Category: ዜና

1 310 311 312 313 314 384 3120 / 3831
ቀ/ሚ ኢትዮጵያ፣ ብዘይምርጫ ኣብ ስልጣን ክቕጽል ፓርላማ እታ ሃገር ደጊፉ

ቀ/ሚ ኢትዮጵያ፣ ብዘይምርጫ ኣብ ስልጣን ክቕጽል ፓርላማ እታ ሃገር ደጊፉ

Radio Erena: 12 June 2020 ክካየድ ዝነበሮ ምርጫ ብጉልባብ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ዝሰረዘት ኢትዮጵያ፣ ኣብ ወርሒ መስከረም መዝነቱ ንዘብቅዕ ቀ/ሚ ብዘይምርጫ ኣብ ስልጣን ክቕጽል ፓርላማ እታ ሃገር ደገፉ ከምዝሃበ ማ [...]
ስልጣኑ ክሓድግ ክልተ ኣዋርሕ ዝተረፎ ፕረዚደንት ብሩንዲ ብኮረና ቫይረስ ሞይቱ ተባሂሉ

ስልጣኑ ክሓድግ ክልተ ኣዋርሕ ዝተረፎ ፕረዚደንት ብሩንዲ ብኮረና ቫይረስ ሞይቱ ተባሂሉ

Radio Erena: 11 June 2020 ስልጣኑ ክሓድግ ክልተ ኣዋርሕ ዝተረፎ ፕረዚደንት ብሩንዲ፣ ፒየር ንኩሪንዚዛ፣ ብኮረና ቫይረስ ከምዝሞተ ተሓቢሩ። ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ኣብ ዝተኻየደ ሃገራዊ ምርጫ ዘይተሳተፈ ፕረዚደንት [...]
ሱዳን፣ ናይ ብሕቲ ትካላት ሸርፍን ሓዋላን ገንዘበን ከየንቀሳቕሳ ተኣጊደን

ሱዳን፣ ናይ ብሕቲ ትካላት ሸርፍን ሓዋላን ገንዘበን ከየንቀሳቕሳ ተኣጊደን

Radio Erena: 11 June 2020 ኣብ ሱዳን ዝርከባ ሓያሎ ናይ ብሕቲ ትካላት ሸርፍን ሓዋላን፣ ገንዘበን ከየንቀሳቕሳ ዝእግድ ኣዋጅ ወጺኡ። እቲ ብኮሚቴ ምምላስ ዝተጠፋፍአ ሃብቲ ሃገር ብ9 ሰነ ዝወጸ ኣዋጅ፣ ኣብ ሱዳን ብ [...]
ጂቡቲ፣ “ናብ ኤርትራ ክኸድዕ ሓሲቡ” ዝብል ክሲ ተመስሪትሉ ዘሎ ፓይሎት ንኽፍታሕ ዝጽውዕ ዝተኻየደ ሰልፊ ኣስታት 200 ሰባት ተኣሲሮም

ጂቡቲ፣ “ናብ ኤርትራ ክኸድዕ ሓሲቡ” ዝብል ክሲ ተመስሪትሉ ዘሎ ፓይሎት ንኽፍታሕ ዝጽውዕ ዝተኻየደ ሰልፊ ኣስታት 200 ሰባት ተኣሲሮም

Radio Erena: 11 June 2020 ኣብ 20 ሚያዝያ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣሲሩ ብግዴታ ናብ ጂቡቲ ዝመለሶ፣ ፓይሎት ሓይሊ ኣየር ጂቡቲ፣ ክፍታሕ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ተኻይዱ። ኣብቲ ኣባላት ስድራቤቱ፣ ግዱሳ [...]
“ደቡብ ሱዳን፣ ምስ ግብጺ ዘለዋ ዝምድና ንኢትዮጵያ ዝምልከት ጉዳይ ከምዘይኮነ ገሊጻ”

“ደቡብ ሱዳን፣ ምስ ግብጺ ዘለዋ ዝምድና ንኢትዮጵያ ዝምልከት ጉዳይ ከምዘይኮነ ገሊጻ”

