ኣሃዱታት ሰራዊት ኤርትራ፣ ከቢድ ሰብኣዊ ክሳራታት የጋጥመን ከምዘሎ ወትሃደራውያን ምንጭታ [...]
ሰራዊት ኤርትራ፣ ኣብ ኣኽሱም ጃምላዊ ህልቂት ሰለማዊ ህዝቢ ፈጺሙ፣ ክብል ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ገሊጹ

ሰራዊት ኤርትራ፣ ኣብ ኣኽሱም ጃምላዊ ህልቂት ሰለማዊ ህዝቢ ፈጺሙ፣ ክብል ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ገሊጹ

Radio Erena: 25 March 2021 ሰራዊት ኤርትራ፣ ኣብ ወርሒ ሕዳር 2020፣ ናብ ትግራይ ከተማ ኣኽሱም ኣብ ዝኣተወሉ፣ ኣብ ልዕሊ ንጹሃት ሰባት ጃምላዊ ህልቂት ፈጺሙ ክብል፣ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ፣ ብረቡዕ 24 [...]
ሱዳን፣ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዘሰሓሕባ ዘሎ ጉዳይ ምህናጽ ዲጋ ተሃድሶ፣ ንሽምግልና ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ከምእትቕበል ኣፍሊጣ

ሱዳን፣ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዘሰሓሕባ ዘሎ ጉዳይ ምህናጽ ዲጋ ተሃድሶ፣ ንሽምግልና ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ከምእትቕበል ኣፍሊጣ

Radio Erena: 25 March 2021 ሱዳን፣ ብዛዕባ'ቲ ምስ ኢትዮጵያ ዘሰሓሕባ ዘሎ ጉዳይ ኣጠቓቕማ ናይልን ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋ ተሃድሶን፣ ብሕቡራት ኢማራት ዓረብ ንዝቐረበ ናይ ሽምግልና ተበግሶ ከምእትቕበል ኣፍሊጣ። [...]
ኣብ ኮንጎ -ብራዛቪል፣ ን36 ዓመታት ዝመርሐ ፕረዚደንት፣ ንተወሳኺ ሓሙሽተ ዓመታት ኣብ ስልጣን ንምቕጻል፣ ኣብ ምርጫ ከምዝተዓወተ ተገሊጹ

ኣብ ኮንጎ -ብራዛቪል፣ ን36 ዓመታት ዝመርሐ ፕረዚደንት፣ ንተወሳኺ ሓሙሽተ ዓመታት ኣብ ስልጣን ንምቕጻል፣ ኣብ ምርጫ ከምዝተዓወተ ተገሊጹ

Radio Erena: 25 March 2021 ኣብ ሪፖብሊክ ኮንጎ፣ ኣብ ዝተኻየደ ምርጫ፣ ን36 ዓመታት ነታ ሃገር ዝመርሐ ፕረዚደንት ደኒ ሳሱ ንጌሶ፣ ንተወሳኺ ሓሙሽተ ዓመታት ኣብ ስልጣን ንምጽናሕ ንራብዓይ እዋኑ ከምዝተዓወተ ተሓቢሩ። [...]
ግብጺ ንኣጠቓቕማ ፈለግ ናይል ብዝምልከት ምስ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ፍሉይ ርክብ ኣካዪዳ

ግብጺ ንኣጠቓቕማ ፈለግ ናይል ብዝምልከት ምስ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ፍሉይ ርክብ ኣካዪዳ

Radio Erena: 07 March 2021 ግብጺ ንኣጠቓቕማ ፈለግ ናይል ብዝምልከት ምስ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ፍሉይ ርክብ ኣካዪዳ። ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ ሳምሕ ሹክሪ ምስ ኣቦ ወንበር ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶኒዮ ጉተረዝ [...]
ሱዳን ብፈደራላዊ ስርዓት ዝመሓደር መንግስቲ ከተቕውም ምዃና ኣፍሊጣ

ሱዳን ብፈደራላዊ ስርዓት ዝመሓደር መንግስቲ ከተቕውም ምዃና ኣፍሊጣ

Radio Erena: 07 March 2021 ሱዳን ብፈደራላዊ ስርዓት ዝመሓደር መንግስቲ ከተቕውም ምዃና ኣፍሊጣ። ኣቦ ወንበር መሰጋገሪ ቆንስል’ታ ሃገር ዓብደል ፈታሕ ኣል-ቡርሃን ብ4 መጋቢት ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ፈደራላዊ መንግስቲ [...]
1 212 213 214 215 216 390 2140 / 3894