Author: admin

ደ.ሱዳን፣ ም.ፕረዚደንት ሪክ ማቻር ናብ ቦትኡ ክምለስ ብመንግስቲ ዝውሰን ኣይኮነን
መንግስቲ ደቡብ ሱዳን፣ ምኽትል ፕረዚደንት ነበር ሪክ ማቻር ናብ ቦትኡ ክምለስ፣ ነዚ ሓድሽ ስልጣን ሒዙ ዘሎ ደንግ ጋይ ክወርድ፣ ከገድዶ ከምዘይክእል ኣፍሊጡ።ወሃብ ቃል ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ምምላስ ሪክ [...]

ብስዑዲ ዓረብ ዝምራሕ ሓይሊ ኣብ የመን ደብዳብ ነፈርቲ ቀጺሉ
ኣብ ኩወይ ዝካየድ ዝነበረ ዘተ ሰላም የመን ብዘይ ፍረ ድሕሪ ምብታኑ፣ ብስዑዲ ዓረብ ዝምራሕ ሓይሊ ደብዳብ ነፈርቲ ቀጺሉ።ኣብቲ ብሰሉስ ዝተኻየደ ደብዳብ፣ ሓያሎ መንበሪ ኣባይቲ ሰላማውያን ሰባት ከምዝዓነወ ጸብጻባት የመልክቱ።ዕጡቕ ሓይሊ [...]

መንግስቲ እስራኤል፡ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ስደተኛታት ጽዑቕ ግፋ የካይድ
መንግስቲ እስራኤል፡ ኣብ ከተማታት ተል ኣቪቭን ፐታኽ ቲክቫን ኣብ ልዕሊ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ጽዑቕ ግፋ የካይድ ኣሎ። እዚ መንግስቲ እስራኤል ኣብዘን ክልተ ከተማታት ዘካዪዶ ዘሎ ጽዑቕ ግፋ፡ ግፍዒ ዝተሓወሶ ምዃኑ፣ ልኡኽ ሬ [...]

ፈረንሳን ኣመሪካን ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ኩነታት ከምዘተሓሳሰበን ገሊጸን
ህዝቢ ኢትዮጵያ ንዘካይዶ ዘሎ ህዝባዊ ተቓውሞ፣ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝሃቦ ጎነጻዊ ምላሽ ኣዝዩ ዘተሓሳስብ ምዃኑ ፈረንሳን ኣመሪካን ዝርከብአን ሓያሎ ሃገራት ዘለወን ሻቕሎት ገሊጸን። ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ፈረንሳ ነዚ ብዝምልከት ኣብ ዘውጸ [...]

ሶማልያ ኣብ መወዳእታ 2016 ሓፈሻዊ ምርጫ ከተካይድ እያ
ሶማልያ ኣብ መወዳእታ 2016 ሓፈሻዊ ምርጫ ከተካይድ እያ። ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማልያ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ ባይቶኣዊ ምርጫ ካብ ዕለት 14 መስከረም ክሳብ 10 ጥቅምቲ ክካየድ እዩ። ፕረዚደንታዊ ምርጫ ከኣ ዕለት 30 ጥቅምቲ ክግበር ምዃ [...]
ንጸዓት ብዝምልከት ዋዕላ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ክጋባእ አዩ
ኤርትራ እትሳተፎ ንጸዓት ብዝምልከት ዋዕላ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ን21 መስከረም ኣብ ከተማ ናይሮቢ ክጋባእ አዩ።ኣብቲ ብደረጃ ሚኒስተራት ተወዲቡ ዘሎ ንኣገልግሎት ጸዓትን ዕዳጋታቱን ብዝምልከት 'ኢንዱስትሪ ጸዓት ምብራቕ ኣፍሪቃ' ዝተሰም [...]

ኣመሪካ ኣብ ደቡብ ሱዳን 4 ሽሕ ዝቑጽሩ ዓቃብ ሰላም ክኣቱ እማመ ኣቕሪባ
ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ ደቡብ ሱዳን 4 ሽሕ ዝቑጽሩ ዓቃብ ሰላም ክኣቱ እማመ ኣቕሪባ።ኣመሪካ ናብ ባይቶ ጸጥታ ዘቕረበቶ እማመ፣ እቲ ኣብ ከተማ ጁባ ዝዋፈር ዓቃብ ሰላም ህይወትን ንብረትን ሰላማውያን ሰባት ንምክልኻል ጥራይ ዘይኮነ [...]

ዘተ ሰላም የመን ብዘይፍረ ተዛዚሙ
ውግእ ሓድሕድ የመን ንምዕራፍ ኣብ ኩወይት ክካየድ ዝጸንሐ ዘተ ሰላም ብዘይፍረ ከምዝተዛዘመ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ።እቲ ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝተማእከለ ዘተ ሰላም፣ ገና ኣብ ፍረ ከይበጽሐ፣ ምስ ፕረዚደንት ነበር ዓሊ ዓብ [...]

መንግስቲ እስራኤል ኣብ ማእከላይን ደቡባዊን ኢትዮጵያ ዝርከቡ ዜጋታቱ ካብ ምንቅስቓስ ክቑጠቡ ጸዊዑ
መንግስቲ እስራኤል ናብ ኢትዮጵያ ንዝገሹ ዜጋታቱ መጠንቀቕታ ኣውጺኡ።ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ እስራኤል ካብ ከተማ ኢዮርሳሌም ኣብ ዘውጸኦ መጠንቀቕታ፣ ዜጋታቱ ናብ ዞባ ጎንደር ናይ ኢትዮጵያ ካብ ምንቅስቓስ ክቑጠቡ ኣተሓሳሲቡ። ኣብ ጎን [...]
ሙጋበ፣ ማሕበራዊ መራኸቢታት ክጥቀም ዝኽእል ተንቀሳቓሲ ቴሌፎን (ስማርት ፎን) ክህገር ትእዛዝ ኣመሓላሊፉ
ኣብ ዚምባብወ ዝጎሃሃር ዘሎ ህዝባዊ ናዕቢ ንምቁጽጻር፣ ሰራዊት እታ ሃገር ዘይምሕር ምላሽ ክህበሉ ምዃኑ፣ ለተናንት ጀነራል ቫለሪዮ ሲባንዳ ገሊጹ።እቲ ላዕለዋይ ኣዛዚ ሰራዊት ዚምባብወ ንማዕከናት ዜና ሃገሩ ኣብ ዝሃቦ ቃለ መጠይቕ፣ ንምምሕ [...]