Category: ሃገራዊ ዜና
ምስ ኤርትራን ብሩንዲን ክታበት ኮቪድ ክትሕሰም ዝጸንሐት ታንዛንያ፣ ድሕሪ ከቢድ ስግኣት ለበዳ፣ ሚልዮናት ዶዝ ኣዚዛ
Radio Erena: 26 July 2021
ምስ ኤርትራን ብሩንዲን ብሓባር፣ ክታበት ኮረና ቫይረስ ክትሕሰም ዝጸንሐት፣ ታንዛንያ፣ ከቢድ ስግኣት እቲ ለበዳ ድሕሪ ምንጽልላዋ፣ ሚልዮናት ዶዝ ኣዚዛ።
ብመንገዲ ሕብረት ኣፍሪቃ ካ [...]
ፈረንሳን ብሪጣንያን፣ ዶባተን ክሰግሩ ንዝተሓዙ ስደተኛታት ዝቐጽዕ ተወሳኺ ስጉምታት ክወስዳ ተሰማሚዐን
Radio Erena: 25 July 2021
ፈረንሳን ብሪጣንያን፣ ዶባተን ክሰግሩ ንዝተሓዙ ስደተኛታት ዝቐጽዕ ተወሳኺ ስጉምታት ክወስዳ ተሰማሚዐን።
ኣብ ዝሓለፈ መዓልታት ኣብ ሓንቲ መዓልቲ ጥራይ ካብ ፈረንሳ ዶብ ሰጊሮም ናብ ብሪጣንያ [...]
ኣብ መንጎ ኤርትራን ኣመሪካን ዝጸንሐ ንግዳዊ ልውውጥ ካብ 14 ሚልዮን ዶላር ዝሓልፍ ከምዘይኮነ ተገሊጹ
Radio Erena: 23 July 2021
ቅድሚ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ኣብ ዝነበረ ዓመተ 2019፣ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኣመሪካን ዝተኻየደ ንግዳዊ ልውውጥ፣ ኣስታት 14 ሚልዮን ዶላር ጥራይ ምዃኑ፣ ቤት ጽሕፈት ወኪል ንግዲ ኣመሪካ [...]
ክታበት ኣብ ዝተሓሰመት ኤርትራ፣ ብኮቪድ ናይ ዝልከፉን ዝሞቱን ዘለዉ ሰባት ብዝሒ ይውስኽ
Radio Erena: 22 July 2021
ኣብ ኤርትራ፣ መዓልታዊ ብለበዳ ኮርና ቫይረስ ናይ ዝልከፉ ዘለዉ ብዝሒ ሰባት ይውስኽ ከምዘሎ ሚኒስትሪ ጥዕና ሓቢሩ።
ክሳብ 20 ሓምለ ኣብ ዝነበረ ዕለት፣ ብኮረና ቫይረስ ናይ ዝተለ [...]
ሓይልታት ትግራይ፣ መጥቃዕታቶም ናብ ክልላት ዓፈርን ኣምሓራን የስፋሕፍሕ ከምዘሎ ተገሊጹ
Radio Erena: 22 July 2021
ሓይልታት ትግራይ፣ ኣብ ክልል ዓፈር ዓስኪሩ ኣብ ልዕሊ ዝርከብ ሰራዊት መንግስቲ ኢትዮጵያን ፍሉይ ሓይሊ ክልላትን ዝጀመርዎ መጥቃዕቲ ይቕጽል ከምዘሎ ማዕከናት ዜና ዓለም ገሊጸን።
እ [...]
ኤርትራ፣ ጽዑቕ ኣኼባታት ሰራዊት ይካየድ ኣሎ
Radio Erena: 21 July 2021
ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ዝርከባ ኣሃዱታት ሰራዊት፣ ጽዑቕ ኣኼባታት ኣብ ምክያድ ከምዘለዋ ምንጭታት ኤረና ሓቢሮም።
ኣብ 12 ሓምለ፣ ኣብ ተሰነይ ኣብ ዝተኻየደ፣ ኣኼባ [...]

ኤርትራ፣ ኣብ ኦሎምፒክ ቶክዮ 2020 ዝወዳደሩ ተቐዳደምቲ ብሽክለታ ዝተመርጽሉ ኣገባብ ዘይፍትሓዊ ምዃኑ ተገሊጹ
Radio Erena: 20 July 2021
ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ኦሎምፒክ ቶክዮ 2020 ዝወዳደሩ ተቐዳደምቲ ብሽክለታ ንምምርጽ ዝተኸተለ መስርሕ ፍታሓዊ ከምዘይኮነ ተገሊጹ።
ኣብ ናይ ደቂተባዕትዮ፣ መርሃዊ ቅዱስን ኣማኑኤል ገብረእግዚ [...]
ብውሕዱ ሰለስተ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 26 ኣትለታት ዝሓቖፈት ጋንታ ስደተኛታት ኦለምፒክ ናብ ጃፓን ኣምሪሓ
Radio Erena: 19 July 2021
ብውሕዱ ሰለስተ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 26 ኣትለታት ዝሓቖፈት ጋንታ ስደተኛታት፣ ኣብ ኦለምፒክ ቶክዮ 2020 ንምስታፍ ናብ ጃፓን ኣምሪሓ።
እዛ 16 ኣሰልጠንትን 10 ዝተፈላለዩ ሞ [...]
ኤርትራውያን ዝርከብዎም 133 ስደተኛታት፣ ካብ ሊብያ ናብ ሩዋንዳ ግዒዞም
Radio Erena: 18 July 2021
ኤርትራውያን ዝርከብዎም 133 ስደተኛታት፣ ካብ ሊብያ ናብ ሳልሰይቲ ሃገር ንምጥያስ ናብ ሩዋንዳ ግዒዞም።
እቶም ብዓርቢ 16 ሓምለ ብነፋሪ ዝገዓዙ ስደተኛታት ካብ ወርሒ ሚያዝያ ኣትሒዞም ኣብ [...]
ሓይልታት ትግራይ፣ ኣብ ማይ ዓይኒን ዓዲ ሓሩሽን ንዝሓዝዎም ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ኣጽዋር ኣብ ምምልላስ ኣዋፊሮሞም
Radio Erena: 16 July 2021
ሓይልታት ትግራይ፣ ኣብ ማይ ዓይኒን ዓዲ ሓሩሽን ንዝሓዝዎም ኣማኢት ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ምስ ሓይልታት ኣምሓራ ኣብ ዝተኻየደ ኵናት ንዝማረኽዎ ኣጽዋርን ንብረታትን ኣብ ምምልላስ፣ ኣ [...]