Category: ሃገራዊ ዜና

14 November 1962 A Day to Remember
Radio Erena: 17 November 2019
14 November 2019 coincided with the 57th anniversary of the abrogation of the Federation between Ethiopia and Eritrea [...]

ኤርትራ፣ ቤ/ክ ቅድስተ ማርያም ስቶክሆልም፣ ብሰንኪ ዘይግቡእ ምሕደራ፣ ኣባላታ ይከላበቱ
Radio Erena: 17 November 2019
ኣብ ስቶክሆልም ሽወደን እትርከብ ቤተክርስቲያን ቅድስተ ማርያም፣ ብሰንኪ ዘይግቡእ ምሕደራ፣ ኣባላታ ቀዋሚ ቦታ ስኢኖም ይከላበቱ ከምዘለዉ ወኪል ሬድዮ ኤረና ሓቢሩ።
እቶም ዝምረጹ ኣ [...]

ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ጽፉፍ ስታትስቲካዊ ሓበሬታ ዘይምህላወን፣ ካብ ኣውራ ጠንቅታት ግዕዙይ ምሕደራ’ዩ ተባሂሉ
Radio Erena: 14 November 2019
ብመሰረት ኣብ ምሕደራ ኣፍሪቃ ኣተኵሩ ዝተዳለወ ጸብጻብ፣ ኣብ ዝበዝሓ ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ዝተጸንዐ ጽፉፍ ስታትስቲካዊ ሓበሬታ ከምዘየለ ተገሊጹ።
ከም ኣብ ጾታን ዕድመን ዝተመርኮሰ ብዝ [...]

ኤርትራ፣ ካብ ቻይና ብዝተረኽበ ልቃሕ፣ ካብ ዓዲ ጓዕዳድ ናብ ኣቑርደት ዝዝርጋሕ ጽርግያ ይህነጽ ኣሎ
Radio Erena: 13 November 2019
ኩባንያ ቻይና፣ ሰፈኮ፣ ካብ ዓዲ ጓዕዳድ ናብ ኣቑርደት ዝዝርጋሕ፣ 134 ኪሎሜተር ሓድሽ ናይ ቅጥራን ጽርግያ ይሃንጽ ኣሎ።
እቲ ጽርግያ ካብ መንግስቲ ቻይና ብዝተረኽበ ናይ ኣ [...]

መንግስቲ ኤርትራ ነቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ጸጥታዊ ኩነታት ብምጥቃም፣ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ፍርሂ ከእቱ ይፍትን
Radio Erena: 10 November 2019
መንግስቲ ኤርትራ ነቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ዝተፈናጨለ ሓይልታት ጸጥታ ኢትዮጵያ ብምጥቃም ኣብታ ሃገር ንዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ራዕድን ፍርሕን ከም ዝነግሶም ይገብር ከም ዘሎ ሬድዮ [...]

ኤርትራ፣ ወፍሪን ንግድን ክካየደለን ካብ ዘይምችኣ ሃገራት ተባሂላ ኣብ ድሕሪት ተሰሪዓ
Radio Erena: 07 November 2019
ኤርትራ፣ ወፍሪ ክካየደለን ካብ ዘይምችኣ ሃገራት ተባሂላ፣ ንሶማል ጥራይ ቀዲማ ኣብ ካልኣይ ደረጃ ተሰሪዓ።
ባንክ ዓለም፣ ኣብቲ Doing Business 2020 ብዝብል ኣርእስ [...]

“ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ናይ ሰላም ተስፋታት ኣሎ፣” ምክትል ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት
Radio Erena: 07 November 2019
ካብ 21 ክሳብ 26 ጥቅምቲ፣ ኤርትራ ናብ እትርከበን ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ዑደት ዘካየደት ምክትል ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣሚና መሓመድ፣ ኣብቲ ዞባ ናይ ሰላም ተስፋ ከምዘሎ ገሊጻ [...]

ብራስለስ፣ ኣባላት ፓርላማ ሕብረት ኤውሮጳ ብዛዕባ ኩነታት ኤርትራ ዘትዮም
Radio Erena: 06 November 2019
ኣብ ቤልጁም ከተማ ብራስለስ፣ ንሽወደን ዝወከሉ ኣባላት ሕብረት ኤውሮጳ፣ ብዛዕባ ኩነታት ኤርትራ ዝዝቲ ሰሚናር ኣካይዶም።
ኣብቲ ኣባላት ፓርላማ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ጋዜጠኛታት፣ [...]

ዋሽንግተን፣ ኣቡነ ኣንጠንዮስ ክፍትሑ ዝጽውዕ ሰፊሕ ሰለማዊ ሰልፊ ንምክያድ ይውደብ ኣሎ
Radio Erena: 04 November 2019
ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ኤርትራ፣ ብጹእ ወ ቅዱስ፣ ኣቡነ ኣንጠንዮስን ካልኦት ናይ እምነትን ፖለቲካን እሱራትን ክፍትሑ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ንምክያድ ምድላዋት [...]

ኤርትራ፣ መማህራን ኮሌጅ ዓዲ ቀይሕ ዝስተ ማይ ይጓርቱ
Radio Erena: 03 November 2019
ኣብ ከተማታት ኤርትራ ሕጽረት ማይ ኣጋጢሙሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ሞያዊ ስልጠና ዝህባ ኮሌጃት እውን ተመሳሳሊ ሽግር ኣጋጢሙወን ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም።
እቶም ምንጭታት፣ [...]