Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 210 211 212 213 214 365 2120 / 3647
ቻይና፣ ኤርትራ እትርከበን ብሃገራት ምዕራብ ዝተገለላ 26 ሃገራት ብምጥባቕ፣ ኣብ ባይቶ ጸጥታ ትምጉት ምህላዋ ተገሊጹ

ቻይና፣ ኤርትራ እትርከበን ብሃገራት ምዕራብ ዝተገለላ 26 ሃገራት ብምጥባቕ፣ ኣብ ባይቶ ጸጥታ ትምጉት ምህላዋ ተገሊጹ

Radio Erena: 28 October 2020 ኣመሪካን ሃገራት ምዕራብን ኣብ ልዕሊ ሓያሎ ሃገራት ዝገብርኦ ዘለዋ ጸቕጢ፣ ቻይና ኣብ ባይቲ ጸጥታ ብዘለዋ ቀዋሚ መንበር ተቓውሞታት ተስምዕ ከምዘላ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን [...]
ኢትዮጵያ፣ ከምቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ዝገለጾ 6.1% ዕብየት ቁጠባ ዘይኮነ 1.9% ጥራይ ከምእተመዝግብ ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ ገሊጹ

ኢትዮጵያ፣ ከምቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ዝገለጾ 6.1% ዕብየት ቁጠባ ዘይኮነ 1.9% ጥራይ ከምእተመዝግብ ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ ገሊጹ

Radio Erena: 27 October 2020 ቁጠባዊ ዕብየት ኣብ ትሕቲ ሰሃራ ኣብ ዝርከባ ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ካብቲ ቅድሚ ኮረና ቫይረስ ተገሚቱ ዝነበረ ብማእከላይ ገምጋም ብ3% ከንቖልቕል ከምዝኽእል ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ ገ [...]
ፕረዚደንት ሶማል ምቅይያር ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ኣካይዱ

ፕረዚደንት ሶማል ምቅይያር ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ኣካይዱ

Radio Erena: 27 October 2020 ፕረዚደንት ሶማል፣ መሓመድ ዓብዱላሂ ፋርማጆ፣ ምቅይያር ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ከምዘካየደ ምንጭታት ዜና ካብ ሞቛድሾ ሓቢረን። እቲ ፕረዚደንት፣ ምስ ሓድሽ ቀዳማይ ሚኒስተርን [...]
ፈረንሳ፣ ሓደስቲ ወትሃደራውያን ድሩዓት መካይን ንፈተነ ናብ ኣፍሪቃ ተዋፍር

ፈረንሳ፣ ሓደስቲ ወትሃደራውያን ድሩዓት መካይን ንፈተነ ናብ ኣፍሪቃ ተዋፍር

Radio Erena: 26 October 2020 መንግስቲ ፈረንሳ፣ ዝተራቐቐ ኣጽዋር ዝዓጠቓ፣ "ግሪፎን" ዝተባህላ ሓደስቲ ወትሃደራውያን ድሩዓት መካይን፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ክልተ ቅነ ንፈተነ ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪቃ ከምዘዋፈረ [...]
ግብጺ፣ ኣብ 10 መዓልታት 49 ሰባት ብሞት ቀጺዓ

ግብጺ፣ ኣብ 10 መዓልታት 49 ሰባት ብሞት ቀጺዓ

Radio Erena: 26 October 2020 መንግስቲ ግብጺ፣ ኣብ 10 መዓልታት 49 ሰባት ብሞት ከምዝቐጽዐት፣ ሁማን ራይትስ ዎች ወቒሱ። እቲ ኣህጉራዊ ተጣባቒ ትካል ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ ካብ 3 ክሳብ [...]
ሱዳን፣ ካብ እስራኤል ንዝስጎጉ ሓተቲ ዑቕባ ንኽትቅበል ኣብ ስምምዕ በጺሓ ተባሂሉ

