Author: admin

1 233 234 235 236 237 485 2350 / 4847
ባሕቲ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ብኤርትራውያን ትዝከር

ባሕቲ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ብኤርትራውያን ትዝከር

ባሕቲ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ በበይኑ ኩርናዓት ዓለም ብዝርከቡ ኤርትራውያን ትዝከር ኣላ።ህዝቢ ኤርትራ ካብ’ቶም በብእብረ ዝጸቐጡዎ ገዛእቲ ሓይልታት ኢትዮጵያ ናጽነት ንምርካብ ዝጀመሮ ብረታዊ ቃልሲ፣ ከቢድ ዋጋ [...]
ኣል ሑቲ ንየመን ክቆጻጸራ ኣይነፍቅድን ኢና፣ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ስዑዲ ዓረብ

ኣል ሑቲ ንየመን ክቆጻጸራ ኣይነፍቅድን ኢና፣ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ስዑዲ ዓረብ

ብኢራን ዝድገፍ ኣል ሑቲ ንየመን ክቆጻጸራ ኣይነፍቅድን ኢና፣ ክብል ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ስዑዲ ዓረብ ገሊጹ።ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝተማእከለ ዘተ ሰላም የመን፣ ኣል ሑቲ ብመትከል ዝሰማማዓሉ’ኳ እንተኾነ፣ ዕጥቁ ክፈትሕ ኮነ ናብ ስዑዲ [...]
ኣህጉራውያን ትካላት ተጣበቕቲ መሰላት፣ ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ብዝምልከት መግለጺ ኣውጺኦም

ኣህጉራውያን ትካላት ተጣበቕቲ መሰላት፣ ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ብዝምልከት መግለጺ ኣውጺኦም

ሓያሎ ኣህጉራውያን ትካላት ተጣበቕቲ መሰላት፣ ነቲ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ሰልፈኛታት ዝወስዶ ዘሎ ጨካን ስጉምቲ ብዝምልከት ናይ ሓባር መግለጺ ኣውጺኦም። እቲ ብ30 ነሓሰ ዝወጸ ናይ ሓባር መግለጺ፣ መንግስቲ ኢትዮጵያ ናይ ገዛእ ርእሱ ጉጅ [...]
ፕረዚደንት ኬንያ፣ ኣብ ደቡብ ሱዳን ዑደት ኣካዪዱ

ፕረዚደንት ኬንያ፣ ኣብ ደቡብ ሱዳን ዑደት ኣካዪዱ

ፕረዚደንት ኬንያ፣ ኣብ ደቡብ ሱዳን ናይ ሓደ መዓልቲ ናይ ስራሕ ዑደት ኣካዪዱ። ፕረዚደንት ኬንያታ ኣብቲ ብሰሉስ ናብ ከተማ ጁባ ዘካየዶ ወግዓዊ ዑደት ፕረዚደንት ሳልቫኪር ምስ ዝርከቦም ላዕለዎት ሰበስልጣን’ታ ሃገር ተራኺቡ ከምዝተዘራረበ [...]
ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ኤርትራውያን ካብ ሓደጋ ባሕሪ ድሒኖም

ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ኤርትራውያን ካብ ሓደጋ ባሕሪ ድሒኖም

ልዕሊ 6,500 ዜጋታት ዝተፈላለያ ሃገራት ዝበዝሑ ካብኣቶም ኤርትራውያን፣ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ካብ ዘጋጠሞም ሓደጋ ድሒኖም። እዚ ኣብ ሓደ መዓልቲ ብሓንሳብ ካብ ዝደሓኑ ሰባት ዝበዝሐ ኮይኑ ተመዝጊቡ ዘሎ ቁጽሪ፣ ኣዴታትን ብዝሒ ዘለዎም ት [...]
ወተሃደራት የመን ኣብ ደሴታት ኤርትራ ይተኣኻኸቡ

