Category: ሃገራዊ ዜና

1 189 190 191 192 193 214 1910 / 2137
ውህሉል ዕዳ ሃገራት ኣብ ትሕቲ ሰሃራ ዝርከባ ሃገራት ኣፍሪቃ ልዕሊ 583 ቢልዮን ዶላር በጺሑ

ውህሉል ዕዳ ሃገራት ኣብ ትሕቲ ሰሃራ ዝርከባ ሃገራት ኣፍሪቃ ልዕሊ 583 ቢልዮን ዶላር በጺሑ

Radio Erena: 20 February 2020 ኣብ ትሕቲ ሰሃራ ዝርከባ ሃገራት ኣፍሪቃ ዘለወን ውህሉል ዕዳ 583 ቢልዮን ዶላር ከምዝበጽሐ ጸብጻብ ባንክ ዓለም ገሊጹ። ብመሰረት ጸብጻብ እቲ ኣህጉራዊ ፊናንስያዊ ትካል፣ ቅ [...]
ንጋዜጠኛ ኣማኑኤል ኢያሱ ዘጥቅዐ ደጋፊ ህግደፍ ብቤት ፍርዲ ገበነኛ ተባሂሉ

ንጋዜጠኛ ኣማኑኤል ኢያሱ ዘጥቅዐ ደጋፊ ህግደፍ ብቤት ፍርዲ ገበነኛ ተባሂሉ

Radio Erena: 18 February 2020 ንዋና ኣሰናዳኢ ኣሰና፣ ጋዜጠኛ ኣማኑኤል ኢያሱ ብጸባን እንቛቑሖም ዘጥቅዐ ደጋፊ ህግደፍ፣ ብቤት ፍርዲ ዓዲ እንግሊዝ ገበነኛ ተባሂሉ። እቲ ያቖብ ገብረመድህን ዝተባህለ ኤርትራ [...]
The Bull and The Knives

The Bull and The Knives

Radio Erena: 18 February 2020 On February 8, in an interview with the Eritrean TV, President Isaias Afwerki said that, during the thirty-year r [...]
ኣብ ኣፍሪቃ፣ ምርጫ ኣካይደን ዘይፈልጣ ሃገራት መን መን’የን?

ኣብ ኣፍሪቃ፣ ምርጫ ኣካይደን ዘይፈልጣ ሃገራት መን መን’የን?

Radio Erena: 18 February 2020 ኣብ ኣፍሪቃ፣ ኣብዚ ዓመት'ዚ ኣብ ኣብ ኣስታት 20 ሃገራት ሃገራዊን ባይቶኣውን ምርጫታት ክካየድ መደብ ተታሒዙ ኣሎ። መብዛሕተን ሃገራት ኣፍሪቃ ካብ መወዳእታ 50ታትን መጀመ [...]
ስዑዲን ጂቡቲን ኣስታት ፍርቂ ቢልዮን ንዘሎ ንግዳዊ ልውውጥ ከዕብያ ተሰማሚዐን

ስዑዲን ጂቡቲን ኣስታት ፍርቂ ቢልዮን ንዘሎ ንግዳዊ ልውውጥ ከዕብያ ተሰማሚዐን

Radio Erena: 18 February 2020 ስዑዲ ዓረብን ጂቡቲን ኣብ መንጎአን ዘሎ ንግዲን ወፍርን ንምዕባዩ ከምዝተሰማምዓ ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር ሓቢሩ። እቲ ስምምዕ ዝተኸተመ ላዕለዎት ሚኒስተራት ንግዲ፣ ወፍርን [...]
DP World  ናይ ኢማራት፣ ንወደባት ኤርትራ የመሓይሽን ይጽግንን ምህላዉ ተገሊጹ

DP World ናይ ኢማራት፣ ንወደባት ኤርትራ የመሓይሽን ይጽግንን ምህላዉ ተገሊጹ

Radio Erena: 17 February 2020 DP World ዝተባህለ ናይ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ወሃቢ ኣገልግሎታት ወደብ፣ ንወደባት ኤርትራ ከመሓይሽን ክጽግንን ምዃኑ ብሉምበርግ ገሊጹ። እቲ ማዕከን ዜና፣ ካብቲ ዱባይ ዝ [...]
ኣብ ው.ሕ.ሃ. ንጉዳይ ደቀንስትዮ ኤርትራ ብዝምልከት ሓያሎ ሕቶታት ቀሪቡ

ኣብ ው.ሕ.ሃ. ንጉዳይ ደቀንስትዮ ኤርትራ ብዝምልከት ሓያሎ ሕቶታት ቀሪቡ

Radio Erena: 16 February 2020 መበል 75 ዋዕላ ኣንጻር ኩሉ ዓይነት ምግሃስ መሰላት ደቀንስትዮ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዝካየደሉ ዘሎ እዋን፣ ንጉዳይ ደቀንስትዮ ኤርትራ ብዝምልከት ሓያሎ ሕቶታት ቀሪቡ። ኣብቲ [...]
ብፍላይ ኤርትራ፣ ኣብ ህጻናት ከቢድ ዋሕዲ መኣዛዊ መግቢ ይረአ

ብፍላይ ኤርትራ፣ ኣብ ህጻናት ከቢድ ዋሕዲ መኣዛዊ መግቢ ይረአ

Radio Erena: 16 February 2020 ህዝቢ ኤርትራ ኣጋጢሙዎ ዘሎ ናይ መግቢን ማይን ሕጽረት ዝያዳ ገዲዱ ከምዘሎ፣ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እዚ ሕጽረት’ዚ ምስ ዳግማይ ምዕጻው ዶባት ዝያዳ ከምዝኸፈአ ዘመልከቱ ም [...]
ስዊዘርላንድ፣ ኣብዚ 12 ዓመታት ዝወሓደ ብዝሒ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ  መዝጊባ

ስዊዘርላንድ፣ ኣብዚ 12 ዓመታት ዝወሓደ ብዝሒ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ መዝጊባ

Radio Erena: 13 February 2020 ስዊዘርላን፣ ኣብዛ ዝተዛዘመት ዓመተ 2019፣ ብጠቕላላ ዘአንገደቶ ብዝሒ ሓተቲ ዑቕባ 14,269 ምዃኑ ተገሊጹ። ካብዚ ብብዝሒ ቀዳማይ ደረጃ ዝሓዙ ዜጋታት ኤርትራ ኮይኖም 2899 ይ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ዘጋጠሞም ዘሎ ናይ ምዝገባ መሰናኽል ይቕጽል

ኢትዮጵያ፣ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ዘጋጠሞም ዘሎ ናይ ምዝገባ መሰናኽል ይቕጽል

Radio Erena: 11 February 2020 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ንኤርትራውያን ብጥሙር ዝወሃበ ዝነበረ ዑቕባ፣ ኣብዚ እዋን'ዚ በብውልቂ ምጽራይ እናተገብረሉ ክቕጽል ምዃኑ ምስ ትካል ኣህጉራዊ ምሕበር ስደተኛታት ቅርበት ዘለዎም ወ [...]
1 189 190 191 192 193 214 1910 / 2137