Author: admin
ፕ/ኢሳይያስን ሰበ ስልጣናቱን ብገበን ኣንጻር ሰብኣውነት ዘኽስሶም መርትዖታት ክትእክብ ዝጸንሐት መርማሪት ኮሚሽን ጸብጻባ ጽባሕ ክትዝርግሕ’ያ
Radio Erena: 07 June 2016 ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቅን ሰበ ስልጣናቱን፣ ኣብ ልዕሊ ገዛእ ህዝቦም ዝፍጽምዎ ዘለዉ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ብገበን ኣንጻር ሰብኣውነት ዘኽስሶም እንተኾነ መርትዖታት ክትእክብ ዝጸንሐት መርማ [...]
መንግስቲ ሱዳን፣ ኣብዘን ዝሓለፈ 5 መዓልታት ተወሰኽቲ ኣማኢት ኤርትራውያን ቀይዱ
Radio Erena: 07 June 2016 መንግስቲ ሱዳን ሒዝዎም ንዘሎ ኣማኢት ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ኤርትራ ከይመልሶም፣ ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላትን ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራትን ቅልጡፍ ግብረመልሲ ከርእዩ ሓደ ካብ [...]
ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ኣንጎላ ብውሕዱ ሽዱሽተ ኤርትራውያን ዝቐተለ ሕማም yellow fever ኣብ ኢትዮጵያ’ውን ከምዝተራእየ ተገሊጹ
Radio Erena: 07 June 2016 ውድብ ጥዕና ዓለም ብ3 ሰነ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ብሕማም yellow fever ከምዝተለኽፉ ዝተጠርጠሩ 22 ሰባት ከምዝመዝገበ ሓቢሩ። ተርእዮ እቲ ሕማም ምስቲ ናይ ኣብ ኣንጎላ ምስ [...]
ሓሙሽተ ኣባላት ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ሶማልያ፣ ብመሸጣ ወትሃደራዊ ንዋት ተቐይዶም
Radio Erena: 07 June 2016 ሓሙሽተ ወትሃደራት ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ሶማልያ፣ ብመሸጣ ወትሃደራዊ ንዋት ተጠርጢሮም ብ5 ሰነ ኣብ ቀይዲ ኣትዮም። እቶም ኣባላት ናይቲ ኣብ ሶማል ተዋፊሩ ዝርከብ ዓቃብ ሰላም [...]
ምስ ኤርትራ ኣብ ዘዳውብ ከባቢ ከሰላ ዝተፈንጀረ ቦምብ፣ ሓደ ቆልዓ ዝርከቦም ሓያሎ ሰባት ኣቝሲሉ
Radio Erena: 06 June 2016 ኣብ ከባቢ ከሰላ ብዓርቢ 3 ሰነ ዝተፈንጀረ ቦምብ፣ ብውሕዱ ሓደ ቆልዓ ዝርከቦም ሓይሎ ሰባት ብኸቢድን ፈኵስን ከምዝቖሰሉ ወትሃደራውያን ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እቲ ሓለንጋ ኣብ ዝተባህለ [...]
ኤርትራ እትርከበን 8 ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ስደተኛታት ንምግታእ ዘኽእለን ሓድሽ ተበግሶ ኣጽዲቐን
Radio Erena: 06 June 2016 ካብ ኤርትራ፣ ኢትዮጵያ፣ ሶማል፣ ሱዳን፣ ደቡብ ሱዳን፣ ኬንያ፣ ቱኒዝያን ግብጽን ዝተወከሉ ሚኒስተራት ኣብ ከተማ ሸርም ሸኽ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዝተጋብእሉ፣ ነዘን ሃገራት ብኸቢድ ጸልዩወን ዘሎ ዘይ [...]
ሚኒስተር ምክልኻል ቐጠር ኣብ ዶብ ኤርትራን ጂቡቲን ዓስኪሩ ንዘሎ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት በጺሑ
Radio Erena: 05 June 2016 ሚኒስተር ምክልኻል ቐጠር ዶክተር ኣል ዓጢያህ ብ4 ሰነ ኣብ ዘካየዶ ወግዓዊ ዑደት፣ ነቲ ኣብ መንጎ ኤርትራን ጂቡቲን ዘሎ ወተሃደራዊ ምትፍናን ንምቁጽጻር፣ ኣብ ዶብ ክልቲኤን ሃገራት ዓስኪሩ ዘሎ [...]
ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ህይወቶም ካብ ዝሰኣኑ ልዕሊ 800 ሰባት ፍርቆም ኤርትራውያን ምዃኖም ይግለጽ ኣሎ
Radio Erena: 02 June 2016 ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ካብ ዝጠሓሉ ኣስታት 500 ሰባት መብዛሕቶም ኤርትራውያን ምንባሮም ይግለጽ ኣሎ። ክልተ ካብቲ ሓደጋ ባሕሪ ዝደሓኑ ኤርትራውያን ንኣገልግሎት ዜና ፈረንሳ ኣብ ዝሃብ [...]
መንግስቲ ሱዳን ግፋ ስደተኛታት ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን ኣሽሓት ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ከኣ ናብ ሊብያ ንምስጋር ይሸባሸቡ
Radio Erena: 01 June 2016 መንግስቲ ሱዳን ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ናይ ምግፋፍ መስርሕ ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን፣ ኣሽሓት ስደተኛታት ናብ ሊብያ ንምስጋር ይዳለዉ ምህላዎም ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብ ሱዳን ሓቢሮም። መን [...]
ልኡኽ መንግስቲ ነርወይ ብዛዕባ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላትን ዋሕዚ ስደተኛታትን ንምዝርራብ ኣስመራ ኣትዩ
Radio Erena: 01 June 2016 ከም መቀጸልታ ናይቲ ሃገራት ኤውሮጳ ብዛዕባ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላትን ዋሕዚ ስደተኛታትን ብዝምልከት ምስ ሰበ ስልጣን መንግስቲ ኤርትራ ንምዝርራብ ወኪላተን ናብ ኣስመራ ዝልኣካ ዘለዋ፣ ወኪል ነርወ [...]