Category: ዜና

1 36 37 38 39 40 384 380 / 3831
ኤርትራ፣ ኣብዘን ዝሓለፋ ክልት ቅነ፣ ቀይዳቶም ዝጸንሐት 66 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ናብ ዓዶም ኣፋንያ

ኤርትራ፣ ኣብዘን ዝሓለፋ ክልት ቅነ፣ ቀይዳቶም ዝጸንሐት 66 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ናብ ዓዶም ኣፋንያ

RADIO ERENA – Thursday, 16 May 2024 ኣብ ኤርትራ ተቐይዶም ዝጸንሑ 66 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ናብ ዓዶም ተፋንዮም። እቶም ኣብ ክልተ ጉጅለታት ተኸፋፊሎም ናብ ዓዶም ዝተፋነዉ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ፣ ኣብ ከ [...]
إرتريا تفرج عن صيادين يمنيين كانت احتجزتهم في البحر الأحمر

إرتريا تفرج عن صيادين يمنيين كانت احتجزتهم في البحر الأحمر

إذاعة إرينا الدولية :15.05.2024 ذكرت وسائل الاعلام اليمنية  بأن السلطات الارترية أفرجت عن صيادين يمنيين، من أبناء الخوخة، جنوب محافظة الحديدة، غرب [...]
فريق الدرجات الارتري يشارك في سباق الاتحاد الدولي للدرجات المقامة حاليا في العاصمة الجزائر

فريق الدرجات الارتري يشارك في سباق الاتحاد الدولي للدرجات المقامة حاليا في العاصمة الجزائر

إذاعة إرينا الدولية : 15.05.2024 يشارك الفريق الوطني الإرتري الدراجات،  في مسابقة بطولة الاتحاد الدولي  لسباق الدرجات في نسختها الرابعة والعشرين ال [...]
ጂቡቲ፣ ኣህጉራዊ ወፍሪ ንምዕባይ ዝዓለመ ዋዕላ ተኻይዱ

ጂቡቲ፣ ኣህጉራዊ ወፍሪ ንምዕባይ ዝዓለመ ዋዕላ ተኻይዱ

RADIO ERENA – Tuesday, 14 May 2024 ኣብ ጂቡቲ፣ ኣህጉራዊ ወፍሪ ንምዕባይ ዝዓለመ ዋዕላ ካብ 12 ክሳብ 14 ግንቦት ተኻይዱ። እቲ ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝተዓደሙ ኣውፈርቲ፣ ነጋዲ፣ ፖለቲከኛታት፣ ክኢላታት ስ [...]
ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ዳግመ ምውዳበ የካይዱ ምህላዎም ተሓቢሩ

ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ዳግመ ምውዳበ የካይዱ ምህላዎም ተሓቢሩ

RADIO ERENA – Tuesday, 14 May 2024 ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝርከቡ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ፣ ዳግመ ውዳበ የካይዱ ምህላዉ ተሓቢሩ። መርበብ ሓበሬታ ማእከል ጋዜጠኛታት ኣፍሪቃ፣ ብ13 ግንቦት ብዘቕረቦ ጸብጻብ መሰ [...]
ሃገራዊ ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ፣ ኣብ ዙር ኣልጀርያ ትሳተፍ ኣላ

ሃገራዊ ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ፣ ኣብ ዙር ኣልጀርያ ትሳተፍ ኣላ

RADIO ERENA - Monday, 13 May 2024 ሃገራዊ ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ፣ ካብ 12 ክሳብ 21 ግንቦት፣ ኣብ ኣልጀርያ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ቅድድም ብሽክለታ ትሳተፍ ኣላ። ኣብዚ ንመበል 24 እዋኑ ዝኻየድ [...]
ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪ ዘስግኣ ኣመሪካ፡ ሓንቲ ካብ ዓበይቲ ናይ ኲናት መራኽባ ዳግም ኣዋፊራ

ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪ ዘስግኣ ኣመሪካ፡ ሓንቲ ካብ ዓበይቲ ናይ ኲናት መራኽባ ዳግም ኣዋፊራ

RADIO ERENA – Friday, 10 May 2024 ኣመሪካ፡ USS Dwight D. Eisenhower (CVN-69) ዝተባህለት ዓባይ ናይ ኲናት መርከብ ናብ ቀይሕ ባሕሪ ዳግም ከምዘዋፈረታ ሓቢራ። እታ ነፈርቲ ውግእን ሄሊኮፕተራ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ ተዓቚቦም ዝርከቡ ሱዳናውያን፡ ብሰንኪ ስግኣት ጸጥታ ይበታተኑ ምህላዎም ተገሊጹ

ኣብ ኢትዮጵያ ተዓቚቦም ዝርከቡ ሱዳናውያን፡ ብሰንኪ ስግኣት ጸጥታ ይበታተኑ ምህላዎም ተገሊጹ

RADIO ERENA – Friday, 10 May 2024 ኣብ ኢትዮጵያ፡ ክልላት ኣምሓራን ቤኒሻንጉል-ጉሙዝን ተዓቚቦም ዝርከቡ ሱዳናውያን ስደተኛታታ፡ ብሰንኪ ስግኣት ጸጥታ ይበታተኑ ምህላዎም ተሓቢሩ። ሱዳን ትሪቡን ንነበርቲ ናይቲ [...]
ኤርትራ፣ ኣብ እዋን ኮረና ደው ዝበላ ሚኒባሳት ናይ ብሕቲ፣ መብዛሕተን ክሳብ እዚ እዋን’ዚ ክንቐሳቐሳ ኣይከኣላን

ኤርትራ፣ ኣብ እዋን ኮረና ደው ዝበላ ሚኒባሳት ናይ ብሕቲ፣ መብዛሕተን ክሳብ እዚ እዋን’ዚ ክንቐሳቐሳ ኣይከኣላን

RADIO ERENA – Friday, 10 May 2024 ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ እዋን ለበዳ ኮረና ቫይረስ ኣብ ዝተኣወጀ ምውሻብ፣ ደው ዝበላ ናይ ብሕቲ ሚኒባሳት ክሳብ እዚ እዋን'ዚ ክንቀሳቐሳ ከምዘይክኣላ ምንጭታት ኤረና ሓቢሮም። ኣዝ [...]
1 36 37 38 39 40 384 380 / 3831