Author: admin

1 243 244 245 246 247 485 2450 / 4847
Eritrea Government sends rounded up conscripts in a tedious forced labor in a military training camp

Eritrea Government sends rounded up conscripts in a tedious forced labor in a military training camp

The government of Eritrea has deployed thousands of youth, who were rounded up in various cities, in a harsh forced labor following a military traini [...]
መንገዲ ኣየር ኤርትራ፣ ብሰንኪ ተደጋጋሚ ምድንጓያት፣ ናይ ኣስመራ-ግብጺ በረራታቱ ንግዜኡ ደው ከብል ምዃኑ ይግለጽ ኣሎ

መንገዲ ኣየር ኤርትራ፣ ብሰንኪ ተደጋጋሚ ምድንጓያት፣ ናይ ኣስመራ-ግብጺ በረራታቱ ንግዜኡ ደው ከብል ምዃኑ ይግለጽ ኣሎ

Radio Erena: 13 July 2016 ኣብ ግብጺ ተደጋጋሚ ምድንጓያት ኣጋጢምዎ ዝርከብ መንገዲ ኣየር ኤርትራ፣ ብሰንኪ ዘዋህለሉ ዕዳ፣ ካብ ኣስመራ ናብ ካይሮ ዘካይዶ ዝነብረ በረራታት ንግዜኡ ደው ከብል ምዃኑ ይግለጽ ኣሎ። መንገዲ ኣ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ማእከል ጎንደር ዝተጎሃሃረ ግጭት  ንክልላት ትግራይን ኣምሓራን ኣሰሓሒቡ

ኣብ ኢትዮጵያ፣ ማእከል ጎንደር ዝተጎሃሃረ ግጭት ንክልላት ትግራይን ኣምሓራን ኣሰሓሒቡ

Radio Erena: 13 July 2016 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ማእከል ጎንደር ብዝተጎሃሃረ ግጭት ንክልላት ትግራይን ኣምሓራን ኣሰሓሒቡ ከምዘሎ ምንጭታት ዜና ሓቢሮም። ብመሰረት እቲ ምንጭታት ዜና ካብታ ሃገር ዝህቦ ዘለዉ መብርሂ፣ ካብ ክልል [...]
ሱዳን፣ ግፋ ስደተኛታት ኤርትራ ይቕጽል

ሱዳን፣ ግፋ ስደተኛታት ኤርትራ ይቕጽል

Radio Erena: 13 July 2016 ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን ኣብ ካርቱምን ከባቢኣን ኣብ ልዕሊ ዝነብሩ ስደተኛታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝጀመረዎ ግፋ ብጻዕቒ ይቕጽልዎ ኣለው። ብፍላይ ኣብቲ ኤርትራውያን ብብዝሒ ዝርከብሉ ከባቢታት ካርቱ [...]
ካብ ካይሮ ናብ ኣስመራ ብመንገዲ ኣየር ኤርትራ ዝተበገሱ ገያሹ ይደናጎዩ

ካብ ካይሮ ናብ ኣስመራ ብመንገዲ ኣየር ኤርትራ ዝተበገሱ ገያሹ ይደናጎዩ

Radio Erena: 13 July 2016 መንገዲ ኣየር ኤርትራ ኣጋጢምዎ ብዘሎ ጸገማት ኣብቲ ካብን ናብን ኣስመራ-ካይሮ ዝግበር በረራታቱ'ውን ምድንጓያት ተራእዩ ከምዘሎ ተሓቢሩ። በቲ መንግዲ ኣየር ካብ ግብጺ ናብ ኣስመራ ዝተበገሱ ገያሹ [...]
ንስዊዘርላንድ ብምውካል ኣብ ጉያ እግሪ ፍርቂ ማራቶም ዝተቐዳደመ ኤርትራዊ፣ ወርቂ ማዳልያ ዓቲሩ

