Category: ዜና

1 96 97 98 99 100 383 980 / 3830
ናይ ሎሚ ቀዳም 20 ግንቦት ፈነወ ራድዮ ኤረና

ናይ ሎሚ ቀዳም 20 ግንቦት ፈነወ ራድዮ ኤረና

Radio Erena: 20 May 2023 Radio Erena · ቀዳም 20 ግንቦት 2023   [...]
ዕለታዊ ዜና- ዓርቢ 19 ግንቦት 2023

ዕለታዊ ዜና- ዓርቢ 19 ግንቦት 2023

Radio Erena: 19 May 2023   https://www.youtube.com/watch?v=lci6pdEIieg&t=1s [...]
‘ካብ እስራኤል ናብ ካናዳ ብስፖንሰር ከምጽኣካ’የ’ ብዝብል፣ ልዕሊ 38 ሽሕ ዶላር ዘታተለ ኤርትራዊ፣ ነቲ ገንዘብ ናብ ዋንኡ ክምለሶ ቤት ፍርዲ ወሲኑ

‘ካብ እስራኤል ናብ ካናዳ ብስፖንሰር ከምጽኣካ’የ’ ብዝብል፣ ልዕሊ 38 ሽሕ ዶላር ዘታተለ ኤርትራዊ፣ ነቲ ገንዘብ ናብ ዋንኡ ክምለሶ ቤት ፍርዲ ወሲኑ

Radio Erena: 18 May 2023 ካብ እስራኤል ናብ ካናዳ ብስፖንሰር ከምጽኣካየ ብዝብል፣ ካብ ሓደ ኤርትራዊ ስደተኛ ልዕሊ 38 ሽሕ ዶላር ዝወሰደ ኤርትራዊ፣ ነቲ ገንዘብ ናብ ዋንኡ ክመልስ ቤት ፍርዲ በይኑ። ቤት ፍ [...]
ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ፣ ንውሳነ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ተጻጻሪ መልሲ ሂቡ

ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ፣ ንውሳነ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ተጻጻሪ መልሲ ሂቡ

Radio Erena: 18 May 2023 ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ፣ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ፣ ንህወሓት ኣመልኪቱ፣ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዘውጽኦ ኣዋጅ ብዝምልከት ተጻራሪ መግለጺ ኣውጺኡ። እቲ ብሰሉስ 16 ግንቦት ዝወጸ መግለጺ፡ [...]
ሕቡራት ሃገራት፣ ናብ ሱዳን ዝውዕል ሰለስተ ቢልዮን ዶላር ሓገዝ ሓቲቱ

ሕቡራት ሃገራት፣ ናብ ሱዳን ዝውዕል ሰለስተ ቢልዮን ዶላር ሓገዝ ሓቲቱ

Radio Erena: 18 May 2023 ሕቡራት ሃገራትን መሻርኽቱን፣ ኣብ ሱዳን ኣብ ዝተወልዐ ወተሃደራዊ ግጭት ናብ ስደት ንዘምርሑን ኣብ ሃገሮም ንዝተመዛበሉን ሱዳናውያንን ንምሕጋዝ ዝውዕል ናይ ሰለስተ ቢልዮን ዶላር ሓገዝ ክግበር [...]
ፑንትላንድ፣ መምረጺ ሳናዱቕ ዓጂቦም ይጓዓዙ ዝነበሩ ኣባላት ፖሊስን ሓይልታት ጸጥታን ግጭት ኣካይዶም

ፑንትላንድ፣ መምረጺ ሳናዱቕ ዓጂቦም ይጓዓዙ ዝነበሩ ኣባላት ፖሊስን ሓይልታት ጸጥታን ግጭት ኣካይዶም

Radio Erena: 18 May 2023 ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድ፣ ኣብ 25 ግንቦት ንዝካየድ ምርጫ ዘገልግል ሳንዱቕ ዓጂቦም ኣብ መንጎ ይጓዓዙ ዝነበሩ ኣባላት ፖሊስን ሓይልታት ጸጥታን ግጭት ሓድሕድ ከምዝተኻይደ መርበብ ዜና ጋ [...]
ኬንያ፣ ‘ብጥሜት እንተሞይትኩም ናብ መንግስተ ሰማይ ክትኣትዉ ኢኹም’ ተባሂሎም ናይ ዝሞቱ ሰባት ብዝሒ ልዕሊ 200 በጺሑ

ኬንያ፣ ‘ብጥሜት እንተሞይትኩም ናብ መንግስተ ሰማይ ክትኣትዉ ኢኹም’ ተባሂሎም ናይ ዝሞቱ ሰባት ብዝሒ ልዕሊ 200 በጺሑ

Radio Erena: 16 May 2023 ኣብ ኬንያ፣ ‘ብጥሜት እንተሞይትኩም ናብ መንግስተ ሰማይ ክትኣትዉ ኢኹም’ ተባሂሎም ናይ ዝሞቱ፣ ብዝሒ ሰባት፣ ልዕሊ 200 ከምዝበጽሐ መርበባት ዜና እታ ሃገር ኣፍሊጠን። ብስራት ወይ [...]
ሰራዊት መንግስቲ ኢትዮጵያን ሓይልታት ግንባር ሓርነት ኦሮሞን ኣብ ምዕራብ ሸዋ ግጭት ከምዘካየዱ ተሓቢሩ

ሰራዊት መንግስቲ ኢትዮጵያን ሓይልታት ግንባር ሓርነት ኦሮሞን ኣብ ምዕራብ ሸዋ ግጭት ከምዘካየዱ ተሓቢሩ

Radio Erena: 16 May 2023 ሰራዊት መንግስቲ ኢትዮጵያን ሓይልታት ግንባር ሓርነት ኦሮሞን፣ ኣብ ዞባ ምዕራብ ሸዋ፣ ሜታ ወልቂጤ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ ግጭት ከምዘካየዱ፣ ኦነግ ኣብ ዝዘርግሖ መልእኽቲ ሓቢሩ። እቲ [...]
‘ዝምድና ቻይናን ኤርትራን ኣካል ምዕቃብ ሰላም ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ’ዩ።’ ፕረዚደንት ቻይና

‘ዝምድና ቻይናን ኤርትራን ኣካል ምዕቃብ ሰላም ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ’ዩ።’ ፕረዚደንት ቻይና

Radio Erena: 16 May 2023 ዝምድና ቻይናን ኤርትራን ኣካል ምዕቃብ ሰላም ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ምዃኑ' ፕረዚደንት ቻይና፣ ዚ ዢፒንግ ገሊጹ። ፕረዙደንት ዢፒንግ ነዚ ዝገለጸ፣ ብ15 ግንቦት ምስ ፕረዚደንት ኤር [...]
ኮሚሽን ምርጫ ኢትዮጵያ፤ ንህወሓት ከም ፖለቲካዊ ፓርቲ ክምዘይምዝግቦ ኣፍሊጡ

ኮሚሽን ምርጫ ኢትዮጵያ፤ ንህወሓት ከም ፖለቲካዊ ፓርቲ ክምዘይምዝግቦ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 14 May 2023 ኮሚሽን ምርጫ ኢትዮጵያ፤ ሕግታት ምርጫ ኣየኽበረን ብምባል ንህወሓት ከም ፖለቲካዊ ፓርቲ ክምዝግቦ ከምዘይኮነ ኣፍሊጡ። ኣብ ወርሒ ጥሪ ናይ 2021 እቲ ኮሚሽን ህወሓት ምስ ፈደራላዊ መንግስቲ [...]
1 96 97 98 99 100 383 980 / 3830