Category: ዜና

1 291 292 293 294 295 384 2930 / 3831
ኣብ ግሪኽ ዝርከብ መዓስከር ስደተኛታት ሞርያ ተቓጺሉ

ኣብ ግሪኽ ዝርከብ መዓስከር ስደተኛታት ሞርያ ተቓጺሉ

Radio Erena: 10 September 2020 ኣብ ግሪኽ፣ ደሴት ለስቦስ ዝርከብ መዓስከር ስደተኛታት ሞርያ ድሕሪ ዘጋጠመ ባርዕ፣ ኣሽሓት ስደተኛታት ክሃድሙ ከምዝኸኣሉ ተገሊጹ። እቲ 12 ሽሕ ዝግመት ስደተኛታት ኣዕቝቡ ዝጸንሐ [...]
ብሚኒስተር ጥዕና ዝምራሕ ላዕለዋይ ሉእኽ ግብጺ ናብ ሱዳን ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ

ብሚኒስተር ጥዕና ዝምራሕ ላዕለዋይ ሉእኽ ግብጺ ናብ ሱዳን ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ

Radio Erena: 10 September 2020 ብሚኒስተር ጥዕና፣ ሓላ ዛይድ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ግብጺ፣ ኣብ ሱዳን ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ምክያዱ ኣገልግሎት ዜና ሱዳን- ሱና ሓቢሩ። ዕላማ እቲ ዑደት፣ ኣብ ሱ [...]
Ethiopia from Escalation to Head-on Clash

Ethiopia from Escalation to Head-on Clash

Radio Erena: 08 September 2020 The Ethiopian House of Federation recent statement nullifying the forthcoming election in Tigray will accelerate [...]
ናይ ሎሚ ሰሉስ 08 መስከረም 2020 ፈነወና፣-

ናይ ሎሚ ሰሉስ 08 መስከረም 2020 ፈነወና፣-

Radio Erena: 08 September 2020 https://www.youtube.com/watch?v=aLcQIL8s_yk&feature=emb_title [...]
“ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ፣ ዕብየት ከተርኢ፣ ዞባውን ኣህጉራውን ምሕዝነታዊ ግጥማት ከተካይድ የድልያ።” ኣሰልጣኒኣ ኣለምሰገድ

“ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ፣ ዕብየት ከተርኢ፣ ዞባውን ኣህጉራውን ምሕዝነታዊ ግጥማት ከተካይድ የድልያ።” ኣሰልጣኒኣ ኣለምሰገድ

Radio Erena: 08 September 2020 ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ፡ ምስ ካልኦት ሃገራውያን ጋንታታት ምሕዝነታዊ ግጥማት ንኸተካይድ ድሌቱ ምዃኑ ኣሰልጣኒኣ ኣለምሰገድ ኤፍሬም ሓቢሩ። ንሱ ንመርበብ ሓበሬታ [...]
ኣብ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ማእሰርቲ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን፣ ዘለውዎ ኩነታት ዝገልጽ ኣሳእል ብማሕበራዊ ሜድያ ከይዝርግሑ መንግስቲ ኢትዮጵያ የፈራርሖም ምህላዉ ተቓሊሑ

ኣብ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ማእሰርቲ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን፣ ዘለውዎ ኩነታት ዝገልጽ ኣሳእል ብማሕበራዊ ሜድያ ከይዝርግሑ መንግስቲ ኢትዮጵያ የፈራርሖም ምህላዉ ተቓሊሑ

Radio Erena: 08 September 2020 መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ስዑዲ ዓረብ፣ ብሕማቕ ተዳጕኖም ዘለዉ ዜጋታቱ፣ ንኩነታቶም ዝምልከት ብማሕበራዊ ሜድያታት ዝዝርግሕዎ ዘለዉ ኣሳእል ደው ከብልዎ የፈራርሖም ከምዘሎ ሓደ ካብ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ናብ ትግራይ ዝገሹ ጋዜጠኛታት ምዕጋቱ፣ ጸረ ናጽነት ፕረስ ምዃኑ ተነቒፉ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ናብ ትግራይ ዝገሹ ጋዜጠኛታት ምዕጋቱ፣ ጸረ ናጽነት ፕረስ ምዃኑ ተነቒፉ

Radio Erena: 08 September 2020 ኣብ ክልል ትግራይ ንዝካየድ ምርጫ ንምዕዛብን ጸብጻባት ንምትሕልላፍን ናብቲ ክልል ዝተበገሱ ሓያሎ ጋዜጠኛታት ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ከምዝተዓግቱ ማዕከናት ዜና ዓለም ኣቃሊሐን። [...]
ሱዳንን ኤርትራን ኣብ ጉዳይ ቀቢላዊ ግጭታት ምብራቕ ሱዳን ከምዝተመያየጣ ዲፕሎስያውን ምንጭታት ኣንፊቶም

ሱዳንን ኤርትራን ኣብ ጉዳይ ቀቢላዊ ግጭታት ምብራቕ ሱዳን ከምዝተመያየጣ ዲፕሎስያውን ምንጭታት ኣንፊቶም

Radio Erena: 08 September 2020 መራሕቲ ኤርትራን ሱዳንን፣ ኣብዚ እዋን'ዚ ምስ ኤርትራ ኣብ ዘዳውብ ዞብ ምብራቕ ሱዳን፣ ተጎሃሂሩ ብዛዕባ ዘሎ ቀቢላዊ ግጭታት ብዝምልከት ከምዝተመያየጡ ዲፕሎማስያውን ምንጭታት ኣ [...]
1 291 292 293 294 295 384 2930 / 3831