Author: admin

ሱዳን፣ “መርበብ ዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ ከሺፈ” ትብል
Radio Erena: 17 June 2016 ሓይልታት ስለያን ጸጥታን ሱዳን ብመንገዲ ፖርት ሱዳን ክካየድ ዝተወጠነ ዘይሕጋውያን ምስግጋር ደቂ ሰብ ከምዘፍሸሉ ምስ መንግስቲ ቅርበት ዘለዎም ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ሓቢሮም። እቲ ብመርበብ ዘ [...]

ሓይልታት ጽጥታ ኢትዮጵያ፣ ተቓውሞ ህዝቢ ኦሮሞ ኣብ ዝተወልዐሉ እዋን ኣስታት 400 ሰባት ከምዝቀተሉ ሁማን ራይትስ ዎች ገሊጹ
Radio Erena: 17 June 2016 ካብ ወርሒ ሕዳር 2015 ኣትሒዙ ኣብ ክልል ኦሮሞ ኣብ ዝተወልዐ ህዝባዊ ተቓውሞ፣ ሓይልታት ጸጥታ ኢትዮጵያ ልዕሊ 400 ሰባት ከምዝቐተሉ ሁማን ራይትስ ዎች ገሊጹ። ኣቲ ኣህጉራዊ ትካል ተጣባቒ ሰ [...]

ፕረዚደንት ሱዳንን ኣሚር ቀጠርን ኣብ ህሉው ኩነታት ሱዳንን መስርሕ ሰላም ዳርፉርን ዘትዮም
Radio Erena: 17 June 2016 ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ሃገሩን መስርሕ ሰላም ዳርፉር በጺሕዎ ዘሎ ምዕባለታትን ንምዝርራብ ብሓሙስ 16 ሰነ ቀጠር ኣትዩ። እቲ ፕረዚደንት ምስ ኣሚር ቀጠር ሸ [...]

መበል 32 ስሩዕ ዋዕላ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ይካየድ ኣሎ
Radio Erena: 16 June 2016 መበል 32 ስሩዕ ዋዕላ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ኣብ ጄኔቫ ይካየድ ኣሎ። እቲ ብ13 ሰነ ዝፈለመ ስሩዕ ዋዕላ እቲ ባይቶ፣ ኣብ መኽፈቲ መደቡ ካብ ዘተኮሮም ነጥብታት ሓደ፣ ብዛዕባ'ቲ [...]

ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፣ ደገፍቲ ህግደፍን ሽወደናውያን ጋዜጠኛታትን ዝተሳተፍዎ ናይ ዘተን ክትዕን መድረኽ ተኻይዱ
Radio Erena: 16 June 2016 ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፣ ደገፍቲ መንግስትን ሽወደናውያን ጋዜጠኛታት ዝተሳተፍዎ ናይ ናይ ዘተን ክትዕን መድረኽ ብ14 ሰነ ኣብ ከተማ ስቶኮልም ከምዝተኻየደ ወኪል ሬድዮ ኤረና ካብታ ከተማ ሓቢሩ [...]

ስዊዘርላንድ፣ ናብ ኤርትራ ክመላለሱ ንዝጸንሑ ሸውዓተ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናይ ዑቕባ መሰሎም ኣሕዲጋ
Radio Erena: 15 June 2016 ስዊዘርላንድ፣ ኣብታ ሃገር ዑቕባ ሓቲቶም ክነሶም ናብ ኤርትራ ክመላለሱ ንዝጸንሑ ሸውዓተ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናይ ዑቕባ መሰሎም ኣሕዳጋቶም። መንግስቲ እታ ሃገር፣ ኣብ ስዊዘርላንድ ዑቕባ ዝተዋ [...]

ናብ ደቡብ ሱዳን ዝተላእከ ናይ መግቢ ረድኤት ብኤርትራ ይሓልፍ ኣሎ
Radio Erena: 15 June 2016 ውድብ መግቢ ዓለም ናብ ደቡብ ሱዳን ዝልኣኾ ህጹጽ ናይ መግቢ ሬድኤት ኣብ ወደብ ባጽዕ ተራጊፉ። እቲ ውድብ ኣብ ደቡብ ሱዳን ኣጋጢሙ ንዘሎ ናይ መግቢ ዋሕዲ፣ ህጹጽ ረድኤት ንምልኣኽ ፖርት ሱዳንን [...]

ግብጺ፣ ናብ ሃገራት ኤወሮጳ ንምስጋር ዝሓለኑ 10ታት ኤርትራውያን ዝርከብዎም ልዕሊ 400 ስደተኛታት ቀይዳ
Radio Erena: 15 June 2016 ግብጺ ሓዳስ መናሃርያ ስደተኛታት ኮይናትሉ ኣብ ዘላ እዋን፣ ሓለዋ ገማግም ባሕሪ እታ ሃገር ፣ ናብ ሃገራት ኤውሮጳ ዝተበገሱ 10ታት ኤርትራውን ዝርከብዎም 445 ሰባት ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ። ማዕከን [...]

ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ንግዳያት ባሕሪ ናይ ዝኽሪ መደባት የካይዱ
Radio Erena: 14 June 2016 ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከቡ ኤርትራውያን ነቶም ኣብ ጽባሕ መዓልቲ ናጽነት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዝጠሓሉ ኣማኢት ኤርትራውያን ዝኽሪ የካይዱ ኣለዉ። በዚ መሰረት፣ ኤርትራውያን ነበርቲ እስራኤል ነ [...]

መንግስቲ ኢጣልያ፣ “ብዘይሕጋዊ ምስግጋር ስደተኛታት ብዝልዓለ ዝህደን መድሃኔ’ዩ” ኢሉ ብጌጋ ካብ ሱዳን ዘምጽኦ ኤርትራ መንእሰይ ጽባሕ ኣብ ቤት ፍርዲ ክቐርብ’ዩ
Radio Erena: 14 June 2016 መንግስቲ ኢጣልያ፣ ብዘይሕጋዊ ምስግጋር ስደተኛታት ብዝልዓለ ዝህደን መድሃኔ መርእድ ይሕደጎ'ዩ ኢሉ ብጌጋ ካብ ሱዳን ዘምጽኦ ኤርትራ መንእሰይ ጽባሕ ሮቡዕ 15 ሰነ ኣብ ቤት ፍርዲ ክቀርብ'ዩ። እ [...]