Author: admin
ዋጋ ክራይ ኣባይቲ ከቢድ ጸገም የኸትል
ዋጋታት ናህሪ ክራይ ኣባይቲ ካብ ወርሒ ናብ ወርሒ ሰማይ እናዓረገ ኣብ ዝኸደሉ ዘሎ እዋን፣ መንግስቲ ሕጂ'ውን ነቲ ንስድራቤታት ሓደ ካብቲ ዝኸበደ ጾር ኮይንወን ዘሎ ቅልውላው ንምፍትሑ ዝኾነ ተበግሶ ንምውሳድ ቅሩብ ከምዘይኮነ ተገሊጹ። [...]
ፕሮጀክት ዓርቢ ሓርነት ንጥፈታቱ ይቕጽል
ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ዝርከቡ ኣባላት ዓርቢ ሓርነት ነቲ ብተሳተፍቲ ስርሒት ፎርቶ ኣብ 21 ጥሪ ዝቐረበ ጠለባት፣ ብዕለት 6 ናይዚ ወርሒ’ዚ ናብ ድምጺ ሓፋሽ ብምድዋል ብቐጥታ ኣብ ኣየር ከም ዝስማዕ ምግባሮም፣ ኣካየድቲ’ቲ ፕሮጀክት ናብ ሬ [...]
መንገዲ ኣየር ኤርትራ ኣስጋኢ’ዩ ተባሂሉ
ኣህጉራዊ ማሕበር ሲቪል ኣቭየሽን፣ ኤርትራ ሓንቲ ካብንተ ዘይውሑስ መንገዲ ኣየር ካብ ዘለወን 13 ሃገራት ዓለም'ያ ክብል ረቒሑዋ። እቲ ንኩነታት ኣቭየሽን ሃገራት ዓለም ዝከታተል ኣካል ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝኾነ ማሕበር፣ ዘይ [...]
ሱዳን፣ ንዘይሕጋዊ ምስግጋርን መሸጣን ደቂ ሰብ ብዝምልከት ሕጊ ከተጽድቕ’ያ
ፓርላማ ሱዳን፣ ብዘይሕጋዊ ምስግጋርን መሸጣን ደቂ ሰብ ገበነኛታት ኮይኖም ንዝተረኽቡ ክሳብ 20 ዓመት ማእሰርቲ ንኽቕጽዑ ዘፍቅድ ብካቢነ ሚኒስተራት እታ ሃገር ንዝተነድፈ ሓድሽ እማመ ሕጊ ከጽድቕ ትጽቢት ኣሎ። መንግስቲ ኤርትራ [...]
ኮሚሽን ሰ.መሰላት ኣፍሪቃ፣ ንጉዳይ ዳዊት ኢሳቕ ክርኢ እዩ
ኣካል ሕብረት ኣፍሪቃ ዝኾነ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኣፍሪቃ፣ ብዛዕባ’ቲ ኣብ ኤርትራ ተቐይዱ ዝርከብ ኤርትራዊ ሽወደናዊ ዳዊት ኢሳቕ ብዝምልከት ንመንግስቲ ኤርትራ ሕቶ ከቕርብ ምዃኑ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን ንጉዳይ እቲ ድርብ ዜግ [...]
ሚኒስትሪ ዜና ብኣባላት ቦርድ ስርሑ የካይድ
ንኣስታት 10 ዓመታት ወግዓዊ ሚኒስተር ዘይነበሮ ሚኒስትሪ ዜና ኤርትራ ኣብዚ እዋን’ዚ ብኣባላት ቦርድ ናይቲ ሚኒስትርን ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንትን እናተኣልየ ስርሑ ይቕጽል ምህላዉ ተፈሊጡ። ግዝያዊ ሚኒስተር ዜና ኤርትራ ኣቶ ዓሊ [...]
ኤርትራ 26 ሚልዮን ዶላር ዝዋግኡ ኣጽዋር ዓዲጋ
ቤላሩስ ካብ 2004 ክሳብ 2011 ኣብ ዝነበረ ግዜ 26 ሚልዮን ዶላር ዝዋግአ ኣጽዋር ንኤርትራ ከምዝሸጠትላ ተሓቢሩ። ማዕከን ዜና ኒውስ ኣዝ ብዝዕባ መሸጣ ኣጽዋር ቤላሩስ ኣመልኪቱ ኣብ ዘቕረቦ ጸብጻብ፣ ኤርትራ 26 ሚልዮን ዶላር ዝ [...]
ፋብሪካ ሰሜንቶ ገደም፣ ፍርያታ ተጓዲሉ
ኣብ ባጽዕ ተደኵና እትርከብ ፋብሪካ ሰሜንቶ ገደም፣ ብሰንኪ ተደጋጋሚ ምቁራጽ ኤሌክትሪክ እኹል ሰሜንቶ ተፍሪ ከምዘየላ ተሓቢሩ። እታ መዓልታዊ ኣስታት 10 ሽሕ ኩንታል ሰሜንቶ ከተፍሪ ዓቕሚ ከምዘለዋ ዝተነግረላ ፋብሪካ ሰሜንቶ ገደም፣ [...]
መ.ኤርትራ ብሕቡእ ዘሕተሞ ባጤራ ናቕፋ ናብ ዕዳጋ ይዝርግሕ
መንግስቲ ኤርትራ ብሕቡእ ዘሕተሞ ልዕሊ ሓደ ሚእቲ ሚልዮን ዝግመት ተወሳኺ ባጤራ ናቕፋ ናብ ዕዳጋ ይዝርግሕ ምህላዉ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ኣቃሊዖም። ባጤራ ናቕፋ ናይ ኣስታት ዕጽፊ ዝቕባበ ኣጋጥምዎ ምስ ምህላዉ፣ ምስ ናይ [...]
ዚምባብዌ ኣብ ጉዳይ ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ክትዋሳእ ጻውዒት ቀሪቡ
ተንቀሳቓሲ ኣምባሳደር መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ዚምባብዌ ኮይኑ ዝተመዘዘ ኣቶ ሳልሕ ዑመር ዓብዱ፣ ፕረዚደንት ዚምባብዌ ኣብቲ ንኤርትራን ኢትዮጵያን ዘሰሓሕባ ጉዳይ ዶብ ኢዱ ከእቱ ጸዊዑ ክትብል ጋዜጣ ዘ ሄራልድ ሓቢራ። ኣምባሳደር [...]