Author: admin
ጸገም ዝስተ ማይ ከተማ ኣስመራ መሊሱ እናበኣሰ ይመጽእ ኣሎ
ጸገም ዝስተ ማይ ከተማ ኣስመራ ኣብ ጥርዙ በጺሑ። ህዝቢ ሓያሎ ከባቢታት ኣስመራ ሓደ ፊስቶ ማይ ኣብ ሰሙን ብኩፖን ይዕደሎ ኣሎ። እዚ ንልዕሊ ሰለስተ ዓመቱ ቐጺሉ ዘሎ ዝበኣሰ ጸገም ዝስተ ማይ መንግስቲ መንገሲ ነባሪ ፍታሕ ከናድየ [...]
ኣብ ጁባ ኣብዚ ዝሓለፈ ዓመት ኣስታት 10 ዝኾኑ ኤርትራውያን ነጋዶን ወነንቲ ትካላትን ተቐቲሎም
ኣብ ጁባ ንሓደ ኤርትራዊ ነጋዳይ ብምዝማት ዝተጠርጠሩ ኣርባዕተ ዕጡቓት ኣብ ቀይዲ ከምዝኣተዉ ምክትል ውሽጣዊ ጉዳያት እታ ሃገር ጀነራል ኣጉስቲኖ ጃዳላ ሓቢሩ። እቶም ሰለስተ ኡጋንዳውያንን ሓደ ደቡብ ሱዳናውያን፣ ካላሽትን ሸጓጉጥን [...]
ኣብ ዶብ ቱርክን ቡልጋርያን ኤርትራውያን ዝርከብዎም 70 ስደተኛታት ተታሒዞም
ናብ ሃገራት ኤውሮጳ ንምስጋር ዝፈተኑ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 70 ስደተኛታት ኣብ ዶብ ቱርክን ቡልጋርያን ከምእተታሕዙ፣ ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያት እታ ኣገር ኣፍሊጡ። እቶም ዜጋታት ኤርትራ፣ ሶርያ፣ ፍልስጤም፣ ማሊ፣ ኮንጎ፣ ሞሮኮን [...]
ምምሕያሽ ከርኢ ጀሚሩ ዝነበረ ምቁራጽ ኤሌክትሪክ እንደገና ናብቲ ዝነበሮ ተመሊሱ
ንነዊሕ ሰዓታት ዘቋርጽ ዝነበረ ኣገልግሎት ኤሌክትሪሲቲ ምምሕያሽ ከርኢ ጀሚሩ እኳ እንተነበረ፣ ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣትሒዙ ናብቲ ዝነበሮ ናይ ነዊሕ ሰዓታት ምጹራጽ ተመሊሱ ምህላዉ ተሓቢሩ። እቲ ንልዕሊ ሰለስተ ኣዋርሕ ዝቐጸለ መላእ [...]
ኤርትራ ኣብ ግጥማ ሴካፋ 2013 ምስታፋ ኣጠራጣሪ’ዩ ተባሂሉ
ኬንያ ግጥም ኩዕሶ እግሪ ሃገራት ማእከላይን ምብራቕን ኣፍሪቃ- ሴካፋ 2013 ንምእንጋድ ተመሪጻ። ኣብቲ ካብ 24 ሕዳር ክሳብ 4 ታሕሳስ ኣብ ኬንያ ዝካየድ ግጥማት ሴካፋ 2013፣ ኤርትራ ምስታፋ ኣጠራጣሪ'ዩ ይብሃል ኣሎ። ኤርትራ [...]
እስራኤል፣ ብስም ኤርትራውያን ዑቕባ ዝሓተቱ ኢትዮጵያውያን’ዮም ዝበለቶም ስደተኛታት ናብ ኢትዮጵያ ክትመልሶም ትሕልን
እስራኤል፣ ብስም ኤርትራውያን ዑቕባ ንዝሓተቱ ስደተኛታት ኢትዮጵያውያን’ዮም እናበለት ናብ ኢትዮጵያ ክትሰጎም ትሕልን ምህላዋ ማዕክን ዜና ሃረጽ ሓቢሩ። እስራኤል ንዜጋታት ኢትዮጵያን ሱዳንን ነናብ ዓዶም ክትመስሎም ምዃና ክትሕበር [...]
ኤርትራን ኢትዮጵያን ናብ መኣዲ ዘተ ክቐርባ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ደቡብ ሱዳን ጸዊዑ
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢን ኣህጉራዊ ዝምድናታትን ደቡብ ሱዳን በንጃሚም በርናባ ማርያል ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ መንጉአን ዘሎ ገና መዓልቦ ዘይረኸብ ምስህሓብ ንምፍታሕ ናብ ናይ ዘተ ክቐርባ ክቐርባ ጸዊዑ። እቲ ሚኒስተር ነዚ ዝጸውዐ [...]
‘መንግስቲ ኤርትራ ካብ ተነጽሎ ተገላጊሉ ናብ ቁጠባዊ ምዕባለ ከቛምት’ዩ ዝደሊ’ ኣቶ የማነ ገብረመስቀል
መንግስቲ ኤርትራ ካብዚ ገጢምዎ ዘሎ ተነጽሎ ተገላጊሉ ናብ ቁጠባዊ ዕብየትን ምዕባለን ከቛምት ከምዝደሊ ኣፈኛ ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ኣቶ የማን ገብረመስቀል ምግላጹ AFP ሓቢሩ። ዳይረክተር ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ኣቶ የማን ገብረ [...]
ኤርትራውያን ዝርከብዎም ልዕሊ 500 ስደተኛታት ኣብ ገማጋም ባሕሪ ኢጣልያ ካብ ናይ ምጥሓል ሓደጋ ድሒኖም
ዝበዝሑ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ልዕሊ 568 ስደተኛታት፣ ብ20 ነሓሰ ኣብ ገማግም ባሕሪ ኢጣልያ ካብ ናይ ምጥሓል ሓደጋ ድሒኖም። እቶም ኣብ ሰለስተ ጀላቡ ተመራሪሖም ዝመጹ ዝነበሩ ስደተኛታት፣ ክድሕኑ ዝኸኣሉ ሓንቲ ካብተን ጃልቡ [...]
Article:- ሓድሽ ፕሮጀክት ምህናጽ ኣባይቲ ኣብ ኣስመራ፣ ጸገም መንበሪ ኣባይቲ ንምፍታሕ ዶ ወይስ ካዝና ህግደፍ ንምድንፋዕ?
ኣብ ኣስመራ ፕሮጀክት ምህናጽ መንበሪ ኣባይቲ ሓድሽ ተርእዮ ኣይኮነን። ቅድሚ’ቲ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ 1998 ዝተኻየደ ኵናት ብሰምበል ኮምፕሌክስ ሃውሲንግ ዝፍለጥ ብናይ ኮርያ ኩባንያ ኪንግናም ዝተሳለጥ ፕሮጀክት ምንባሩ ዝርሳዕ ኣይኮነን። [...]