Author: admin
ኢራን: ንተቓወምቲ የመን ኣብ ኤርትራ’ያ ተሰልጥኖም ክትብል ጋዜጣ ኣልወጠን ናይ ስዑዲ ዓረብ ገሊጻ
Radio Erena: - December 17, 2013 ኢራን ኣብ የመን ንዝረከቡ ዕጡቓት ሁቲ፣ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኤርትራ ከምእተሰልጥኖ መርትዖ ተረኺቡ ክትብል ኣብ ኣብ ስዑዲ ዓረብ እትሕተም ጋዜጣ ኣልወጠን ኣብ ናይ ትናሊ ሕታማ ኣስፊራ [...]
ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል፣ ኣወሃሃዲ ተቖጻጻሪ ጉጅለ ኤርትራን ሶማልን ካብ መዝነቱ ክእለ ሓቲቱ
Radio Erena: - December 17, 2013 ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል፣ ዋና ኣወሃሃዲ ተቖጻጻሪ ጉጅለ ኤርትራን ሶማልን ጃራት ቾፕራ ካብ መዝነቱ ክእለ ናብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ጥርዓን ምቕራቡ ማዕከን ዜና ኢነርስ ፕረስ ሲቲ ኣ [...]
Time to Bring Eritrea in From the Cold – Herman J. Cohen
Radio Erena: - December 17, 2013 After being part of Ethiopia for forty years, the people of Eritrea held a referendum in April 1993 and decided to [...]
South Sudan president says coup has been repulsed
Radio Erena: December 16, 2013 South Sudan's president on Monday ordered a dusk-to-dawn curfew in the capital after soldiers loyal to the former dep [...]
ኣብ ጁባ ካብ ሰዓት ሽዱሽተ ድሕሪ ቀትሪ፣ እቶ እቶ ተኣዊጁ
Radio Erena: - December 16, 2013 ኣብ ጁባ ኣብ ቀጽሪ ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ናብ ትማሊ ኣብ ዘውግሐ ለይቲ ድሕሪ ዝትኻየደ ከቢድ ናይ ተዅሲ ምልውዋጥ፣ ኣብታ ከተማ ሰዓታት እቶ እቶ ከምዝትኣወጀ ተገሊጹ። ጠንቂ’ቲ ተ [...]
Two young Eritreans in MTN-Qhubeka 2014 squad
Radro Erena: December 16, 2013 New black kit for African team The Pro-Continental African team has presented its new recruitments for the upcoming s [...]
Heavy gunfire and explosions have been heard throughout the night in the South Sudanese capital Juba
Radio Erena:- December 16, 2013 Local media said the fighting was between rival factions of the presidential guard and focused around their military b [...]
ዶክተር ወልዳይ ፍጡር ኣብ ኣንጎላ ምስ ዝርከቡ ኤርትራውያን ኣውፈርቲ ዘካየዶ ጎስጓስ በዳህቲ ሕቶታት ገጢምዎ
Radio Erena:- December 16, 2013 ብሚኒስተር ሃገራዊ ልምዓት ነበረን ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣብ ቁጠባን ዶክተር ወልዳይ ፍጡር ዝተመርሐ ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ኣንጎላ ኣብ ንግዲ ተዋፊሮም ንዝርከቡ ኤርትራውያን ኣብ [...]
ብደረጃ ዓለም ዓቢ ስም ዘለዋ ክለብ ቅድድም ብሽክለታ ኤምቲኤን ኩቤካ፣ ንናይ 2014 ቅድድማ ንምድላው ተወሰኽቲ ክልተ ኤርትራውያን ምስኣ ጸንቢራ
Radio Erena:- December 16, 2013 ደቡብ ኣፍሪቃዊት ክለብ ቅድድም ብሽክለታ ኤም.ቲ.ኤን ኩቤካ፣ ንዓመተ 2014 ክልተ ብሉጻት ኤርትራውያን ተቓደደምቲ ጸንቢራ ምህላዋ ኣፍሊጣ። እታ ብደረጃ ዓልም ዓቢ ስምን ዝናን ዘለዋ [...]
ኬንያ መበል 50 ዓመት ናጽነታ ብድምቐት ጸምቢላ
Radio Erena: December 13, 2013 ኣብ ኣብ ከተማ ናይሮቢ ኣብ ዝርከብ ካሳራኒ ስታድዮም ዝተኻየደ ጽምብል መበል 50 ዓመት ናጽነት፣ መራሕቲ ሃገራት ኤርትራ፣ ኢትዮጵያ፣ ጅቡቲ፣ ሶማልያ፣ ኡጋንዳ፣ ደቡብ ሱዳን፣ ታንዛንያ፣ [...]