Category: ዜና
ሶማል፣ ናውቲ ሕክምና ዝጸዓነት ነፋሪት ብምውዳቃ ብውሕዱ ሽዱሽተ ሰባት ሞይቶም
Radio Erena: 06 May 2020
ኣብ ሶማል፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንምግታእ ዝሕግዝ ናውቲ ሕክምና ከምዝጸዓነተ ዝተገልጸት ነፋሪት ወዲቃ ብምሕምሻሻ፣ ኣብራሪ፣ ተሓጋጋዚኡን ካልኦት ኣርባዕተ ሰባትን ከምዝሞቱን ፈደራላዊ መን [...]
ልኡኽ ኢማራት፣ ኣርማ ማንቸስተር ሲቲ ዝተለጠፋ ነፋሪት ተጠቒሙ ናብ ሱዳን ምስጢራዊ ምብጻሕ ምክያዱ ተገሊጹ
Radio Erena: 06 May 2020
ብሓላፊ ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታ ታሕኑን ቢን ዛይድ ዝምራሕ ልኡኽ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣርማ ማንቸስተር ሲቲ ብዝተለጠፋ ነፋሪት ናብ ሱዳን ድሕሪ ምእታዎም፣ ኣብ ጉዳይ ሊብያንን ንጀነራል [...]
ግብጺ፣ ንፕረዚደንት ኣል ሲሲ ዝነቅፍ ደርፊ ዘዳለወ መንእሰይ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ሞይቱ
Radio Erena: 06 May 2020
ኣብ ግብጺ፣ ንፕረዚደንት ኣልሲሲ ዝነቅፍ ናይ ቪድዮ ደርፊ ኣብ ኣዳሊኻ ተባሂሉ ዝተኣስረ መንእሰይ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ከምዝሞተ ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ሓቢሮም።
እቲ ሻዲ ሓባሽ ዝተባ [...]
ዚምባብዌ፣ ብሰንኪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንዘንጸላለዋ ቅልውላው ቁጠባ ንምሕዋይ ኣህጉራዊ ሓገዝ ሓቲታ
Radio Erena: 04 May 2020
መንግስቲ ዚምባብዌ፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንምግትእ ኣብ ዝገብሮ ዘሎ ጻዕርታት ብሰንኪ ዘጋጥሞ ዘሎ ተወሳኺ ቅልውላው ቁጠባ፣ ኣህጉራዊ ሓገዝ ምሕታቱ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን።
[...]
ፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ ህዝቢ ኤርትራ ብስእነት ማይ ኣብ ዝጭነቀሉ ዘሎ እዋን፣ ኣብ ክልል ኦሮሞ ፕሮጀክት ማይ መሪቑ
Radio Erena: 04 May 2020
ህዝቢ ኤርትራ ኣብዚ ናይ ለበዳ ኮረና ቫይረስ እዋን ብዋሕዲ ማይ ኣብ ዝጭነቐሉ ዘሎ እዋን፣ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኦሮሞ፣ ኣብ ማይን መስኖኣዊ ሕርሻን ዘተኮረ [...]
ኣብ ወጻኢ ሃገራት ንኮረና ዝዋጽእ ዘሎ ገንዘብ ኤርትራውያን ናብ ባንክ ጋዝፕሮም ናይ ሩስያ ይሰጋገር ኣሎ
Radio Erena: 04 May 2020
ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ብስም መኸተ ንኮረና ቫይረስ ብመንገዲ ኤምባሲታት ዝዋጻእ ዘሎ ገንዘብ፣ ኣብ ሩስያ፣ ባንክ ጋዝፕሮም ናብ ዝርከብ ሕሳብ መንግስቲ ኤርትራ ይሰጋገር [...]
መራሕቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ “ኣብ ጉዳይ ወራር ዕስለ ኣንበጣን ለበዳ ኮረና ቫይረስን ንምምይያጥ” ብዝብል ተራኺቦም
Radio Erena: 03 May 2020
መራሕቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ "ኣብ ጉዳይ ወራር ዕስለ ኣንበጣን ለበዳ ኮረና ቫይረስን" ንምምይያጥ ብዝብል ተራኾቦም።
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ናብታ ብሰንኪ ለበዳ ኮረና ቫይረ [...]
ኤርትራ፣ ሰራሕተኛታት መንግስቲ፣ ወርሓዊ ደሞዞም ንመኸተ ኮረና ቫይረስ ከወፈዩ ይቕሰቡ
Radio Erena: 03 May 2020
ኣብ ኤርትራ፣ ሰራሕተኛታት መንግስቲ፣ ወርሓዊ ደሞዞም ንመኸተ ኮረና ቫይረስ ከወፍዩ ይቕሰቡ ከምዘለዉ ተሓቢሩ።
ብፍላይ እቶም ኣብዚ ናይ ለበዳ እዋን፣ ኣብ ቅድመ ግንባር ዝርከቡ ሰራሕ [...]
ሰበስልጣን መንግስቲ ሱዳን፣ ምኽንሻብ ደቀንስትዮ ብገበን ዘሕትት ወንጀል ዝገብር ሕጊ ኣርቂቖም
Radio Erena: 03 May 2020
ሰበስልጣን መንግስቲ ሱዳን፣ ምኽንሻብ ደቀንስትዮ ብገበን ዘሕትት ወንጀል ዝገብር ሕጊ ኣርቂቖም።
እቲ ኣብዚ ዝሓለፈ ሳልስቲ ዝረቐቐ ሕጊ፣ ምኽንሻብ ደቀንስትዮ ከም ገበን ተራእዩ፣ ንሰለስተ ዓመ [...]
ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ ንኢትዮጵያ መኸተ ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ዝውዕል፣ ናይ 411 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ሰሊዑ
Radio Erena: 03 May 2020
ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ (I.M.F.) ንኢትዮጵያ መኸተ ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ዝውዕል፣ ናይ 411 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ሰሊዑ።
I.M.F. ብ30 ሚያዝያ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ እቲ ንህጹጽ እዋን [...]