ወተሃደራት የመን ኣብ ደሴታት ኤርትራ ይተኣኻኸቡ

ብኣማኢት ዝቑጸሩ ወተሃደራት የመን ኣብ ደሴታት ኤርትራ ይተኣኻኸቡ ከምዘለዉ ሺን ሁዋ ካብ የመን ኣብ ዘመሓላለፎ ዜና ኣመልኪቱ። እቶም ካብ ወደባዊት ከተማ ዓደን ዝተዓስከሩ ሓደስቲ ወተሃደራት ዶባት ስዑዲ ዓረብ ንምሕላው ብፍሉይ ዝሰልጠኑ [...]
ኣብ ከተማ ካሌ ዘሎ ሽግር ስደተኛታት ንብሪጣንያ ዝምልከት’ዩ፣ ኒኮላ ሳርኮዚ

ኣብ ከተማ ካሌ ዘሎ ሽግር ስደተኛታት ንብሪጣንያ ዝምልከት’ዩ፣ ኒኮላ ሳርኮዚ

ፕረዚደንት ፈረንሳ ነበር ኒኮላ ሳርኮዚ፣ ኣብ ከተማ ካሌ ዘሎ ሽግር ስደተኛታት ንብሪጣንያ ዝምልከት’ዩ ክብል ከሲሱ። ዳግማይ ናብ ስልጣን ክመጽእ ፕረዚደንታዊ ጎስጓስ ዘካይድ ዘሎ ኒኮላ ሳርኮዚ፣ መንግስቲ ብሪጣንያ ነቲ ኤርትራውያን ዝርከብ [...]
ኣብያ ህዝቢ ኦሮሞን ኣምሓራን ይቕጽል

ኣብያ ህዝቢ ኦሮሞን ኣምሓራን ይቕጽል

ኣብ ኢትዮጵያ ብተወላዶ ኦሮሞን ኣምሓራን ዝጀመረ ኣብያ ህዝቢ፣ ናብ ሓያሎ ንኣሽቱ ከተማታት’ታ ሃገር እንዳለሓመ ኣብ ዝመጻሉ ዘሎ እዋን፣ ኣብ ዝሓለፈ ክልተ መዓልታት፣ ህይወት ሽዱሽተ ሰባት ከምዝወሰደ ከካብ ቦትኡ ዝተረኽበ ሓበሬታ የመልክ [...]
ነዘርላንድስ፣ መንግስቲ ኤርትራ ዝእክቦ ግብሪ ኣተሓሳሳቢ’ዩ ትብል

ነዘርላንድስ፣ መንግስቲ ኤርትራ ዝእክቦ ግብሪ ኣተሓሳሳቢ’ዩ ትብል

ነዘርላንድስ፣ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ወጻኢ ካብ ዝርከቡ ዜጋታቱ ዝእክቦ ግብሪ 2 ሚእታዊት ከምዘተሓሳሰባ ገሊጻ። መንግስቲ ነዘርላንድስ ብዕለት 23 ነሓሰ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ እቲ ብመንግስቲ ኤርትራ ዝእከብ ግብሪ ጸገም ዘይብሉ’ኳ እንተኾነ [...]
ሰላማዊ ሰልፊ ዚምባብወ፣ ናብ ጎነጽ ዓሪጉ

ሰላማዊ ሰልፊ ዚምባብወ፣ ናብ ጎነጽ ዓሪጉ

ኣብ ዚምባብወ ኣንጻር ፕረዚደንት ሙጋቤ ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊ፣ ካብ ፖሊስ’ታ ሃገር ሓያል ጎነጽ ኣጋጢሙዎ። ሰልፈኛታት ‘ሙጋቤ ካብ ስልጣን ክእለ፣ ከምኡ’ውን ነቲ ኣብ 2018 ዝካየድ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ቅጥዕታቱ ክቕየር ዝጠልብ ጭርሖታት [...]
1 233 234 235 236 237 485 2350 / 4847