Category: ሃገራዊ ዜና

1 185 186 187 188 189 214 1870 / 2136
ኣፍሪቃ፣ ብኮረና ቫይረስ ናይ ዝተለኽፉ ብዝሒ ልዕሊ 1800 በጺሑ

ኣፍሪቃ፣ ብኮረና ቫይረስ ናይ ዝተለኽፉ ብዝሒ ልዕሊ 1800 በጺሑ

Radio Erena: 26 March 2020 ኣብ ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ብኮረና ቫይረስ ናይ ዝልከፉ ዘለዉ ብዝሒ ሰባት ካብ ዕለት ናብ ዕለት ይውስኽ ምህላዉ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ። ብፍላይ ኣብ ዝሓለፈ 2 [...]
ኮሮና ቫይረስ ኣህጉራዊ ብድሆ ኮይንሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ኣብ ኣስመራ ስእነት ኣገልግሎታት ማይን ኤሌክትሪን ተወሳኺ ሻቕሎት ይፈጥር

ኮሮና ቫይረስ ኣህጉራዊ ብድሆ ኮይንሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ኣብ ኣስመራ ስእነት ኣገልግሎታት ማይን ኤሌክትሪን ተወሳኺ ሻቕሎት ይፈጥር

Radio Erena: 26 March 2020 ምስፍሕፋሕ ኮሮና ቫይረስ ኣህጉራዊ ብዶሆ ኮይኑሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ኣብ ሓያሎ ከባቢታት ኣስመራ ኣገልግሎታት ኤሌክትሪን ማይን ዘይምህላዉ ተወሳኺ ሻቕሎት ፈጢሩ ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓ [...]
ኣብ ናይ ሎሚ ሰሉስ 24 መጋቢት 2020 ፈነወና

ኣብ ናይ ሎሚ ሰሉስ 24 መጋቢት 2020 ፈነወና

https://www.youtube.com/watch?v=D0oUremLMuU&list=PLyAPiiyVNTY31Bpak3yzMOJkY32LjD86s&index=1 [...]
ኮረና ቫይረስ፣ ኣብ ልዕሊ 43 ሃገራት ኣፍሪቃ ተራእዩ

ኮረና ቫይረስ፣ ኣብ ልዕሊ 43 ሃገራት ኣፍሪቃ ተራእዩ

Radio Erena: 23 March 2020 ኮረና ቫይረስ፣ ኣብ 43 ሃገራት ኣፍሪቃ ከምዝተራእየ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ። እቲ ውድብ ብ23 መጋቢት ኣብ ዝዘርግሖ መግለጺ፣ ኣብዘን ሃገራት፣ ምልክታት ዝተራእዮም ናይ ዝተራ [...]
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ንኤርትራ ናይ ሓደ ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ኣበርኪታ

ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ንኤርትራ ናይ ሓደ ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ኣበርኪታ

Radio Erena: 22 March 2020 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ኤርትራ ተራእዩ ንዘሎ ዕስለ ኣንበጣ ንምምካት ናይ ሓደ ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ኣበርኪታ። እዚ ብናይ በረኻ ዝፍለጥ ዕስለ ኣንበጣ ሓደ ካብቶም ኣዕነውቲ ዓሌት ኮይኑ [...]
ኮሮና ቫይረስ ኣብ ኤርትራ ከምዝኣተወ ሚኒስትሪ ጥዕና ኣፍሊጡ

ኮሮና ቫይረስ ኣብ ኤርትራ ከምዝኣተወ ሚኒስትሪ ጥዕና ኣፍሊጡ

Radio Erena: 22 March 2020 ተላባዒ ሕማም ኮሮና ቫይረስ  ኣብ ኤርትራ ከምዝኣተወ ሚኒስትሪ ጥዕና ብወግዒ ኣፍሊጡ። ሚኒስተር ዜና ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ኣብ ዝዘርገሖ ጽሑፍ፣ ሚኒስትሪ ጥዕና፣ ንሓደ ካብ ኖርወይ [...]
ኣፍሪቃ፣ ንመኸተ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ተዳልያ ክትጸንሕ መዘኻኸሪ ቀሪቡ

ኣፍሪቃ፣ ንመኸተ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ተዳልያ ክትጸንሕ መዘኻኸሪ ቀሪቡ

Radio Erena: 20 March 2020 ምስፍሕፋሕ ኮረናቫይረስ ኣብ 33 ሃገራት ኣፍሪቃ ከምዝተራእየ ኣብ ዝግለጸሉ ዘሎ እዋን፣ እታ ኣህጉር ንመኸተ ለበዳ እቲ ቫይረስ ድልውቲ ክትከውን ውድብ ጥዕና ዓለም ኣዘኻኺሩ። ኣብ [...]
ዋጋ ነዳዲ፣ ንሓደ በርሚል ናብ ኣስታት 25 ዶላር ወሪዱ

ዋጋ ነዳዲ፣ ንሓደ በርሚል ናብ ኣስታት 25 ዶላር ወሪዱ

Radio Erena: 20 March 2020 ዕዳጋታት ዓለም ብሰንኪ ኮረና ቫይረስ ቀውሲ ኣትዮዎ ኣብ ዘለወሉ እዋን፣ ዋጋታት ነዳዲ ኣብዚ 18 ዓመታት ናብ ዝተሓተ ደረጅኡ ወሪዱ ይርከብ። ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ብዘሎ ዕዳጋታት መሰ [...]
ሕቡራት ሃገራት፣ ምጥያስ ስደተኛታት ናብ ሳልሰይቲ ሃገር ብሰንኪ ኮረና ቫይረስ ንግዜኡ ደው ከምዝበለ ኣፍሊጡ

ሕቡራት ሃገራት፣ ምጥያስ ስደተኛታት ናብ ሳልሰይቲ ሃገር ብሰንኪ ኮረና ቫይረስ ንግዜኡ ደው ከምዝበለ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 19 March 2020 ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታትን ኣህጉራዊ ማሕበር ስደተኛታትን፣ ምጥያስ ስደተኛታት ናብ ሳልሰይቲ ሃገር ብሰንኪ ኮረና ቫይረስ፣ ካብዚ ሰሙን'ዚ ኣትሒዙ ንግዜኡ ደው ከምዝበለ ኣፍሊጦም። እቶ [...]
Is Eritrea Prepared for the Pandemic?

Is Eritrea Prepared for the Pandemic?

Radio Erena: 18 March 2020 As the world reels under the Coronavirus (Covid-19) panic, serious questions are earnestly raised about the prepared [...]
1 185 186 187 188 189 214 1870 / 2136