Author: admin
ስዑዲ ዓረብ፣ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ንዘይብሎም ወጻእተኛታት ትሃድን
Radio Erena: 06 December 2017 ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ዘይብሎም ወጻእተኛታት ትሃድን ከምዘላ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብታ ሃገር ሓቢሮም። እቲ ኣብ ሪያድን ካልኦት ዓበይቲ ከተማታትን ጀሚሩ ዘሎ ሃድን፣ [...]
ንኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ደንካልያ ሓደ ጀርመናዊ በጻሒ ሃገር ተቐቲሉ
Radio Erena: 06 December 2017 ኣብቲ ንኤርትራን ኢትዮጵያን ዘዳውብ ከባቢታት ደንካልያ ዝንቀሳቐሱ ዕጡቓት ንሓደ ጀርመናዊ በጻሒ ሃገር ከምዝቐተሉ ተገሊጹ። እቲ ጀርመናዊ በጻሒ ምስ ሓያሎ ብጾቱ ናብቲ ብሸነኽ ኢትዮጵያ ዝር [...]
ኣስመራ፣ ንሓያሎ ዓመታት ዝጸንሐ ጸገማት ኣገልግሎት ማይን ኤሌክትሪክን ተዛማዲ ፍታሕ ይረክብ
Radio Erena: 05 December 2017 ኣብ ኣስመራን ከባቢኣን ንሓያሎ ዓመታት ዝጸንሐ ጸገማት ኣገልግሎት ማይን ኤሌክትሪክን ተዛማዲ ፍታሕ ከምዝረኸበ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብታ ከተማ ሓቢሮም። ኣብ ሓያሎ ከባቢታት ኣስመራ ዝህነ [...]
መራሕቲ ሱዳንን ቻድን ኣብ ጸጥታ ዶባቶም ዘትዮም
Radio Erena: 05 December 2017 መራሕቲ ሱዳንን ቻድን ብዛዕባ ጸጥታ ዶባት ክልትኤን ሃገራት ዘትዮም። እቶም መራሕቲ ነዚ ዝዘተዩ፣ ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ኣብ ሃገራዊ ጽምባል ቻድ ንምስታፍ ብ1 ታሕሳስ ናብ [...]
ምስ ሑቲ ዝነበሮ ልፍንቲ ብምርሕራሕ ኣንጻሮም ኣብ ኵናት ሓድሕድ ተጸሚዱ ዝጸንሐ ፕረዚደንት የመን ነበር ዓሊ ዓብደላ ሳልሕ ተቐቲሉ
Radio Erena: 04 December 2017 ምስ ሑቲ ዝነበሮ ልፍንቲ ብምርሕራሕ ኣንጻሮም ኣብ ኵናት ሓድሕድ ተጸሚዱ ዝጸንሐ ፕረዚደንት የመን ነበር ዓሊ ዓብደላ ሳልሕ ከምዝተቐትለ ተገሊጹ። እቲ ፕርዚደንት ነበረ ከምዝተቐትለ ዝግለጽ [...]
استعدادات من اجل اعادة فتح كلية عدي قيح للعلوم الانسانية
اذاعة إرينا: الأخبار 4 ديسمبر 2017 تفيد مصادر إذاعة إرينا بأن الأنباء تتواتر بأن كلية عدي قيح للعلوم الانسانية سوف يتم فتحها مع بداية العام الجديد. وأ [...]
ብዘይንጹር ምኽንያት ተዓጽዩ ዝርከብ ኮሌጅ ዓዲ ቀይሕ ኣብ ዝመጽእ ወርሒ ክኽፈት ትጽቢት ከምዘሎ ተሓቢሩ
Radio Erena: 04 December 2017 ብዘይንጹር ምኽንያት ተዓጽዩ ዝርከብ ኮሌጅ ዓዲ ቀይሕ፣ ኣብ ዝመጽእ ዘሎ ወርሒ፣ ኣብ ጥሪ 2018 ክኽፈት ትጽቢት ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ምስ ምምዛዝ ሓድሽ ዳይረክተር ላዕለ [...]
ሱዳን፣ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ተዛዚሙ
Radio Erena: 04 December 2017 ኣብ ዞባ ምብራቕ ሱዳን ከባቢ ፖርት ሱዳን ክካየድ ዝጸንሐት ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ 10 ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ትማሊ ሰንበት 3 ታሕሳስ ተዛዚሙ። ኣብቲ ብዘይካ ካብ ኤርትራ፣ ካብ ኩለን [...]
ሓድሽ ፕረዚደንት ዚምባብዌ ሓድሽ ካቢነ ሚኒስተራት ኣቝሙ
Radio Erena: 04 December 2017 ድሕሪ ምእላይ ሮበርት ሙጋበ ሓድሽ ፕረዚደንት ኮይኑ ቃለ መሓላ ዝፈጸመ ኤመርሰን ምናንጋዋ ሓደስቲ ኣባካት ካቢነ ሚኒስተራት መዚዙ። እቲ ፕረዚደንት ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዘቖመ ሓድሽ ካቢነ ሚኒ [...]
ኣብ ካናዳዊ ትካል ዕደና ነቭሰን ገንዘቦም ኣዋፊሮም ዘለዉ ወነንቲ ብርኪ፣ ማሎም ካብቲ ትካል ክስሕቡ ጻውዒት ቀሪቡ
Radio Erena: 03 December 2017 ኣብ ካናዳዊ ትካል ዕደና ነቭሰን ገንዘቦም ኣዋፊሮም ዘለዉ ወነንቲ ብርኪ፣ ማሎም ካብቲ ትካል ክስሕቡ ጻውዒት ቀሪቡ። ‘ፍሪዶም ዩናይትድ’ ዝተባህለ ማሕበር፣ ‘ኣብ ኤርትራ ባርነት ደው ይበል’ [...]