Author: admin
ኤርትራ፣ ንነዊሕ ዓመታት ደሃዮም ጠፊኡ ዝጸንሐ ኢትዮጵያውያን እሱራት ተፈቲሖም
Radio Erena: 25 October 2018 ኣብ ኤርትራ፣ ድሕሪ ምእሳሮም ንነዊሕ ዓመታት ደሃዮም ጠፊኡ ዝጸንሐ ኢትዮጵያውያን ተፈቲሖም። ኣቐዲሙ፣ ንሸሞንተ ዓመታት ኣብ ኤርትራ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝጸንሐ ኢትዮጵያዊ ፓይሎት ኮለነል ታደሰ [...]
ናይ ኤርትራ ፓስፖርት ናብ 39 ሃገራት ብዘይቪዛ ከግይሽ ከምዝኽእል ተገሊጹ
Radio Erena: 25 October 2018 ናይ ኤርትራ ፓስፖርት ናብ 39 ሃገራት ብዘይቪዛ ከግይሽ ከምዝኽእል ሓድሽ መጽናዕቲ ገሊጹ። ብመሰረት እቲ ካብ 2006 ኣትሒዙ ዓመታዊ 'ሄንሊ' ብዝተባህለ ኣህጉራዊ ትካል ጉዕዞ ዝዳሎ መጽናዕቲ [...]
ኢትዮጵያ፣ ነበርቲ ክልላት ቤንሻንጉልን ኦሮሚያን ተጋጭዮም
Radio Erena: 25 October 2018 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ጸጸኒሑ ኣብ ዝጎሃሃር ዘሎ ናይ ብሔር ግጭታት፣ ንክልላት ቤንሻንጉል ጉምዝን ኦሮምያን ኣብ ዘዋስን ከባቢታት ዝነብሩ ተወላዶ ክልቲኡ ብሄራት ግጭት ምክያዶም ዝተፈላለያ ማዕከናት [...]
ንልዕሊ 25 ዓመታት ኣብ ስልጣን ካብ ዝጸንሑ ሽዱሽተ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ሓደ ዝኾነ ፕረዚደንት ካሜሮን ንመበል ሻውዓይ ግዜኡ ኣብ ምርጫ ተዓዊቱ
Radio Erena: 24 October 2018 ን36 ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝርከብ ፕረዚደንት ካሜሮን ፖል ቢያ፣ ብሰንበት 21 ጥቅምቲ ኣብ ዝተኻየደ ምርጫ እታ ሃገር ንሻውዓይ ግዜኡ ከምዝተዓወተ ገሊጹ። እቲ ካብ 1982 ኣትሒዙ ኣብ ስልጣ [...]
ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ሃገራት ኢጋድ፣ ኣብ ጸጥታ ደቡብ ሱዳን ዘትዮም
Radio Erena: 24 October 2018 ብጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ዝምርሑ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ኣባላት ሃገራት ኢጋድ፣ ኣብ ኩነታት ጸጥታ ደቡብ ሱዳን ብምትኳር ዘተ ኣካይዶም። እቶም ኣዘዝቲ ሰራዊት ብሰኑይ 22 ጥቅምቲ ኣብ ካርቱም [...]
ሓያሎ ዓበይቲ ሃገራትን ኩባንያታትን ዝበኾራሉ ዋዕላ ወፍሪ ስዑዲ ዓረብ ተኸፊቱ
Radio Erena: 24 October 2018 ብሰንኪ ቅትለት ሱዑዳዊ ጋዜጠኛ ጀማል ካሾጊ፣ ሓያሎ ዓበይቲ ሃገራት ኩባንያታተን ዝቦኾራሉ ዋዕላ ወፍሪ ስዑዲ ዓረብ ትማሊ ሰሉስ 23 ጥምቅቲ ኣብ ሪያድ ተኸፊቱ። እዚ ክሳብ ሓሙስ 25 ጥቅምቲ [...]
ካብ ኢትዮጵያ ናብ ኣስመራ ንዝመጽእ ዘሎ ኣቑሑን ሃለኽቲ ነገራትን መሸጢ ዝኸውን ማእከል ዕዳጋታት ኣብ መርሓኖ ይኽፈት
Radio Erena: 23 October 2018 ካብ ኢትዮጵያ ናብ ኣስመራ ንዝመጽእ ዘሎ ኣቑሑ፣ መግብን ሃለኽቲ ነገራትን መሸጢ ዝኸውን ማእከል ዕዳጋታት ኣብ ከባቢ መርሓኖ ይድኮን ኣሎ። ኣቐዲሙ ኣብ ኣስመራ፣ ፈቐዶ ጎደናታት ብፍላይ ድማ ከ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ትግራይ ብዝተላዕለ ናዕብን ግርግርን ብውሕዱ ሰለስተ ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 23 October 2018 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ትግራይ፣ ብጉዳይ መንነት ራያ፣ ብዝተጎሃሃረ ግጭት ብውሕዱ 3 ሰባት ተቐቲሎም። እቲ ብሰንበት 21 ጥቅምቲ ኣብ ኣላማጣ ዝተጎሃሃረ ግጭት፣ ብስም ናይ መንነት ሕቶ ዝንቀሳቐ [...]
ደቡብ ሱዳን፣ ትግባረ ስምምዕ ሰላም ተደናጕዩ
Radio Erena: 23 October 2018 ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ ኣብዚ ወርሒ'ዚ ናብ ትግባረ ክሰጋገር ዝነበሮ ስምምዕ ሰላም ተደናጕዩ። መንግስትን ተቓወምትን ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ 12 መስከረም ኣብ ካርቱም ዝኸተምዎ ስምምዕ፣ ናብ ትግባረ ከ [...]
ኤርትራ፣ እገዳ ክልዓለላ ናብ ኣስመራ ንዝበጽሐ ልኡኽ ሩስያ ሓቲታ
Radio Erena: 22 October 2018 ፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝተነብረ እገዳ ክልዓለ፣ ናብ ኣስመራ ምብጻሕ ንዘካየደ ብምክትል ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሚኻኤል ልዋንዶቪች ዝምራሕ ልኡኽ ሩስያ ሓቲቱ። እቲ ፕረዚደን [...]