Category: ሃገራዊ ዜና
‘ሓይልታት ኢትዮጵያ፣ ኣብ ልዕሊ ተወላዶ ትግራይ፣ ዘርኢ ምስ ምጽናት ዝጽብጸበ ገበናት ፈጺሞም።’
Radio Erena: 06 April 2022
ሓይልታት ጸጥታ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ልዕሊ ተወላዶ ትግራይ፣ ዘርኢ ምስ ምጽናት ክጽብጸብ ዝኽእል ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ከምዝፈጸሙ፣ ንእዋናዊ ጸብጻብ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናልን ሁማን ራይ [...]
ባይቶ ኮንግ ኣመሪካ፣ ኣብ ጉዳይ ኢትዮጵያ ውሳኔ ክህበሉ መዲቡ ዝነበረ ንድፈ ሕጊ ናብ ካልእ እዋን ኣሰጋጊርዎ
Radio Erena: 06 April 2022
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣመሪካ ወይ ኮንግረስ፣ ምስ ኵናት ትግራይ ተተሓሒዙ፣ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ውሳኔ ክህወበሉ መዲቡ ዝንበረ ብHR6600 ን S3199 ዝፍለጡ ንድፈ ሕግታት፣ [...]
ፈረንሳ ዘቛረጸቶ መደብ ምህናጽ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ፣ ብሩስያ ንምትካእ ውጥን ከምዘሎ ተቓሊዑ
Radio Erena: 06 April 2022
ምስ ናጽነት ኤርትራ ኣብ 1991 ዝተበታተነ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ፣ ዳግም ንምቛም ምስ መንግስቲ ፈረንሳ ዝተበጽሕ ስምምዕ፣ በንኪ ኵናት ትግራይ ድሕሪ ምፍሻሉ፣ እቲ መደብ ብሓገዝ ሩስያ [...]
‘ጨና ኣዳም’
Radio Erena: 04 April 2022
https://www.youtube.com/watch?v=0w4cwd8ZF3A [...]
ገማግም ባሕሪ ሊብያ፣ ብውሕዱ 90 ሓተቲ ዑቕባን ስደተኛታትን ጥሒሎም
Radio Erena: 04 April 2022
ኣብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ፣ ኣስታት 90 ሓተቲ ዑቕባን ስደተኛታትን ከምዝጠሓሉ ሓካይም ብዘይ ዶብ ገሊጹ።
እቲ ኣህጉራዊ ትካል ግብረ ሰናይ ብዝዘርግሖ ሓበሬታ መሰረት፣ ካብ ዓቕማ ን [...]
መደብ ሽኮሪናታት ምስ ሸኾርተት
Radio Erena: 03 April 2022
Radio Erena · ሰንበት 03 ሚያዝያ 2022
[...]
ኣትሌት ናዝሬት ወልዱ፣ ኣብ ቅድድም ማራቶን፣ ሰለስተ ክብረወሰን ብምስባር፣ ታሪኻዊ ዓወት ኣመዝጊባ
Radio Erena: 03 April 2022
ኤርትራዊት ኦሎምፒካዊት ኣትሌት ናዝሬት ወልዱ፡ ሎሚ ሰንበት 3 ሚያዝያ ወጋሕታ፡ ኣብ ደቡብ ኮርያ ኣብ ዝተሰላሰለ፡ ውድድር ማራቶን ደጉ 2022፡ ቀዳማይቲ ደረጃ ብምሓዝ ተዓዋቲት ኮይና [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ብደረጃ ኣምባሳደር ዝጸንሐ ውክልናኣ፣ ናብ ፈጻሚ ጉዳያት ምውራዳ ኣዛሪቡ
Radio Erena: 03 April 2022
ንኣስታት 20 ዓመታት ተቛሪጹ ዝነበረ ርክብ ኤርትራ ኢትዮጵያን ኣብ 2018 ዳግም ኣብ ዝጀመረሉ፣ ኣምባሳደር መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ኢትዮጵያ ኮይኑ ዝተመዘዘ ኣቶ ሰመረ ርእሶም፣ ናይ ስ [...]
ሰሙናዊ ፍጻሜታት
Radio Erena: 02 April 2022
https://www.youtube.com/watch?v=fq9JJScvm30 [...]
ኣብ ክልል ዓፈር፣ ጽዑቕ ኵናት ይቕጽል ከምዘሎ ተገሊጹ
Radio Erena: 31 March 2022
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ምእንቲ ሰብኣዊ ሓገዛት ኵናት ደው ክብል ምውሳኑ፣ ተቐባልነት እኳ እንተረኸበ፣ ዛጊት ዝተራየእ፣ ረዲኤት ናይ ምብጻሕ ተበግሶ ከምዘየለ ብወገን ትግራይ ይግለጽ ኣሎ። [...]