Category: ሃገራዊ ዜና

ኤርትራ፣ መጠን ሸርፊ ዶላር ኣብ ጸሊም ዕዳጋ ናብ ዝተሓተ ወሪዱ
Radio Erena: 07 May 2020
ኣብ ኤርትራ፣ ኣብዚ እዋን'ዚ ኣብ ጸሊም ዕዳጋ፣ 100 ዶላር ኣስታት 1350 ናቕፋ ይሽረፍ ከምዘሎ ተገሊጹ።
ብኣንጻር እዚ፣ ኣብ ባንክታት ኤርትራ፣ ሓደ ሚእቲ ዶላር 1500 ናቕፋ ክ [...]

ኤርትራ፣ ብምጉዕጻጽ ናጽነት ፕረስ ንነዊሕ ዓመታት ዝሓዘቶ ሕማቕ ስም ዓቒባ
Radio Erena: 06 May 2020
ኤርትራ፣ ብምጉዕጻጽ ናጻ ፕረስ ንልዕሊ 10 ዓመታት ዝሓዘቶ ሕማቕ ስም ዓቒባ።
እዛ ብሓደ ሰብ ዝምራሕ ስርዓተ መንግስቲ ዘለዋ ሃገር፣ ናጻ ፕረስ ብምጉዕጻጽ ጥራይ ዘይኮነ፣ ልዕሊ 16 [...]

ልኡኽ ኢማራት፣ ኣርማ ማንቸስተር ሲቲ ዝተለጠፋ ነፋሪት ተጠቒሙ ናብ ሱዳን ምስጢራዊ ምብጻሕ ምክያዱ ተገሊጹ
Radio Erena: 06 May 2020
ብሓላፊ ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታ ታሕኑን ቢን ዛይድ ዝምራሕ ልኡኽ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣርማ ማንቸስተር ሲቲ ብዝተለጠፋ ነፋሪት ናብ ሱዳን ድሕሪ ምእታዎም፣ ኣብ ጉዳይ ሊብያንን ንጀነራል [...]

ፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ ህዝቢ ኤርትራ ብስእነት ማይ ኣብ ዝጭነቀሉ ዘሎ እዋን፣ ኣብ ክልል ኦሮሞ ፕሮጀክት ማይ መሪቑ
Radio Erena: 04 May 2020
ህዝቢ ኤርትራ ኣብዚ ናይ ለበዳ ኮረና ቫይረስ እዋን ብዋሕዲ ማይ ኣብ ዝጭነቐሉ ዘሎ እዋን፣ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኦሮሞ፣ ኣብ ማይን መስኖኣዊ ሕርሻን ዘተኮረ [...]

ኣብ ወጻኢ ሃገራት ንኮረና ዝዋጽእ ዘሎ ገንዘብ ኤርትራውያን ናብ ባንክ ጋዝፕሮም ናይ ሩስያ ይሰጋገር ኣሎ
Radio Erena: 04 May 2020
ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ብስም መኸተ ንኮረና ቫይረስ ብመንገዲ ኤምባሲታት ዝዋጻእ ዘሎ ገንዘብ፣ ኣብ ሩስያ፣ ባንክ ጋዝፕሮም ናብ ዝርከብ ሕሳብ መንግስቲ ኤርትራ ይሰጋገር [...]

መራሕቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ “ኣብ ጉዳይ ወራር ዕስለ ኣንበጣን ለበዳ ኮረና ቫይረስን ንምምይያጥ” ብዝብል ተራኺቦም
Radio Erena: 03 May 2020
መራሕቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ "ኣብ ጉዳይ ወራር ዕስለ ኣንበጣን ለበዳ ኮረና ቫይረስን" ንምምይያጥ ብዝብል ተራኾቦም።
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ናብታ ብሰንኪ ለበዳ ኮረና ቫይረ [...]

ኤርትራ፣ ሰራሕተኛታት መንግስቲ፣ ወርሓዊ ደሞዞም ንመኸተ ኮረና ቫይረስ ከወፈዩ ይቕሰቡ
Radio Erena: 03 May 2020
ኣብ ኤርትራ፣ ሰራሕተኛታት መንግስቲ፣ ወርሓዊ ደሞዞም ንመኸተ ኮረና ቫይረስ ከወፍዩ ይቕሰቡ ከምዘለዉ ተሓቢሩ።
ብፍላይ እቶም ኣብዚ ናይ ለበዳ እዋን፣ ኣብ ቅድመ ግንባር ዝርከቡ ሰራሕ [...]

ሩዋንዳ፣ ትሕቲ ዕድመ ንዝኾነ ኤርትራዊ ስደተኛ ብምድፋር ዝተኸሰሰ ኣዛዚ ፖሊስ ናጻ ተባሂሉ
Radio Erena: 30 April 2020
ኣብ ርዋንዳ፣ ወዲ 16 ዓመት ንዝኾነ ኤርትራዊ ስደተኛ ብምድፋር ዝተኸሰሰ ኣዛዚ ፖሊስ፣ ብክፍሊ መርመራ ገበን እታ ሃገር ድሕሪ ዝተኻየደሉ ምጽራይ ናጻ ከምዝተባህለ ማዕከናት ዜና ካብ [...]

ንዳዒሽ ገንዘብ ከዋጽኡ ዝጸንሑ ክልተ ኤርትራውያን ኣብ ብሪጣንያ 14 ዓመታት ክእሰሩ ተፈሪዶም
Radio Erena: 28 April 2020
ኣብ ብሪጣንያ ሓተትቲ ዑቕባ ምዃኖም ዝተገልጹ ክልተ ኤርትራውያን፣ ንዳዒሽ ብገንዘብን ሞራልድ ብምድጋፎም 14 ዓመታት ክእሰሩ ከምዝተፈርዶም ማዕከናት ዜና ብሪጣንያን ሓቢረን።
እቶም [...]

ደሃይ ኣጥፊኡ ዝወርሐ ካቢነ ሚኒስተራት ኤርትራ፣ ኣኼባ ከካይድ’ዩ ይብሃል ኣሎ
Radio Erena: 28 April 2020
ህዝብታት ዓለምና ብለበዳ ኮረና ቫይረስ ኣብ ሻቕሎት ተሸሚምሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ መንግስታት ዜጋታቶም ንምርግጋእን፣ ኣብ እዋን ለበዳን ድሕሪ ለበዳን ዝህሉ ማሕበረ ቁጠባዊ ፖሊሲታትን ኣብ [...]