Author: admin
ኣመሪካ፣ ፍሉይ ሓይሊ ሰራዊት ጅቡቲ ኣሰልጢና
Radio Erena: 05 July 2018 ኣመሪካ፣ ፍሉይ ሓይሊ ሰራዊት ጅቡቲ ከምዘሰልጠነት ወትሃደራውያን ምንጭታት ካብታ ሃገር ሓቢሮም። እቲ ኣብ ህጹጽ ስርሒታት ክዋፈር ዝኽእል ሓይሊ 112 ወትሃደራት ዝሓቖፈ ኮይኑ፣ ኣብ ጅቡቲ ዓስኪሩ [...]
السلطات تطالب مهربي الوقود بدفع غرامات باهظة
اذاعة إرينا: الاخبار الاربعاء 4 يوليو 2018 أكدت مصادر إذاعة إرينا بأن السلطات في اسمرا طلبت من مجموعة مهربي الوقود دفع غرامات تصل إلى 300 الف نقفة للف [...]
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ምብጻሕ የካይድ
Radio Erena: 03 July 2018 ፕረዚደንት ኤርትራ ኣቶ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ምብጻሕ የካይድ ከምዘሎ ማዕከናት ዜና ዓረብ ሓቢረን። እቲ ፕረዚደንት ሎሚ ሰሉስ 3 ሓምለ ምስ ወራሲ ዓራትን ምክልት ኣዛዚ ሓ [...]
ምስ ተቓውሞ ኣኽርያ ብዝተሓሓዝ ተኣሲሮም ዝጸንሑ ሓያሎ ወለድን ተማሃሮ ዲያእ ኣል-እስላምያን ተፈቲሖም
Radio Erena: 03 July 2018 ምስቲ ኣብ 31 ጥቅምቲ 2017 ዝተኻየደ ተቓውሞ ተማህሮ ዲያኣ ኣል-እስላምያ ብምዝተሓሓዝ ተኣሲሮም ዝጸንሑ ሓይሎ ወለድን ተማሃሮን ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣትሒዞም ከምዝተፈትሑ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ኣ [...]
ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝተኣኻኸቡ ወከልቲ ሃገራዊ ግንባር ሓርነት ኦጋዴን ( ኦብነግ) ኣብ ኤርትራ ኣኼባ ኣካይዶም
Radio Erena: 03 July 2018 ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝተኣኻኸቡ ወከልትን ኣባላትን ሃገራዊ ግንባር ሓርነት ኦጋዴን (ኦብነግ) ኣብ ኤርትራ ኣኼባ ከምዘካየዱ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ኣረጋጊጾም። ኣብቲ ልዕሊ 200 ወከልቲ እቲ ግን [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ስደት ዝጸንሑ ላዕለዎት ሰብ ስልጣን ደርግ ብናይ ምሕረት ኣዋጅ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
Radio Erena: 03 July 2018 መንግስቲ ኢትዮጵያ ብዝኣወጆ ናይ ሰላምን ዕርቅን፣ ንእሱራትን ክሱሳትን ብምሕረት ኣብ ዝፈትሓሉ ዘሎ ግዜ፣ ኣብ ስደት ዝጸንሑ ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ደርግ ናብ ሃገሮም ይኣትዉ ኣለዉ። በዚ መሰረተ አ [...]
ኤርትራን ኢትዮጵያን ናብ ዘተ ክቀርባ ኣመሪካ ክትደፍኣሉ ምጽንሓ ኣምባሳደራ ካብ ኣዲስ ኣበባ ኣረጋጊጹ
Radio Erena: 02 July 2018 ኤርትራን ኢትዮጵያን ንልዕሊ 17 ዓመታት ዝጸንሐን ምፍጣጥ ንምፍታሕ ናብ ናይ ዘተ መኣዲ ክቀርባ ኣመሪካ ካብ ዝሓለፈ ኣዋርሕ ኣትሒዛ ክትሰርሓሉ ምጽንሓ ኣምባሳደራ ኣብ ኢትዮጵያ ማይክ ራይኖር ኣረ [...]
اختفاء ناشط ارتري سويدي الجنسية في اديس ابابا
اذاعة إرينا: الأخبار الاثنين 2 يوليو 2018 في الوقت الذي تتسارع فيه خطوات التطبيع بين ارتريا واثيوبيا أفادت أسرة شاب ارتري يحمل الجنسية السويدية بأن اب [...]
UPDATED: ሓደ ካብ ደለይቲ ፍትሒ ዝኾነ ኤርትራዊ-ሽወደናዊ መንእሰይ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ደሃዩ ጠፊኡ
Radio Erena: 02 July 2018 ሓደ ካብ ንጡፋት ደለይቲ ፍትሒ ዝኾነ ኤርምያስ ተኪኤ ዝተባህለ ኤርትራዊ - ሽውደናዊ መንእሰይ፣ ካብ 21 ግንቦት ኣትሒዙ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ደሃዩ ጠፊኡ ከምዘሎ ስድራቤቱ ንሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ኣ [...]
52 ኤርትራውያን ትሕቲ ዕድመ ቆልዑ ብምዕማጽ ዝተኸሰሱ ሱዳናውያን ናብ ቤት ፍርዲ ክቐርቡ’ዮም
Radio Erena: 02 July 2018 14 ደቂንስትዮ ዝርክብኦም 52 ኤርትራውያን ትሕቲ ዕድመ ቆልዑ ብምዕማጽ ዝተኸሰሱ ሱዳናውያን ጽባሕ ሰሉስ 3 ሓምለ ኣብ ቤት ካርቱም ኣብ ዝርከብ ቤት ፍርዲ ክቐርቡ ምዃኖም ንምንጭታት ዜና እታ ሃ [...]