Category: ሃገራዊ ዜና

ሱዳን፣ ካብ እስራኤል ንዝስጎጉ ሓተቲ ዑቕባ ንኽትቅበል ኣብ ስምምዕ በጺሓ ተባሂሉ
Radio Erena: 25 October 2020
ሱዳንን እስራኤልን፣ ብመንጎኝነት ፕረዚደንት ትራምፕ፣ ወግዓዎ ዝምድና ከምዝመስረታ ድሕሪ ምግላጹ፣ ሓደ ካብቲ ብቀዳምነት ኣብ ስምምዕ ክበጽሓሉ ዝኽእላ ነጥብታት፣ ጉዳይ እቶም ኣብ እ [...]

ኣብ ኤርትራ ዕደናዊ ንጥፈታት ዘካዪድ ዘሎ ኩባንያ ዳናካሊ ንሽልማት ተሓጽዩ
Radio Erena: 25 October 2020
ኣፍሪካ ማዕድንን ጸዓትን ዝተባህለ ኣውስትራልያዊ ጉጅለ፣ ኣብ ኤርትራ ዕደናዊ ንጥፈታት ንዘካዪድ ዘሎ ኩባንያ ዳናካሊ ንሽልማት ሓጽዩዎ።
እቲ ጉጅለ፣ ናይ 2020 ዓመተ ምህረት፣ ጸለው [...]

ኣምባሳደር ደቡብ ሱዳን ኣብ ኤርትራ ብሃንደበታዊ ሕማም ሞይቱ
Radio Erena: 25 October 2020
ኣምባሳደር ደቡብ ሱዳን ኣብ ኤርትራ፣ ብሃንደበት ሓሚሙ ድሕሪ ምውዳቑ፣ ብኡ ንብኡ ከምዝሞተ ማዕከናት ዜና ኬንያ ሓቢረን።
ኣምባሳደር ማይክል ንያንግ፣ ስድራቤቱ ክበጽሕ ንኬንያ ኣብ ዝ [...]

ናይ ሎሚ ዓርቢ 23 ጥቅምቲ 2020 ፈነወና
Radio Erena: 23 October 2020
https://www.youtube.com/watch?v=nQwbZj-ZAm0&feature=emb_title
[...]

ሽወደን፣ ብጉዳይ ዳዊት ኢሳቕ፣ ኣብ ልዕሊ ሓያሎ ሰበ ስልጣን መንግስቲ ኤርትራ ክሲ ተመስሪቱ
Radio Erena: 21 October 2020
ኣብ ሽወደን፣ ብዛዕባ ሃለዋት ዳዊት ኢሳቕ ብዝምልከት፣ ኣብ ልዕሊ ሓያሎ ሰበ ስልጣን መንግስቲ ኤርትራ ክሲ ተምስሪቱ።
እቲ ሎሚ 21 ጥቅምቲ ዝተመስረተ ክሲ፣ ሰበ ስልጣን መንግ [...]

ናይ ሎሚ ሰሉስ 20 ጥቅምቲ 2020 ፈነወና
Radio Erena: 20 October 2020
https://www.youtube.com/watch?v=slrJsDdO6VQ&feature=emb_title [...]

ካብ ስራሕ ወጻኢ ኮይኑ ዘሎ መንገዲ ኣየር ኤርትራ፣ ዝመጽእ ዓመት ናብ በረራ ንምምላሱ ይስርሓሉ ኣሎ
Radio Erena: 20 October 2020
ምስ ለበዳ ኮረናቫይረስ ተተሓሒዙ፣ ብክራይ ዘምጻአን ክልተ ነፈርቲ፣ ኣብ ጋራዥ ዓሺጉ ዝጸንሐ መንገዲ ኣየር ኤርትራ፣ ዳግም ናብ በረራ ንምምላስ ይሰርሕ ከምዘሎ ተሓቢሩ።
ድሕሪ [...]

ተሳትፎን ዓወትን ኤርትራውያን ኣብ ዓበይቲ መድረኻት ዓለም
Radio Erena: 20 October 2020
ሎሚ ሰሉስ 20 ጥቅምቲ ኣብ ዝጅምር ዎርልድ ቱር ቮልታ ቺኪሊስታ ስጳኛ፣ ናትናኤል ብርሃነን መርሃዊ ቅዱስን ክሳተፉ'ዮም።
እዞም ንፈረንሳዊ ጋንታ ኮፊዲስን ካዛኪስታናዊት ጋንታ [...]

ሕ.ኣ. 300 ሚልዮን ዶላር ንምእካብ ናይ ሓገዝ ምሸት ኣዳልዩ
Radio Erena: 18 October 2020
ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኣብታ ሃህጉር ተኸሲቱ ዘሎ ቁጠባዊ ቅልውላው ንምርግጋእ፣ ናይ 300 ሚልዮን ዶላር ክእክብ መደብ ከምዘውጸአ ኣፍሊጡ።
ኮቪድ 19 ብደረጃ ዓለም ኣብ ህይወት ሰብን መነባብ [...]

ሊብያ፣ ተቛሪጹ ዝጸንሐ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ሓተቲ ዑቕባ ናብ ውሕሱ ቦታ ናይ ምግዓዝ መስርሕ ጀሚሩ
Radio Erena: 16 October 2020
ኣብ ሊብያ፣ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዝርከቡ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ሓተቲ ዑቕባን ስደተኛታትን፣ ናብ ውሕሱ ቦታ ናይ ምስግጋሮም መስርሕ ዳግም ምጅማሩ፣ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡ [...]