Category: ሃገራዊ ዜና

ኤርትራውያን ፕሮፌሽናል ተቐዳደምቲ፣ ኣብዚ ሳልስቲ ኣብ ዝተኻየደ ውድድራት ዝንኣድ ውጽኢት ኣመዝጊቦም
Radio Erena: 23 February 2021
ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ብሽክለታ፡ ኣብ ዝሓለፈ ሳልስቲ፡ ኣብ ዘካየድዎ ውድድር ዝነኣድ ውጽኢት ኣመዝጊቦም።
ካብ19 ክሳብ ለካቲት፡ ኣብ ፈረንሳ ኣብ ዝተሰላሰለ፡ 3 መድረኻትን [...]

ብዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂ ሰብ ተኸሲሱ ዝተኣስረ፣ ዕሉል ሰምሳሪ ‘ኪዳነ’፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ዝርከብ ቤት ፍርዲ ሃዲሙ
Radio Erena: 22 February 2021
ካብ ሊብያ ናብ ሃገራት ኤውሮጳ፣ ንሓያሎ ዓመታት ሰባት ብዘይሕጋዊ መንገዲ ከሰጋግር ብምጽንሑ ተጠርጢሩ፣ ቅድሚ ክልተ ዓመታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተታሒዙ ዝተኣስረ፣ ኪዳነ ዝተብሃለ ሰ [...]

“ኣዲስ ኣበባ፣ ኣብዘን 3 ኣዋርሕ ልዕሊ 150 ኤርትራውያን ብገበን ተኣሲሮም።”
Radio Erena: 21 February 2021
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ከተማ ኣዲስ ኣበባ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ኣብ ዝርከብ ኮንዶሚንዮም ተኻርዮም ዝነበሩ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ለይቲ ብስኽራንን ጓይላን ህዝቢ ይርብሹ ኣለዉ ክት [...]

‘ዘሻቕለና ዘሎ፤ ስለምንታይ ሰራዊት ብምስጢር ኣብ ኤርትራ ክዕለም ተደልዩ እዩ’ ሰበስልጣን ሶማል
Radio Erena: 21 February 2021
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት ፈደራልን ህወሓትን ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኲናት፣ ወተሃደራት ሶማል ከምዝተሳተፉ ዘመልክት ጭብጢ የለን ክብል ኣብቲ ጉዳይ መጽናዕቲ ከካዪድ ዝጸንሐ ጉጅለ ገሊ [...]

ዜና ዕረፍቲ
Radio Erena: 20 February 2021
ገዲም ተጋዳላይ ኣድሓኖም ገብረማርያም ብዕለት 19 ለካቲት 2021 ብሕማም ተሰዊኡ።
ሓርበኛ ኣድሓኖም ገብረማርያም፣ ኣብ ወርሒ መስከረም 1945 ኣብ ኣፈልባ ተወሊዱ። ዕድሜኡ ንትምህርቲ [...]

ኣቕሽሽትን ኣረጋውያንን ዝርከብዎም ኣስታት 200 ነበርቲ ባድመ፣ ኣብ ከባቢ ባረንቱ ተኣሲሮም ይርከቡ
Radio Erena: 19 February 2021
ኣቕሽሽትን ኣረጋውያንን ዝርከብዎም ኣስታት 200 ነበርቲ ባድመ፣ ኣብ ከባቢ በረንቱ ተኣሲሮም ከምዘለዉ ምንጭታት ራድዮ ኤረና ኣረጋጊጾም።
ካብ መፋርቕ ወርሕቲ ሕዳር 2020 ኣ [...]

ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ኤርትራ ዝነበራ ወትሃደራዊ መዓስከር ትዓጹ ከምዘላ ተገሊጹ
Radio Erena: 19 February 2021
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ኤርትራ ዝነበራ ወትሃደራዊ መዓስከር ትዓጹ ከምዘላ ተገሊጹ።
ኣሶሸትድ ፕረስ፣ ካብ ሳትላይት ንዝረኸቦ ኣሳእል ብምስናይ ኣብ ዘቕረቦ ዜና፣ ሕቡራት [...]

Eritreans in KSA: Struggle against All Odds
Radio Erena: 16 February 2021
Saudi Immigration authorities had deported more than a hundred Eritreans in the past weeks. The deportees have sp [...]