ሱዳን፣ ካብ እስራኤል ንዝስጎጉ ሓተቲ ዑቕባ ንኽትቅበል ኣብ ስምምዕ በጺሓ ተባሂሉ

Radio Erena: 25 October 2020 ሱዳንን እስራኤልን፣ ብመንጎኝነት ፕረዚደንት ትራምፕ፣ ወግዓዎ ዝምድና ከምዝመስረታ ድሕሪ ምግላጹ፣ ሓደ ካብቲ ብቀዳምነት ኣብ ስምምዕ ክበጽሓሉ ዝኽእላ ነጥብታት፣ ጉዳይ እቶም ኣብ እ [...]
ኢትዮጵያ ካብ ኤምባሲ ሕ.መ.ኣ. መብርሂ ትሓትት

ኢትዮጵያ ካብ ኤምባሲ ሕ.መ.ኣ. መብርሂ ትሓትት

Radio Erena: 25 October 2020 ኢትዮጵያ ብዛዕባ’ቲ ፕረዚደንት ትራምፕ ንዲጋ ተሓድሶ ብዝምልከት ኣብዚ ዝሓለፈ ሳልስቲ ዝሃቦ ቃል ወግዓዊ መብርሂ ሓቲታ። ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ገዱ ኣንዳርጋቸው ኣብ ኣዲስ [...]
“ግብጺ፣ ኢትዮጵያ ንእትሃንጾ ዘላ ዲጋ ከተዕንዎ ትኽእል’ያ።” ፕረዚደንት ትራምፕ

“ግብጺ፣ ኢትዮጵያ ንእትሃንጾ ዘላ ዲጋ ከተዕንዎ ትኽእል’ያ።” ፕረዚደንት ትራምፕ

Radio Erena: 21 October 2020 ግብጺ፣ ኢትዮጵያ ንእትሃንጾ ዘላ ዲጋ ከተዕንዎ ከምእትኽእል፣ ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ ገሊጹ። እቲ ፕረዚደንት ንምምስራት ዝምድና እስራኤልን ሱዳንን ብዝምልከት ምስ መራሕቲ [...]
ላዕለዋይ ልኡኽ እስራኤል፣ ኣብ ሱዳን ምስጢራዊ ምብጻሕ ኣካይዱ

ላዕለዋይ ልኡኽ እስራኤል፣ ኣብ ሱዳን ምስጢራዊ ምብጻሕ ኣካይዱ

Radio Erena: 22 October 2020 ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ እስራኤል፣ ኣብ ሱዳን ምስጢራዊ ዑደት ከምዘካየደ ምንጭታት ዜና ካብ ዮርሳሌም ሓቢረን። ብመሰረት እተን ምንጭታት ዘቕርብዎ ዘለዋ ሓበሬታ፣ ቅድሚ'ቲ ኣመ [...]
ከሰላ፣ ናይ ሳልስቲ ሰዓታ እቶ እቶ ድሕሪ ምልዓሉ፣ ምትእኽኻብ ዝኽልክል ሓድሽ ኣዋጅ ኣብ ግብሪ ውዒሉ

ከሰላ፣ ናይ ሳልስቲ ሰዓታ እቶ እቶ ድሕሪ ምልዓሉ፣ ምትእኽኻብ ዝኽልክል ሓድሽ ኣዋጅ ኣብ ግብሪ ውዒሉ

Radio Erena: 22 October 2020 ኣብ ከሰላ ንሳልስቲ ዝጸንሐ ሰዓታት እቶ እቶ ድሕሪ ምልዓሉ፣ ምትእኽኻብ ይኹን ፖስተራትን ኣሳእልን ምዝርጋሕ ከምኡ ድማ ምንፋስ ወረ ዝኽልክል ሓደሽ ኣዋጅ ወጺኡ። እቲ ምትእኽኻብ፣ ብ [...]
1 210 211 212 213 214 365 2120 / 3647