Category: ሃገራዊ ዜና

ኤርትራ፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝወሓደ ብዝሒ ብኮረና ቫይረስ ዝተለኽፉ ሰባት መዝጊባ
Radio Erena: 27 April 2020
ኤርትራ፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ እታ ዝወሓደ ብዝሒ ብኮረና ቫይረስ ዝተለኽፊ ሰባት ዝመዝገበት ሃገር'ያ።
እታ ሃገር ዕለታዊ ብእትህቦ ዘላ ጸብጻብ መሰረት፣ በቲ ቫይረስ ዝተለኽፉ 39 [...]

ኣብ ጀርመን ዝርከብ ስደተኛታት ዝነብሩሉ መዓስከር፣ ልዕሊ 270 ብኮሮና ቫይረስ ተለኺፎም
Radio Erena: 26 April 2020
ኣብ ጀርመን ባደን ቭርተምበርግ ዝርከብ ስደተኛታት ዝነብሩሉ መዓስከር፣ ልዕሊ ፍርቆም ብኮሮና ቫይረስ ተለኺፎም ከምዘለዉ፣ ካብቲ መዓስከር ልሒኹ ዝወጸ ሓበሬታ ኣመልኪቱ።
ስሞም ክገልጹ ዘ [...]

ብሪጣንያ፣ “ኣብ ኤርትራ ብቕልጡፍ ብዝቕየር ዘሎ ኩነታት፣” ብምሉኦም ሰራሕተኛታት ኤምባሲኣ ስሒባ
Radio Erena: 25 April 2020
መንግስቲ ብሪጣንያ፣ "ኣብ ኤርትራ ብቕልጡፍ ብዝቕየር ዘሎ ኩነታት"፣ ካብ 18 ሚያዝያ ኣትሒዙ ንብምሉኦም ሰራሕተኛታት ኤምባሲኡ ከምዝሓበ ኣፍሊጡ።
እቲ መንግስቲ፣ ኣብ ወግዓዊ መር [...]

ሽዱሽተ ኤርትራውያን ብምጭዋይ ዝተኸሰሰ ኤርትራዊ፣ ኣብ ስዊዘርላንድ 14 ዓመታት ክእሰር ኣኽባር ሕጊ ሓቲቱ
Radio Erena: 24 April 2020
ኣብ ሱዳን፣ ሽዱሽተ ኤርትራውያን ኣብ ምጭዋይ ተሓባቢሩ ዝተባህለ ኤርትራዊ፣ ብሰሉስ 21 ሚያዝያ፣ ኣብ ስዊዘርላንድ፣ ከተመ ዙሪክ ኣብ ዝርከብ ቤት ፍርዲ ቀሪቡ።
እቲ ሓታቲ ዑቕባ [...]

እስራኤል፣ ካብ ኤርትራውያን ብግዴታ ክቑረጽ ዝጸንሐ 20% ካብ ኣታዊታቶም ኣብ ሓደ ወርሒ ክምለሰሎም ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ወሲኑ
Radio Erena: 23 April 2020
መንግስቲ እስራኤል፣ ካብ ኤርትራውያን ብግዴታ ክቖርጾ ዝጸንሐ 20% ካብ ኣታዊታቶም፣ ኣብ ውሽጢ 30 መዓልታት ክመልሰሎም ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ እታ ሃገር ምውሳኑ መርበባት ዜና እታ ሃ [...]

ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ናብ ኤርትራን ካልኦት ሃገራት እቲ ዞባን እትልእከን ዘላ ናይ ጽዕነት ነፈርቲ፣ ካብ ዩክሬን ብክራይ ዝመጻ ምዃነን ተገሊጹ
Radio Erena: 23 April 2020
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ናብ ኤርትራን ካልኦት ሃገራትን እትልእከን ዘላ ዓበይቲ ናይ ጽዕነት ነፈርቲ፣ ካብ መንገዲ ኣየር ዩክሬን ብክራይ ዝመጻ ምዃነን ኣፍሪካን ኢንተሊጀንስ ንወትሃደራዊ ምንጭ [...]

ኢትዮጵያ፣ ብዘይኣላዩ ንዝመጹ ኤርትራውያን ቆልዑ ንሓደጋ ተቃልዕ ከምዘላ ተወቒሳ
Radio Erena: 21 April 2020
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ጉዳይ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ እትኽተሎ ዘላ ሓድሽ ፖሊሲ፣ ብዘይኣላትዩ ንዝመጹ ትሕቲ ዕድመ ቆልዑ ንሓደጋ የቃልዕ ከምዘሎ ኣህጉራዊ ተጣባቒ ሰብኣዊ መሰላት፣ ሁማን ራይ [...]

መራሒ ናይታ “ዕጽውቲ” እትብሃል ሰሜን ኮርያ ብጽኑዕ ምሕማሙ ተሰሚዑ
Radio Erena: 21 April 2020
መራሒ ሰሜን ኮርያ፣ ኪም ጆን ኡን፣ ብሕማም ልቢ፣ ኣብ ሆስፒታል ተዓቝቡ ከምዘሎ፣ ዝተፈላለያ ማዕከናት ዜና ደቡብ ኮርያ ኣቃሎዐን።
እተን ማዕከናት ዜና ነዚ ሓበሬታ ዘጋውሓ፣ እቲ [...]

“ሓፈሻዊ ዘቤታዊ እቶት ሃገራት ኣፍሪቃ ብ1.6% ከንቆልቁል’ዩ”
Radio Erena: 21 April 2020
ሃገራት ኣፍሪቃ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንምምካት ኣብ ዘካይድኦ ዘለዋ መኸተ፣ ዝጸንሐን ውህሉል ዕዳ፣ ክድስክል ባንክ ዓለምን ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብን ቃል ኣትዮ'ዮም።
እንተኾነ እዛ [...]

ኤርትራ፣ ኣብ ጽዑቕ ክንክን ንዝኣትዉ ሰባት ዘገልግላ 11 መተንፈሲ ማሺናት (Ventilators) ኣለዋ
Radio Erena: 20 April 2020
ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ጽዑቕ ሕክምናዊ ክንክን ንዝኣትዉ ሰባት ዘገልግላ 11 መተንፈሲ ማሺናት (Ventilators) ከምዘለዋ፣ ኣብ ሆስፒታል ኦሮታ፣ ክፍሊ መጥባሕቲ ነርስ ዝነበረ መንእሰይ [...]