Category: ዜና

1 141 142 143 144 145 384 1430 / 3831
የመን፣ ሎሚ ዘብቅዐ ስምምዕ ምቁራጽ ተዅሲ ንምንውሑ ዲፕሎማስያዊ ጻዕርታት ይካየድ ኣሎ

የመን፣ ሎሚ ዘብቅዐ ስምምዕ ምቁራጽ ተዅሲ ንምንውሑ ዲፕሎማስያዊ ጻዕርታት ይካየድ ኣሎ

Radio Erena: 02 August 2022 ኣብ መንጎ ሑቱን ብስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን ዝድገፍ መንግስቲ የመንን፣ ካብ 2 ሚያዝያ ኣትሒዙ በብክልተ ኣዋርሕ እናተናውሐ ንኣርባዕተ ኣዋርሕ ዝጸንሐ ግዝያዊ ስምምዕ ምቑራጽ ተ [...]
ወትሃደራዊ ዕልዋ ሱዳን ለውጢ ኣብ ምውሓስ ከምዝፈሸለ ጀነራል ሐመቲ ተኣሚኑ

ወትሃደራዊ ዕልዋ ሱዳን ለውጢ ኣብ ምውሓስ ከምዝፈሸለ ጀነራል ሐመቲ ተኣሚኑ

Radio Erena: 02 August 2022 ወትሃደራዊ ጉጅለ ሱዳን፣ ካብ 25 ጥቅምቲ 2021 ኣትሒዙ፣ ነቲ ሲቪላዊ ወገን ብዕልዋ ብምእላይ ስልጣን ብሒቱ እኳ እንተሎ፣ ለውጢ ኣብ ምምጻእ ግና ከምዝፈሸለ፣ ብሐመቲ ዝፍለጥ ምክት [...]
ውድድር ጉያ ሻምፕዮን ዓለም ጁንየር፣ ኣብ ናይ 5 ሽሕ ሜትሮ፣ ክልተ ኤርትራውያን ካልኣይን ሳልሳይን ብምዃን ተኸታቲሎም ኣትዮም

ውድድር ጉያ ሻምፕዮን ዓለም ጁንየር፣ ኣብ ናይ 5 ሽሕ ሜትሮ፣ ክልተ ኤርትራውያን ካልኣይን ሳልሳይን ብምዃን ተኸታቲሎም ኣትዮም

Radio Erena: 02 August 2022 ኤርትራውያን ኣትሌታት መርሃዊ መብራህቱን ሃብቶም ሳሚኤልን ናብ ትማሊ ኣብ ዘውግሕ ለይቲ ኣብ ካሊ ኮሎምብያ ኣብ ዘካየድዎ፡ 5 ሽሕ ሜትር ዝርሕቀቱ ውድድር ጉያ ሻምፕዮን ዓለም ጁንየር [...]
23 ሃገራት ዝሳተፍኦ፣ ኣብ ፈረንሳ ዝካየድ ቅድድም ብሽክለታ፣ ንኣፍሪቃ እትውክል እንኮ ሃገር ኤርትራ ክትከውን’ያ

23 ሃገራት ዝሳተፍኦ፣ ኣብ ፈረንሳ ዝካየድ ቅድድም ብሽክለታ፣ ንኣፍሪቃ እትውክል እንኮ ሃገር ኤርትራ ክትከውን’ያ

Radio Erena: 02 August 2022 ካብ 18 ክሳብ 28 ነሓሰ ኣብ ፈረንሳ ኣብ ዝካየድ፣ ቅድድም ብሽክለታ Tour de l'Avenir፣ ኤርትራ እትርከበን 23 ሃገራውያን ጋንታታት ክሳተፋ ምዃነን ተረጋጊጹ። 15 ካብተ [...]
ካብ ክልል ኣምሓራ ናብ ኣዲስ ኣበባ ብብዝሒ ክኣቱ ዝተበገሰ ህዝቢ ይዕገት ምህላዉ ተገሊጹ

ካብ ክልል ኣምሓራ ናብ ኣዲስ ኣበባ ብብዝሒ ክኣቱ ዝተበገሰ ህዝቢ ይዕገት ምህላዉ ተገሊጹ

Radio Erena: 02 August 2022 ካብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ክልል ኣምሓራ፣ ብብዝሒ ናብ ኣዲስ ኣበባ ክኣቱ ዝተበገሰ ህዝቢ፣ ብሓይልታት ጸጥታን ፖሊስን ይዕገት ከምዘሎ ተሓቢሩ። ብፍላይ ካብ ሰሜንን ደቡብን ወሎ ተበጊ [...]
ሓይልታት ለውጢ ሱዳን ኣብ ውሽጢ ክልተ ሰሙን ቀዳማይ ሚኒስተር ክረቑሕ ተስፋ ኣሎ

