Category: English

1 2 3 4 5 40 / 43 POSTS
ክልል ትግራይ፣ ወራር ኣንበጣ ንምምካት ዝዓደጋ ሰብ ኣልቦ ነፋሪት፣ ናይ ጸጥታ መለክዒታት ከተማልእ ብዘይምኽኣላ ከምዝተታሕዘት መንግስቲ ኣፍሊጡ

ክልል ትግራይ፣ ወራር ኣንበጣ ንምምካት ዝዓደጋ ሰብ ኣልቦ ነፋሪት፣ ናይ ጸጥታ መለክዒታት ከተማልእ ብዘይምኽኣላ ከምዝተታሕዘት መንግስቲ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 14 ጥቅምቲ 2020 ክልል ትግራይ፣ ወራር ኣንበጣ ንምምካት ካብ ወጻኢ ዝዓደጋ ሰብ ኣልቦ በራሪት ወይ ድሮን ናይ ድሕነት ወይ ጸጥታ መስፈሪታት ከተማልእ ብዘይምኽኣላ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝተዓግተት ሓላፊ ወ Read More
ደሃዮም ዝጠፍአ ሰለስተ ባሕረኛታት ቱርኪ፣ ኣብ ኤርትራ ተታሒዞም ክህልዉ ከምዝኽእሉ ተገሊጹ

ደሃዮም ዝጠፍአ ሰለስተ ባሕረኛታት ቱርኪ፣ ኣብ ኤርትራ ተታሒዞም ክህልዉ ከምዝኽእሉ ተገሊጹ

Radio Erena: 02 June 2020 ንክሊ ማያት ዓለምና ኣብ ምዛር ዝነበሩ ሰለስተ ባሕረኛታት ቱርኪ፣ ደሃዮም ዝጠፍኣሉ ናይ መወዳእታ ቦታ፣ ኣብ ገማግም ባሕሪ ኤርትራ ምዃኑ ተሓቢሩ። እቶም ደሃዮም ካብ ዝጠፍአ ወርሒን Read More
መራሕቲ ኤርትራን ጂቡቲን ንምርኻቦም ዝተኻየደ ፈተነታት መሰናኽል ይገጥሞ ከምዘሎ ተሓቢሩ

መራሕቲ ኤርትራን ጂቡቲን ንምርኻቦም ዝተኻየደ ፈተነታት መሰናኽል ይገጥሞ ከምዘሎ ተሓቢሩ

Radio Erena: 13 January 2020 ፕረዚደንታት ኤርትራን ጂቡቲን ንምርኻቦም ዝተኻየደ ተደጋጋሚ ፈተነታት ክዕወት ከምዘይክኣለ ዲፕሎማስያውያን ምንጭታት ንሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ብመንገዲ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕ Read More
“ምስ ኤርትራ ጽቡቕ ዝምድና’ዩ ዘሎና” ኣምባሳደር ሽወደን ኣብ ኤርትራ

“ምስ ኤርትራ ጽቡቕ ዝምድና’ዩ ዘሎና” ኣምባሳደር ሽወደን ኣብ ኤርትራ

Radio Erena: 18 December 2019 ሽውደን ብሰንኪ እቲ ድርብ ዜግነት ዘለዎን ኣብ ኤርትራ ካብ ዝእሰር ኣስታት 18 ዓመታት ኣቑጺሩ ዘሎ ጋዜጠኛን ደራስን ዳዊት ይስሓቕ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ምስሕሓብ ከም እትር Read More
ኣመሪካ፣ 500 ወትሃደራት ናብ ስዑዲ ዓረብ ከተዋፍር’ያ

ኣመሪካ፣ 500 ወትሃደራት ናብ ስዑዲ ዓረብ ከተዋፍር’ያ

Radio Erena: 19 July 2019 ኣመሪካ ምስ ኢራን ኣብ እትሰሓሓበሉ ዘላ እዋን፣ 500 ወትሃደራት ናብ ስዑዲ ዓረብ ከተዋፍር ምዃና ንክፍሊ ምክልኻል እታ ሃገር ብምጥቃስ ማዕከናት ዜና ሓቢረን። እቶም ወትሃደራት፣ Read More
ኣብ ከተማ ኣስመራ ሕጽረት ማይን ኤለክትሪክን ዳግማይ ኣጋጢሙ

ኣብ ከተማ ኣስመራ ሕጽረት ማይን ኤለክትሪክን ዳግማይ ኣጋጢሙ

Radio Erena: 01 July 2019 ኣብ ከተማ ኣስመራ ሕጽረት ማይን ኤለክትሪክን ኣጋጢሙ ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። መንግስቲ ኤርትራ ኣገልግሎት ማይን ኤለክትሪክን ናብ ርሑቕ ገጠራት ከስፍሕ ጻዕሪ ከምዝገ Read More
ኣፍሪቃ፣ ነዊሕ ዓመታት ኣብ ስልጣን ካብ ዝጸንሑ መራሕቲ፣ ድሕሪ በሺር ስዒቡ ዝእለ መን’ዩ? ኣብ ዝብል ኣርእስታት ትንታነታት ይቐርብ

ኣፍሪቃ፣ ነዊሕ ዓመታት ኣብ ስልጣን ካብ ዝጸንሑ መራሕቲ፣ ድሕሪ በሺር ስዒቡ ዝእለ መን’ዩ? ኣብ ዝብል ኣርእስታት ትንታነታት ይቐርብ

Radio Erena: 16 April 2019 ድሕሪ ምእላይ ፕረዚደንት በሺር፣ ኣብ ኣፍሪቃ፣ ንነዊሕ ዓመታት ኣብ ስልጣን ካብ ዝርከቡ መራሕቲ፣ ስዒቡ ዝእለ መንዩ'? ኣብ ዝብል ኣርእስቲ፣ ሓያሎ ማዕከናት ዜናታት ትንታነታት የቕርባ ኣለዋ Read More

መንግስቲ ኤርትራ ካብ ሕ.ኤ. ሓገዝ ሓቲቱ

መንግስቲ ኤርትራ ካብ ሕብረት ኤውሮጳ ተወሳኺ ሓገዝ ንምርካብ ኣብ ኣስመራ ምስ ዝርከብ ወኪል እቲ ሕብረት ጽዑቕ ርክባት የካይድ ምህላዉ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም።    ሕብረት ኤውሮጳ ነቲ ካብ 2009 ክሳብ 2013 ንኣርባዕተ ዓመታት Read More

መደባት ኤረና

ሰንበት 11 ግንቦት 2025 / Sunday. 11 May 2025 | RSS.com Read More

ጸገም ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ገና ይቕጽል

ካብ ግዜ ናብ ግዜ እናተዳኸመ ዝመጽእ ዘሎ ኣገልግሎት ኤሌክትሪሲቲ፣ ንሆስፒታላት ብኸቢድ ይጸልወን ምህላዉ ምንጭታትና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም።     ብፍላይ ክፍልታት መወልዳን፣  መጥባሕቲ ማለት Oን ባንክ ደምን ብተደጋጋሚ ምቁራጽ ኤሌክ Read More
1 2 3 4 5 40 / 43 POSTS