Category: ሃገራዊ ዜና

UNHCR፣ ኣብ ትግራይ ናብ ዘለዉ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ክበጽሓሉ ዝኽእል መንገዲ ክኽፈተሉ ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ሓቲቱ
Radio Erena: 04 December 2020
ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት (UNHCR)፣ ኣብ ትግራይ ናብ ዘለዉ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ክበጽሓሉ ዝኽእል መንገዲ ክኽፈተሉ ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ሓቲቱ።
ኣፈ [...]

ኣብ ክልል ትግራይ ናይ ባንኪ ሕሳብ ዝኸፈቱ ነበርቲ ኣዲስ ኣበባን ካልኦት ከተማታትን፣ ገንዘቦም ከንቀሳቕሱ ተፈቒዱሎም
Radio Erena: 03 December 2020
ኣብ ክልል ትግራይ፣ ኣብ ዝርከባ ጨናፍር፣ ናይ ባንክ ሕሳብ ዝኸፈቱ፣ ነበርቲ ኣዲስ ኣበባን ካልኦት ከተማታትን፣ ገንዘቦም ከንቀሳቕሱ ከምዝተፈቕደሎም፣ ዘ ሪፖርተር ንሃገራዊ ባንክ ኢትዮጵ [...]

Wounded Ethiopian Soldiers Evacuated from Eritrean Hospitals
Radio Erena: 02 December 2020
More than 100 wounded Ethiopian soldiers were evacuated from different Eritrean hospitals.
Reports indicate th [...]

ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ማይክ ፖምፐዮ፣ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ግጭት ከብቅዕ ተማሕጺኑ
Radio Erena: 01 December 2020
ጸሓፉ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ማይክ ፖምፐዮ፣ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ከብቅዕ ንቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ተማሕጺኑ።
ማይክ ፖምፐዮ፣ ብ30 ሕዳር ኣብ ዝ [...]

“Eritrean Opposition soldiers Fought on the side of TPLF.” Ethiopian PM
Radio Erena: 01 December 2020
Ethiopian Prime Minister says Eritrean opposition soldiers fought on the side of TPLF militias.
In a brief to [...]

ኤርትራ፣ ዝተናውሐ ምዕጻው፣ ንወነንቲ ታክሲ ከቢድ ክሳራታት ከምዘስዓበሎም ይገልጹ
Radio Erena: 01 December 2020
ኣብ ኤርትራ፣ ለበዳ ኮረና ቫይርስ ንምግታእ ብዝብል ዝተኣወጀ ምዕጻው፣ ኣስታት ሸሞንተ ኣዋርሕ ኣቑጺሩ ይርከብ።
እዚ ዝተናውሐ ምዕጻው፣ ኣብ ህዝቢ ኤርትራ ተወሳኺ ናይ መነባብ [...]

ከሰላ፣ “ናብ ኢትዮጵያ ክሰግር ዝሓሰበ’ዩ” ዝተባህለ ኣጽዋር ከምዝተታሕዘ ተገሊጹ
Radio Erena: 01 December 2020
ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ዞባ ከሰላ፣ ሞርታራት ዝርከቦ ብርክት ዝበለ ኣጽዋር ከምዝተታሕዘ ኣገልግሎት ዜና ሱዳን-ሱና ሓቢሩ።
ፍሉይ ሓይሊ ሱዳን፣ ኣብቲ ዞባ ብዘካየዶ ሃንደበታዊ ተ [...]

ፕረዚደንት ግብጺ፣ ኣብ ደቡብ ሱዳን ታሪኻዊ ዑደት ኣካይዱ
Radio Erena: 29 November 2020
ፕረዚደንት ግብጺ፣ ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲ፣ ኣብ ደቡብ ሱዳን ወግዓዊ ምብጻሕ ኣካይዱ።
ፕረዚደንት ግብጺ ናብ ደቡብ ሱዳን ክበጽሕ፣ ኣብ ታሪኽ ዝምድና ክልቲኤን ሃገራት ናይ መጀ [...]

ተበግሶ ዓለም ለኻዊ ምንቅስቓስ ይኣክል፣ ናይ ህጹጽ እዋን መሪሕነት መሪጹ
Radio Erena: 29 November 2020
ተበግሶ ዓለም ለኻዊ ምንቅስቓስ ይኣክል፣ ናይ ህጹጽ እዋን መሪሕነት ከምዝመረጸ ኣፍሊጡ።
እቲ ምንቅስቓስ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ እዚ ኣብ ኢትዮጵያ ተፈጢሩ ዘሎ ኲናት ሃንደበት ዝመጸ ዘይ [...]

ከባቢታት ኣስመራ፣ መንደፈራን ባጽዕን ተወሰኽቲ ደብዳብ ሚሳይላት ተኻይዱ
Radio Erena: 28 November 2020
ሎሚ ቀዳም 28 ሕዳር፣ ኣብ ሰዓታት ምሸት፣ ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ኤርትራ ሚሳይላት ከምዝተወንጨፈ ዲፕሎማስያውያን ምንጭታት ኣረጋጊጾም።
ብውሕዱ ኣርባዕተ ሚሳይላት ኣብ [...]