ሓይልታት ለውጢ ሱዳን ኣብ ውሽጢ ክልተ ሰሙን ቀዳማይ ሚኒስተር ክረቑሕ ተስፋ ኣሎ

Radio Erena: 02 August 2022 ሓይልታት ንለውጢ ሱዳን፣ ሲቪላዊ መሰጋገሪ መንግስቲ ዝመርሕ ቀዳማይ ሚኒስተር፣ ኣብ ውሽጢ ክልተ ሰሙን ክረቑሑ ምዃኖም፣ ንሓደ ካብ መራሕቲን ኣባላትን ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ነበር፣ መሓመድ ኣል ፋ [...]
ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ሰራሕተኛታት ብዝተላዕለ ፍሕፍሐ ወደብ ስዋኪን ንሓያሎ መዓልታት ተዓጽዩ

ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ሰራሕተኛታት ብዝተላዕለ ፍሕፍሐ ወደብ ስዋኪን ንሓያሎ መዓልታት ተዓጽዩ

Radio Erena: 01 August 2022 ኣብ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ ሱዳን፣ ወደብ ስዋኪን ኣብ መንጎ ሰራሕተኛታት ብዝተላዕለ ፍሕፍሐ፣ እቲ ወደብ ካብ 28 ሓምለ ኣትሒዙ ንኣርባዕተ መዓልታት ካብ ስራሕ ተሰናኺሉ ከምዘሎ ራድዮ ዳባ [...]
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ምስ ፕረዚደንት ኣል ሲሲ ኣብ ካይሮ ንምርኻብ ንኻልኣይ እዋን ዘቕረቦ ጠለብ ተቐባልነት ይስእን

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ምስ ፕረዚደንት ኣል ሲሲ ኣብ ካይሮ ንምርኻብ ንኻልኣይ እዋን ዘቕረቦ ጠለብ ተቐባልነት ይስእን

Radio Erena: 01 August 2022 ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ኣብ ወርሒ ሓምለ ናብ ግብጺ ብምብጻሕ ምስ ፕረዚደንት ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲ ንክራኸብ ዘቕረቦ ጠለብ ሕጂ'ውን ተቐባልነት ከምዘይረኸበ ምንጭታት ዲፕሎማሲ [...]
ፍልይቲ ልእኽቲ ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ኣቀርኒ ኣፍሪቃ ብዛዕባ ዝርርብ ህወሓት ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንምምይያጥ ናብ መቐለ ከተመርሕ’ያ

ፍልይቲ ልእኽቲ ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ኣቀርኒ ኣፍሪቃ ብዛዕባ ዝርርብ ህወሓት ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንምምይያጥ ናብ መቐለ ከተመርሕ’ያ

Radio Erena: 01 August 2022 ፍልይቲ ልእኽቲ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣነት ዌበር እትመርሖ ላዕለዋይ ወኪል ሕብረት ኤውሮጳ፣ ብዛዕባ'ቲ ኣብ መንጎ ህወሓትን መንግስቲ ኢትዮጵያን ዝካየድ ዝርርብ ብዝምልከት ምስ ሰበ ስ [...]
መ. ኢትዮጵያ፣ ‘ምስ ሓይልታት ትግራይ፣ ኣብ ዝኾነ ቦታን ግዜን ክንዘራረብ ድሉዋት ኢና’ ምባሉ፣ ኣብ ፖለቲከኛታት እታ ሃገር ዝተሓዋወሰ ስምዒት ፈጢሩ

መ. ኢትዮጵያ፣ ‘ምስ ሓይልታት ትግራይ፣ ኣብ ዝኾነ ቦታን ግዜን ክንዘራረብ ድሉዋት ኢና’ ምባሉ፣ ኣብ ፖለቲከኛታት እታ ሃገር ዝተሓዋወሰ ስምዒት ፈጢሩ

Radio Erena: 31 July 2022 ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ‘ምስ ሓይልታት ትግራይ፣ ኣብ ዝኾነ ቦታን ግዜን ክንዘራረብ ድሉዋት ኢና’ ምባሉ፣ ኣብ ፖለቲከኛታት እታ ሃገር ዝተሓዋወሰ ስምዒት ምፍጣሩ፣ ካብታ ሃገር ዝፍኖ ዘሎ ሓ [...]
1 141 142 143 144 145 384 1430 / 3831