Category: ሃገራዊ ዜና

ወኪል ሕቡራት ሃገራት፣ ኤርትራውያን ተዓቝቦምሉ ናብ ዘለዉ መዓስከራት ማይ ዓይኒን ዓዲ ሓሩሽን ምብጻሕ ኣካይዱ
Radio Erena: 26 January 2021
ወኪል ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት (UNHCR) ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ማይ ዓይኒን ዓዲ ሓሩሽን ምብጻሕ ኣካይዱ።
እቲ ብኣን-ኤለን ኤንኮንትር [...]

ኢትዮጵያ ምስ ወደብ ዓሰብ ዘራኽባ መስመር ጽርጊያ ምህናጽ ጀሚራ
Radio Erena: 24 January 2021
ኢትዮጵያ ምስ ወደብ ዓሰብ ዘራኽባ መስመር ጽርጊያ ምህናጽ ከምዝጀመረት ኣፍሊጣ።
ኣመሓዳሪ ክልል ዓፋር ናይ ኢትዮጵያ ዝተረኽበሉ እቲ ወግዓዊ ስነስርዓት ምምራቕ፣ ሚኒስተር ትራንስፖርት እ [...]

‘መ. ሶማል ደቅና ናብ ኢትዮጵያ የእትዩዎም’፣ ኣዴታት ሶማል
Radio Erena: 24 January 2021
መንግስቲ ሶማል ሰራዊቱ ኣብ ኢትዮጵያ ናብ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ልኢኹ ተባሂሉ ብዝተፈላለዩ ወገናት ወቐሳ ኣብ ዝቐርበሉ ዘሎ እዋን፣ ካብ ህዝቡ’ውን ተቓውሞታት እንዳሓየለ ይመጽእ ከምዘሎ፣ ማ [...]

ልኡኽ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ጉዳይ ምእታው ሰብኣዊ ሓገዛት ናብ ትግራይ ንምዝታይ ናብ ኣዲስ ኣበባ ከምርሕ’ዩ
Radio Erena: 21 January 2021
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ናብ ትግራይ ህጹጽ ሰብኣዊ ሓገዛት ብዛዕባ ዝኣትወሉ ጉዳያት ብዝምልከት ንምዝታይ፣ ናብ ኣዲስ ኣበባ ልኡኽ ክሰድድ ምዃኑ ኣፍሊጡ።
ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ፊንላንድ፣ [...]

A Highway to the Abyss
Radio Erena: 20 January 2021
The border tension between Sudan and Ethiopia is paving the way, little by little, to a full-scale war, if not ave [...]

መንግስቲ ሶማል፣ ናብ ኵናት ትግራይ ሰራዊት ከምዘይልኣኸ ገሊጹ
Radio Erena: 19 January 2021
ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ኣብ ዝኸፈቶ ኵናት ንምድጋፍ፣ ኣብ ኤርትራ ክስልጥን ዝጸንሐ ኣስታት 3 ሽሕ ሰራዊት ከምዝልኣኸ፣ ኣብ ማ [...]

ካብ ኢትዮጵያ ዝመጽኡ ዘለዉ እሱራት ኣብ ደሴት ዳህላክ ይእሰሩ ምህላዎም ተሓቢሩ
Radio Erena: 19 January 2021
ካብ ኢትዮጵያ ዝመጽኡ 10ታት እሱራት፣ ኣብ ደሴት ዳህላክ ይእሰሩ ምህላዎም ምንጭታት ራድዮ ኤረና ሓቢሮም።
እቶም መንነቶም ብዝርዝር ዘይተፈልጠ እሱራት፣ ኣብ ዳህላክ፣ ኣቐዲሙ [...]

ኤርትራ ሱታፌኣ ከየረጋገጸትሉ ዝጸንሐት ዙር ርዋንዳ ናብ ካልእ እዋን ተሰጋጊሩ
Radio Erena: 19 January 2021
ካብ 21 ክሳብ 28 የካቲት 2021፣ ክካየድ መደብ ተሰሪዕሉ ዝጸንሐ፡ መበል 13 ዙር ቅድድም ብሽክለታ ርዋንዳ፡ ናብ ካልእ እዋን ተሰጋጊሩ።
ወደብቲ ናይ'ዚ ውድድር: ነዚ ብማ [...]