Category: ሃገራዊ ዜና

ኣብ ሱዳን ዝቐነየ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ስዑዲ ዓረብ ናብ ኤርትራ በጺሑ
Radio Erena: 17 December 2020
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ስዑዲ ዓረብ፣ ፈይሰል ቢን ፋርሓን ኣል ስዑድ ዝመርሖ ላዕለዋይ ልኡኽ ንግስነት ስዑዲ ዓረብ ኣብ ኤርትራ ምብጻሕ ኣካይዱ።
እቲ ሚኒስተር ኣብ ኤርትራ ኣብ ዝጸ [...]

Ethiopian Security Forces Continue Round-up Hundreds of Eritrea Refugees in Addis Ababa and Gondar
Radio Erena: 14 December 2020
Ethiopian security forces continue massive round-up campaigns against what it called Eritrean escapees from Tigra [...]

ትግራይ፣ ብፈደራላዊ መንግስቲ ዝቖመ ግዝያዊ ምምሕዳር፣ ካብ ሎሚ ሰኑይ 14 ታሕሳስ፣ ስርሑ ብወግዒ ከምዝጀምር ተገሊጹ
Radio Erena: 14 December 2020
ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ልዕሊ ክልል ትግራይ ኵናት ድሕሪ ምእዋጁ ዘቖሞ ግዝያዊ ምምሕዳር፣ ሎሚ ሰኑይ 14 ታሕሳስ፣ ብወግዒ ስርሑ ከምዝጅምር ኣገልግሎት ዜና ኢትዮጵያ ገ [...]

ኣይ.ኦ.ኤም. ኤርትራውያን ስደተኛታት በስገዳድ ናብ መዓስከራት ክኸዱ ምስ መ.ኢትዮጵያ ተሓባቢሩ ንዝብል ክሲ ነጺጉ
Radio Erena: 13 December 2020
ኣህጉራዊ ትካል ስደተኛታት (ኣይ.ኦ.ኤም.) ኤርትራውያን ስደተኛታት በስገዳድ ናብ መዓስከራት ክኸዱ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ተሓባቢሩ ንዝብል ክሲ ነጺጉ።
እቲ ኣህጉራዊ ትካል ጀኔቫ ካብ [...]

ኣብ ዶባት ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ህዝቢ ዝተፈጸመ ገበን ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን ተሳቲፎም ዝብል ክሲ ብኢትዮጵያ ቀሪቡ
Radio Erena: 13 December 2020
ኣብ ዶባት ኢትዮጵያ ኣብ ዝርከባ ዓድታት ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ህዝቢ ዝተፈጸመ ገበን ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን ተሳቲፎም ዝብል ክሲ ብወገን ኢትዮጵያ ከምዝተሰምዐ፣ ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር ሓቢረ [...]

ናይ ሎሚ ዓርቢ 11 ታሕሳስ 2020 ፈነወና
Radio Erena: 11 December 2020
https://www.youtube.com/watch?v=IGxX5xxzgX8&feature=emb_title [...]

“ሰራዊት ኤርትራ፣ ኣብቲ ድሕሪ ስምምዕ ሰላም ኣብ ዝተወሰነ ከባቢታት ዶብ እንተዘይኮይኑ ናብ ትግራይ ከምዘይኣተወ ቀ/ሚ ኣብይ ነጊሩኒ።” ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት
Radio Erena: 10 December 2020
ሰራዊት ኤርትራ፣ ድሕሪ ስምምዕ ሰላም ኣብ ዝተወሰነ ከባቢታት ዶባ ጥራይ ከምዘሎን፣ ናብ ውሽጢ ትግራይ ከምዘይኣተወን ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ከምዝነገሮ፣ ዋና ጸሓፊ ሕቡራት [...]

ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ኤርትራ እትርከበን 10 ሃገራት፣ መሰል ሃይማኖታት ብኸቢድ ይግህሳ ኣለዋ ክብል ወቒሱ
Radio Erena: 09 December 2020
ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ማይክ ፖምፐዮ፣ ኤርትራ እትርከበን 10 ሃገራት፣ ብዝፍጽምኦ ዘለዋ ምግሃስ መሰል ሃይማኖታት፣ ኣብ ዘተሓሳስብ ደረጃ ከምዝርከባ ገሊጹ።
ንሱ ብትዊተር ኣብ [...]

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ትግራይ ዝተወልዐ ኵናት ብናጻ ኣካል ክጻረ ከምዘይደሊ ገሊጹ
Radio Erena: 10 December 2020
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ትግራይ ዝተወልዐ ኵናት፣ ብናጻ ኣካል ክጻረ ድሌት ከምዘይብሉ ገሊጹ።
ኣፈኛ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ሬድዋን ሓሰን፣ ኣብ ዝሃቦ መብርሂ፣ እቲ መንግስቲ፣ [...]