Category: ዜና ወጻኢ

”ሕማም ኮሮና ንምምካት፣ ሆስፒታላት ሱዳን ሸለልትነት የርእያ ኣለዋ”፤ ሚኒስተር ጥዕና ሱዳን
Radio Erena: 15 March 2020
ኣብ መላእ ዓለም እንዳስፋሕፈሐ ዝኸይድ ዘሎ ተላባዒ ሕማም ኮሮና ንምምካት፣ ሆስፒታላት ሱዳን ሸለልትነት የርእያ ከምዘለዋ ተገሊጹ።
ሚኒስተር ጥዕና ሱዳን ኣክራም ዓሊ ኣብዚ ዝሓለፈ ሳልስቲ [...]

ኣብ ኢትዮጵያ ተቐዪዶም ዝነበሩ ካናዳውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
Radio Erena: 15 March 2020
ኣብ ኢትዮጵያ ተቐዪዶም ዝነበሩ ካናዳውያን ኣባላት ማሕበር ግብረ ሰናይ ናብ ሃገሮም ከምዝተመልሱ ካብ ካናዳ ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ።
እቶም 13 ካናዳውያንን ኢትዮጵያውያንን ወለንተኛታት፣ [...]

ኣብ ጁባላንድ መንግስቲ ንምዕላው ዝተኻየደ ፈተነ ኢድ ፕረዚደንት ሶማል ኣለዎ ክብል ላዕለዋይ ወተሃደራዊ ኣዛዚ’ታ ርእሰ ምምሕዳር ገሊጹ
Radio Erena: 15 March 2020
ኣብ ጁባላንድ መንግስቲ ንምዕላው ዝተኻየደ ፈተነ ኢድ ፕረዚደንት ሶማል ኣለዎ ክብል ላዕለዋይ ወተሃደራዊ ኣዛዚ’ታ ርእሰ ምምሕዳር ገሊጹ።
መጀር ማሓድ መሓመድ እስላም፣ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ [...]

ብምክትል ጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ዝምራሕ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ኢትዮጵያ ናብ ሱዳን በጺሑ
Radio Erena: 12 March 2020
ብምክትል ጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት፣ ጀነራል ብርሃኑ ጁላ ዝምራሕ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ኢትዮጵያ ናብ ሱዳን ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ።
እቲ ወትሃደራዊ ልኡኽ፣ ብሓሙስ 12 [...]

ኢንዱስትሪ መሸጣ ኣጽዋር ቸክ ሪፖብሊክ፤ ኣብ ኢትዮጵያን ጂቡቲን ዕዳጋ ንምርካብ ዝዓለመ ዑደት ኣካይዱ
Radio Erena: 12 March 2020
ኣብ ወትሃደራውን ጸጥታውን መዓላታት ዘገልግል ንዋት ዘፍርያ ኩባንያታት ቸክ ሪፖብሊክ ኣብ ኢትዮጵያን ጂቡቲን ዕዳጋ ንምርካብ ዝዓለመ ዑደት ኣካይደን።
ብምክትል ሚኒስተር ምክልኻልን፣ ኢን [...]

ደቡብ ሱዳን፣ ዝተጎሃሃረ ግጭት፣ ንናይ ሓድነት መንግስቲ ከየፍርስ ተሰጊኡ
Radio Erena: 12 March 2020
ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ፣ ኣብ መንጎ ክልተ ቀቢላታት ደቡብ ሱዳን ድሕሪ ዝተጎሃሃረ ግጭት፣ ካብ ዝቐውም ወርሒ ንዘይገበረ ናይ ሓድነት መንግስቲ ከየፍርስ ሓያሎ ዲፕሎማሰኛታት ስግ [...]

ሜክሲኮ፣ ደቂንስትዮ፣ “መዓልቲ፣ ብዘይደቂንስትዮ” ዘኪረን
Radio Erena: 12 March 2020
8 መጋቢት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂንስትዮ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ሃገራት፣ ብዝተፈላለየ ኣገባባት'ያ ተዘኪራ ውዒላ።
ኣብ መብዛሕተን ሃገራት ዓለም፣ ደቂንስትዮ ኣብ ቅድሚ ሕጊ ማዕረ መሰል [...]

ኢትዮጵያ፣ ንመሸጣ ኣብ ዝዓለመ እንጀራ፣ ንጥዕና ሓደገኛ ነገራት ዝተሓወሶ 36 ኩንታል ሓርጭን 25 በርሚል ብሑቕን ተታሒዙ
Radio Erena: 10 March 2020
ኣብ ኢትዮጵያ፣ እንታይነቱ ካብ ዘይተፈልጠ ነገራት ምስ ብሑቕ ተሓዊሱ ዝሽየጥ እንጀራ እናዛየደ ይመጽእ ከምዘሎ በብእዋኑ ብዝጋሃድ ፍጻሜታት ክጠቐስ ጸኒሑ'ዩ።
ማዕከና ዜና ፋና፣ ት [...]

ኢማራት፣ ኣብ ሶማሊላንድ ዝወጠነቶ ምህናጽ ወትሃደራዊ መዓስከር ጠቕሊሉ ከምዝተሰረዘ ተገሊጹ
Radio Erena: 10 March 2020
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ክትሃንጾ ዝወጠነ ቀዋሚ ወትሃደራዊ መዓስከር ከምዝተሰረዘ ማዕከን ዜና ጋሮወ ሓቢሩ።
እቲ ካብ 2017 ኣትሒዙ ክህነጽ ዝጀመረ [...]

ቀዳማይ ሚኒስተር ሱዳን፣ ፈተነ ቅትለት ተኻይድሉ
Radio Erena: 09 March 2020
ቀዳማይ ሚኒስተር ሱዳን ዓብደላ ሓምዶክ ፈተነ ቅትለይ ከምዝተኻየደሉ ቴሌቪዥን እታ ሃገር ሓቢራ።
እቲ ፈተነ ቅትለት፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ሓምዶክ፣ ሎሚ 9 መጋቢት ናብ ቤት ጽሕፈቱ እ [...]