Radio Erena: 11 June 2020 ደቡብ ሱዳን፣ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ዝምድና ንኢትዮጵያ ዝምልከት ጉዳይ ከምዘይኮነ ንሚኒስተር ምክልኻል እታ ሃገር ኣንጀሊና ቴኒ ብምጥቃስ ማዕከናት ዜና ካብ ጁባ ሓቢረን። እታ ሚኒስተር ኣብ [...]
ካብ 15 ሰነ ክሳብ 3 ሓምለ ዝካየድ፣ መበል 44 ስሩዕ ዋዕላ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ጉዳይ ኤርትራ ክዝቲ’ዩ

ካብ 15 ሰነ ክሳብ 3 ሓምለ ዝካየድ፣ መበል 44 ስሩዕ ዋዕላ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ጉዳይ ኤርትራ ክዝቲ’ዩ

Radio Erena: 09 June 2020 ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት፣ ንጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ እናተኸታተለ ጸብጻብ ከቕርብ ዝመዘዞ ፍሉይ ኣካል ወይ special rapporteur ንተወሳኺ ሓደ ዓመት ዕማሙ ከና [...]
ኤርትራ ኣሲራቶም ዘላ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ክትፈትሕ ሚኒስተር ሃብቲ ዓሳ ደጊሙ ጸዊዑ

ኤርትራ ኣሲራቶም ዘላ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ክትፈትሕ ሚኒስተር ሃብቲ ዓሳ ደጊሙ ጸዊዑ

Radio Erena: 09 June 2020 ኤርትራ፣ ሒዛቶም ዘላ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ክትፈትሕ ሚኒስተር ሃብቲ ዓሳ እታ ሃገር፣ ፋሃድ ካፋየን ደጊሙ ጸዊዑ። እቲ ሚኒስተር ብተወሳኺ፣ ኤርትራ፣ ኣብ ልዕሊ የመናውያን ገፈፍቲ [...]
የመን፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስትን ብኢማራትን ኤርትራን ዝድገፉ ሚሊሻን ግጭት ምክያዱ ተገሊጹ

የመን፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስትን ብኢማራትን ኤርትራን ዝድገፉ ሚሊሻን ግጭት ምክያዱ ተገሊጹ

Radio Erena: 09 June 2020 ኣብ ደቡባዊ ዞባ ኣብያን፣ ንእትርከብ ከተማ ጃዓር ንምቑጽጻር፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስቲ የመንን ብሕቡራት ኢማራት ዓረብን ኤርትራን ዝድገፉ ሚሊሻን ግጭት ከምዝተኻየደ ምንጭታት ዜና የ [...]
ሱዳን፣ ኣብ ስምምዕ ከይተበጽሐ፣ ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋ፣ ካብ ናይል ማይ ምምላእ ከይትጅምር ዝሓትት ደብዳቤ ናብ ባይቶ ጸጥታ ልኢኻ

ሱዳን፣ ኣብ ስምምዕ ከይተበጽሐ፣ ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋ፣ ካብ ናይል ማይ ምምላእ ከይትጅምር ዝሓትት ደብዳቤ ናብ ባይቶ ጸጥታ ልኢኻ

Radio Erena: 09 June 2020 መንግስቲ ሱዳን፣ ኣብ ስምምዕ ከይተበጽሐ፣ ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋ፣ ካብ ናይል ማይ ምምላእ ከይትጅምር ዝምሕጸን ደብዳቤ፣ ናብ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ከምዝልኣኸ ኣፍሊጡ። [...]
ኢትዮጵያ ብግዴታ ዝመለሰቶ ኣብራር ነፋሪት ጂቡቲ፣ “ናብ ጸላኢት ሃገር-ኤርትራ ክኸድዕ ሓሲቡ” ዝብል ክሲ ተመስሪትሉ

ኢትዮጵያ ብግዴታ ዝመለሰቶ ኣብራር ነፋሪት ጂቡቲ፣ “ናብ ጸላኢት ሃገር-ኤርትራ ክኸድዕ ሓሲቡ” ዝብል ክሲ ተመስሪትሉ

Radio Erena: 07 June 2020 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ 20 ወርሒ ሚያዝያ ናብ ጅቡቲ ዝመለሶ፣ ጂቡታዊ ኣብራሪ ነፋሪት፣ ኣቐዲሙ ናብ ኤርትራ "ክኸድዕ" መደብ ኔርዎ ዝብል ክሲ ከምዝተመስረተሉ ፓሪስ ዝመደበሮም ተጣበቕ [...]
1 310 311 312 313 314 384 3120 / 3831