ንስዊዘርላንድ ብምውካል ኣብ ጉያ እግሪ ፍርቂ ማራቶም ዝተቐዳደመ ኤርትራዊ፣ ወርቂ ማዳልያ ዓቲሩ

Radio Erena: 12 July 2016 ኤርትራዊ ዝመበቖሉ ታደሰ ኣብርሃም፣ ኣብ ኣምስተርዳም ኣብ ዝተኻየደ ቅድድም ጉያ እግሪ ፍርቂ ማራቶን ንስዊዘርላንድ ብምውካል ወርቂ ማዳልያ ዓቲሩ። እቲ ናብ ስዊዘርላንድ ቅድሚ 13 ዓመታት ከምዝኣ [...]
ኣብ ዚምባብዌ ዝተኻየደ ናይ ተቓውሞ ሰለማዊ ሰልፊ ብኣመሪካን ፈረንሳን ዝተወደበ’ዩ ክብል መንግስቲ ወቒሱ

ኣብ ዚምባብዌ ዝተኻየደ ናይ ተቓውሞ ሰለማዊ ሰልፊ ብኣመሪካን ፈረንሳን ዝተወደበ’ዩ ክብል መንግስቲ ወቒሱ

Radio Erena: 12 July 2016 ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዚምባብዌ ዝተኻየደ ናይ ተቓውሞ ሰለማዊ ሰልፊ ብኣመሪካን ፈረንሳን ዝተወደበ'ዩ ክብል መንግስቲ እታ ሃገር ወቒሱ። እቲ ብመንእሰያት ተወዲቡ ኣብ ከተማ ሃራረ ዝተኻየደ ሰለማዊ ሰ [...]
ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ኢጣልያ፣ መንግስቲ መሰላት ስደተኛታት ክሕሉ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም

ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ኢጣልያ፣ መንግስቲ መሰላት ስደተኛታት ክሕሉ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም

Radio Erena: 12 July 2016 ኣብ ኢጣልያ ዝርከቡ ኣማኢት ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ መንግስቲ ኢጣልያ ብሕግታት ስደተኛታት ክቕየድን ምስ ሃገራት ሕብረት ኤውሮጳ ብዝኣትዎ ስምምዕ መሰረት ናይ ዑቕባ መሰሎም ከኽብርን ዝጽውዕ ሰለ [...]
ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ስዊዘርላንድ ንሓድሕዶም ብዘለዓዓልዎ ባእሲ ኣርባዕተ ቆሲሎም 14 ከኣ ተኣሲሮም

ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ስዊዘርላንድ ንሓድሕዶም ብዘለዓዓልዎ ባእሲ ኣርባዕተ ቆሲሎም 14 ከኣ ተኣሲሮም

Radio Erena: 12 July 2016 ኤርትራውያን ስደተናታት ኣብ ስዊዘርላንድ ንሓድሕዶም ብዘለዓዓልዎ ባእሲ ኣርባዕተ ቆሲሎም 14 ከኣ ኣብ ቀይዶ ኣትዮም። ማዕከን ዜና 20 ደቓይቕ ብዘቕረቦ ጸብጻብ መሰረት፣ እቲ ኣብ መንጎ ኤርትራው [...]
ኣብ ደቡብ ሱዳን ንመዓልታት ዝተኻየደ ግጭት ሃዲኡ፣ ወጥሪ ግና ኣሎ

ኣብ ደቡብ ሱዳን ንመዓልታት ዝተኻየደ ግጭት ሃዲኡ፣ ወጥሪ ግና ኣሎ

Radio Erena: 12 July 2016 ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ ከተማ ጁባ ዳግም ዝተጎሃሃረ ግጭት ሃዲኡ። እንተኾነ ኣብታ ከተማ ልዑል ወጥሪ ተኸሲቱ ብምህላዉ፣ እቲ ግጭት መሊሱ ከይውላዕ ስግኣት ከምዘሎ ሓያሎ ዲፕሎማሰኛታት ካብታ ሃገር የጠ [...]
1 243 244 245 246 247 485 2450 / 4847