Author: admin

ኣርከበ ፈታው ከበሮ ኣብ ስቶኮልም
Radio Erena: 05 June 2015 ሽወደን ኣብ ኣፍሪቃ እንተትኸውን ከ? ክንደይ ትሓስም ወደይ!... ዶ ትብሉኒ ኣልኹም? እወ ሓቕኩኹም። ኣብታ ሃገር ዝርከብ ኤርትራዊ እንታይ ምኾነ? መንግስቲ ሽወ [...]

ኣብ ቃለ-መሓለ ፕረዚደንት ኣልበሽር ንኽሳተፍ ዕድመ ዝተገብረሉ ፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ ኣብቲ ስነ ስርዓት ብዘይምርካቡ ኣዘራሪቡ
Radio Erena: 05 June 2015 ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ኣብ ቃለ-መሓላ ፕረዚደንት ሱዳን ክሳተፍ ብፕረዚደንት ኣልበሽር ዕድመ ቀሪብሉ ከብቕዕ፣ ኣብቲ ስነ ስርዓት ብዘይምስታፉ፣ ኣዘራራቢ ኮይኑ። መራሕቲ ሓያሎ ጎረባብቲ ሃ [...]

2 Eritreans killed and 86 kidnapped by ISIS in Libya
Radio Erena: 05 June 2015 The Islamic State (Isis) has kidnapped 86 Eritrean refugees in Libya, according to a Swedish-Eritrean activist. Meron Estef [...]

Gunmen attack, kidnap Eritrean asylum seekers in Sudan: UN
Radio Erena: 05 June 2015 The United Nations says unidentified gunmen have attacked a group of Eritrean asylum seekers in the eastern part of Sudan, [...]

ኣረሜናዊ ጉጅለ ዳዒሽ ናይ ሊብያ፣ ኣብዚ ሳልስቲ’ዚ 86 ኤርትራውያን ስደተኛታት ጨውዩ፣ ክልተ ቀቲሉ
Radio Erena : 05 June 2015 ኣረሜናዊ ጉጅለ ዳዒሽ ናይ ሊብያ፣ 12 ደቂንስትዮ ዝርከብኦም 86 ኤርትራውያን ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ጨውዩ ከምዝወሰዶም ካብቲ ናይ ምጭዋይ ሓደጋ ዝደሓኑ ኤርትራውያን ንሬድዮ ኤረና ኣብ ዝሃብዎ ሓበሬ [...]

ኣብ ሱዳን፣ ናብ መዓስከር ሸገረብ ዘምርሑ ዝነበሩ 14 ኤርትራውያን ብዕጡቓት ተጨውዮም
Radio Erena : 05 June 2015 ኣብ ምብራቕ ሱዳን 14 ኤርትራውያን ስደተኛታት ብሓሙስ 04 ሰነ ብዕጡቓት ከምዝተጨውዩ ኣፈኛ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ኒኮላስ ብራስ ኣፍሊጡ። እቲ ኣፈኛ፣ ካብ ሰበ ስልጣን ሱ [...]
ኤርትራውያን ኣብ ዝተዓቝብሉ መዓስከር ስደተኛታት ዓዲ ሓሩሽ ናይ ኢትዮጵያ ዝነበረ ወኪል UNHCR ንጥፈታቱ ደው ከምዘበለ ይግለጽ ኣሎ
Radio Erena : 05 June 2015 ኤርትራውያን ስደተኛታት ተዓቝምሉ ኣብ ዘለዉ መዓስከር ዓዲ ሓሩሽ ናይ ኢትዮጵያ ዝነበረ ወኪል ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት – UNHCR ኣብቲ መዓስከር ዝነበሮ ንጥፈታት ደው ኣቢሉ [...]

EU Ambassadors toured various Eritrean project sites prior to an approval of the pledged 320 Million Euro
Radio Erena; 04 June 2015 Report by Biniam Simon Ambassadors of various European Union member-states are reported to have toured the Western Eritrean [...]

Eritrean and Qatari representatives held talks
Radio Erena; 04 June 2015 Eritrea’s ambassador to the Kingdom of Qatar – Ali Ibrahim Ahmed, delivered President Isaias Afwerki’s letter to the Kingdo [...]

ሰለስተ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ብሽክለታ፣ ኣብ ዙር ፈረንሳ 2015 ክወዳደሩ ተሓጽዮም
Radio Erena: 04 June 2015 ካብ 4 ክሳብ 26 ሓምለ ዝካየድ ኣብ 2015 ቅድድም ብሽክለታ ዙር ፈረንሳ፣ ንደቡብ ኣፍሪቃዊት ክለብ ኤምቲኤን ኩቤካ ዝወከሉ ሰለስተ ኤርትራውያን ክሳተፉ ከምዝተሓጽዩ ምዕከናት ዜና ስፖርት ኣረጋ [...]