Category: ዜና
ኤርትራ፣ ጽዑቕ ኣኼባታት ሰራዊት ይካየድ ኣሎ
Radio Erena: 21 July 2021
ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ዝርከባ ኣሃዱታት ሰራዊት፣ ጽዑቕ ኣኼባታት ኣብ ምክያድ ከምዘለዋ ምንጭታት ኤረና ሓቢሮም።
ኣብ 12 ሓምለ፣ ኣብ ተሰነይ ኣብ ዝተኻየደ፣ ኣኼባ [...]
መራሕቲ ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን፣ ከሰሓሕቦም ኣብ ዝጸንሐ ጉዳያት ዘትዮም
Radio Erena: 21 July 2021
መራሕቲ ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን፣ ከሰሓሕቦም ኣብ ዝጸንሐ ጉዳያት ፍርያት ነዳዲ፣ ንግድን ወፍርን ብዝምልክተ ከምዝዘተዩ ማዕከናት ዜና ወሽመጥ ሓቢረን።
ወራሲ ዓራት ኣቡ ዳቢ፣ [...]
ጃፓን፣ ኦሎምፒክ ቅድሚ ምጅማሩ፣ ኣብታ ሃገር ክተርፍ ዝወሰነ ኡጋንዳዊ ኣትለት ብፖሊስ ተታሒዙ
Radio Erena: 21 July 2021
ኣብ ጃፓን፣ ከተማ ቶክዮ ኣብ ዝካየድ ኦሎምፒክ 2020 ንምስታፍ፣ ናብታ ሃገር ካብ ዝተጓዕዙ ኡጋንዳውያን ኣትለታት ሓደ፣ ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣትሒዙ ድሕሪ ምስዋሩ፣ ትማሊ 20 ሓምለ ብፖ [...]

ኤርትራ፣ ኣብ ኦሎምፒክ ቶክዮ 2020 ዝወዳደሩ ተቐዳደምቲ ብሽክለታ ዝተመርጽሉ ኣገባብ ዘይፍትሓዊ ምዃኑ ተገሊጹ
Radio Erena: 20 July 2021
ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ኦሎምፒክ ቶክዮ 2020 ዝወዳደሩ ተቐዳደምቲ ብሽክለታ ንምምርጽ ዝተኸተለ መስርሕ ፍታሓዊ ከምዘይኮነ ተገሊጹ።
ኣብ ናይ ደቂተባዕትዮ፣ መርሃዊ ቅዱስን ኣማኑኤል ገብረእግዚ [...]
ቀይሕ መስቀል፣ ኣብ ትግራይ ናብ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ምሩዃት ኵናት ክበጽሕ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ
Radio Erena: 20 July 2021
ኣህጉራዊ ማሕበር ቀይሕ መስቀል፣ ኣብ ትግራይ ናብ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ምሩዃት ኵናት ክበጽሕ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ።
እቲ ትካል ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ እቲ ኣብ ትግራይ፣ ተታሒዞም ናብ ዝርከ [...]
OPEC፣ ናብ ዕዳጋ ዓለም ዝፈሪ ነዳዲ ክወስኽ ተሰማሚዑ
Radio Erena: 20 July 2021
እዚ ካብ ወርሒ ነሓሰ ጀሚሩ ኣብ ግብሪ ዝውዕል ወሰኽ፣ ነቲ ብሰንኪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ፣ ተሰናኺሉ ዝጸንሐ ፍርያት ነዳዲ፣ መዓልታዊ ናብ ኣስታት 2 ሚልዮን በርሚል ከሰጋግሮ'ዩ።
ወ [...]
ብውሕዱ ሰለስተ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 26 ኣትለታት ዝሓቖፈት ጋንታ ስደተኛታት ኦለምፒክ ናብ ጃፓን ኣምሪሓ
Radio Erena: 19 July 2021
ብውሕዱ ሰለስተ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 26 ኣትለታት ዝሓቖፈት ጋንታ ስደተኛታት፣ ኣብ ኦለምፒክ ቶክዮ 2020 ንምስታፍ ናብ ጃፓን ኣምሪሓ።
እዛ 16 ኣሰልጠንትን 10 ዝተፈላለዩ ሞ [...]
ኢትዮጵያ፣ ክልል ቤንሻንጉል ጉምዝ፣ ልዕሊ 24 ሰባት ከምዝተቀትሉ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኣረጋጊጹ
Radio Erena: 19 July 2021
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ቤንሻንጉል ጉምዝ፣ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብዝቕጽል ዘሎ ግጭት ልዕሊ 24 ሰባት ከምዝተቐትሉ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት እታ ሃገር ኣረጋጊጹ።
ድሕሪ'ቲ ኣብ ዞባታት መ [...]
ሱዳን፣ ኣብ ጁባ ዝተኸተመ ስምምዕ ሰላም ብምልኣት ንምትግባሩ መንግስቲ ቅሩብ ከምዘሎ ጀነራል ዳጋሎ ገሊጹ
Radio Erena: 19 July 2021
መንግስቲ ሱዳን፣ ነቲ ኣብ 2018 ኣብ ጁባ ዝተኸተመ ስምምዕ ሰላም ብምልኣት ንምትግባር፣ ዝኣተዎ መብጽዓ ኣብ ቦትኡ ከምዘሎ ምክትል ፕረዚደንት፣ ጀነራል ሓምዳን ዳጋሎ ገሊጹ።
ጀነራ [...]
ባይቶኣዊ ምርጫ ሶማል ዝካየደሉ ዕለት ብወግዒ ተገሊጹ
Radio Erena: 18 July 2021
ባይቶኣዊ ምርጫ ሶማል ዝካየደሉ ዕለት ብወግዒ ተገሊጹ።
ብመሰረት ወጺኡ ዘሎ መደብ፣ ኣስማት ሕጹያት ተወዳደርቲ ንባይቶ ኣብ 24 ሓምለ ክግለጽ እዩ። ላዕለዎት ኣባላት ባይቶ ኣብ 25ን 28ን [...]