Category: ሃገራዊ ዜና

ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ካብ የመን ንዝተሰሓበ ሰራዊታ ወትሃደራዊ ኣቀባበላ ጌራ
Radio Erena: 11 February 2020
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ካብ 2015 ኣትሕዙ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ተሰሊፉ ናብ የመን ዝወፈረ ሰራዊታ፣ በብቁሪብ ምስሓብ ካብ እትጅምር ኣስታት ሓደ ዓመት ኣቑጺሩ ኣሎ።
ሕቡራት ኢማ [...]

ስዑዲ፣ ኢቓማ ዘይብሎም ዜጋታት ኤርትራ ካብታ ሃገር እንተወጺኦም ዝኾነ መቕጻዕቲ ከምዘይትብይነሎም ኣፍሊጣ
Radio Erena: 10 February 2020
ስዑዲ ዓረብ፣ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ (ኢቓማ) ዘይብሎም ይኹኑ፣ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓዶም ካብ ዝወድቕ ነዊሕ ዓመታት ዝገበረ ኤርትራውያን፣ ኣብዘን ሰለስተ ኣዋርሕ፣ ናብ ሃገሮም ክምለሱ [...]

ሱዳን፣ ምስ ኤርትራ ኣብ ዘዳውብ ዞባ ምብራቕ ሱዳን ዓቃብ ሰላም ሕ/ሃ ክዋፈር ጠለብ ኣቕሪባ
Radio Erena: 10 February 2020
መንግስቲ ሱዳን፣ ምስ ኤርትራ ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ምብራቕ ሱዳን ዝርከቦ ሓያሎ ዞባታት፣ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ክዋፈር ወግዓዊ ጠለብ ከምዘቅረበ መግለጺ ቤት ጽሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተ [...]

መንደፈራ፣ ካብ ግፋ ክሃድም ዝፈተነ መንእሰያት ብጥይት ተቐቲሉ
Radio Erena: 09 February 2020
ኣብ መንደፈራ፣ ዝሓለፈ ሰሙን፣ ብ4 ለካቲት፣ ካብ ግፋ ክሃድም ዝፈተነ ወዲ 26 ዓመት መንእሰያት ብዝተተኮሰሉ ብጥይት ተቐቲሉ።
እቲ ወዲ ስዉእ ተጋዳላይ ምዃኑ ዝተገልጸ መንእ [...]

ሰሙናዊ ፍጻሜታት: ቀዳም 08 ለካቲት 2020
Radio Erena: 09 February 2020
https://www.youtube.com/watch?v=qEYTsZA3QZs [...]
ጉዳይ ኣብ መሓዩር ዝርከቡ ኤርትራውያን ጋዜጠኛታት ኣብ ሕብረት ኣፍሪቃ ቀሪቡ
Radio Erena: 09 February 2020
ዋዕላ ሕብረት ኣፍሪቃ በብመድረኹ ኣብ ዝካየደሉ ዘሎ እዋን፣ ንጉዳይ ኤርትራዊ ሽወደናዊ ዳዊት ይስሃቕን ኣብ ቀይዲ ዝርከቡ ኤርትራውያን ጋዜጠኛታትን ዝምልከት ቀሪቡ።
ኣብ ኮሚሽን ሰብ [...]

ፈረንሳ፣ ብቕትለት ሓደ ሱዳናዊ ዝተኸሰሱ ክልተ ኤርትራውያን ን12 ዓመታት ክእሰሩ ተፈሪዶም
Radio Erena: 06 February 2020
ኣብ ሰሜናዊ ፈረንሳ፣ ስደተኛታት ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ኣብ ዝተኣኻኸብሉ ጫካታት ካሌ፣ ኣብ መንጎ ስደተኛታት ኣብ 2016 ኣብ ዝተጎሃሃረ ባእስን እምባጋሮን፣ ብቅትለት ሓደ ሱዳና [...]

ኤርትራ ኣብ እትርከበን 27 ሃገራት፣ ክሽቦ ደቂንስትዮ ብዝልዓለ ቁጽሪ ይቕጽል ኣሎ
Radio Erena: 06 February 2020
ኤርትራ ኣብ እትርከበን 27 ሃገራት፣ ክሽቦ ደቂንስትዮ ብዝልዓለ ቁጽሪ ይቕጽሎ ከምዘሎ ውድብ ጥዕና ዓለም ገሊጹ።
ብደረጃ ዓለም፣ ብሰንኪ ክሽቦ ደቂንስትዮ ንዝስዕብ ዘሎ ጥዕና [...]

ኣምባሳደራት ሕ/ኤ፣ በቲ ሕብረት መዊሉ ዝህጸን ዘሎ ንወደብ ባጽዕ ምስ ኢትዮጵያ ዘራኽብ ጽርግያ ዑደት ኣካይዶም
Radio Erena: 06 February 2020
ኣምባሳደራት ሃገራት ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ኤርትራ፣ ብሕብረት ኤውሮጳ ተመዊሉ ንዝህንጸ ዘሎ፣ ንወደብ ባጽዕ ምስ ኢትዮጵያ ዘራኽብ ናይ ቅጥራን ጽርግያ ዑደት ኣካይዶም።
ወኪል ሕ [...]

ልዕሊ 35 መራሕቲ ዝሳተፍዎ መበል 33 ኣኼባ ሕብረት ኣፍሪቃ ክካየድ’ዩ
Radio Erena: 06 February 2020
መበል 33 ኣኼባ መራሕቲ ሃገራት ሕብረት ኣፍሪቃ 9ን10ን ለካቲት ክካየድ'ዩ።
ኣብቲ፣ "ምዝሓል ጠበናጁ" ብዝብል ኣርእስቲ ዝካየድ ኣኼባ፣ ብውሕዱ 35 መራሕቲ ኣባላት ሃገራት ሕብረ [...]