Author: admin

ሰራዊት መንግስቲ ሶማል ሓደ ላዕለዋይ ኣዛዚ ኣልሸባብ ከምዝቐተለ ኣፍሊጡ
Radio Erena: 11 March 2019 ሰራዊት መንግስቲ ሶማል ሓደ ላዕለዋይ ኣዛዚ ኣልሸባብ ከምዝቐተለ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ብሓሙስ 7 መጋቢት ኣብ ከተማ በለድወይን ዝተኻየደ ስርሒት፣ እቲ ኣባል ኣልሸባብ ኢዱ ንዘይምሃብ ንነዊሕ ከምዝተታ [...]

ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቀንስትዮ 8 መጋቢት ኣብ መላእ ዓለም ተዘኪራ
Radio Erena: 10 March 2019ሸሞንተ መጋቢት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቀንስትዮ ኣብ መላእ ዓለም ተዘኪራ ውዒላ። ኣብ ወጻኢ ዝርከቡ ኤርትራውያን እውን ነዛ ዕለት ብዝተፈላለየ መልክዕ ዘኪሮማ ከምዝወዓሉ ከካብ ቦትኡ ዝበጽሓና ሓበሬታ [...]

ኢትዮጵያ፣ ተቓውሞ ብሄረ ኦሮሞ የስፋሕፍሕ
Radio Erena: 10 March 2019ኣብ ኢትዮጵያ ከባቢ ኣዲስ ኣበባ ዝተጎሃሃረ ግርጭት ናብ ካልእ ከባቢታት እታ ሃገር እንዳለሓመ ይመጽእ ከምዘሎ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። እዚ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዘስረሖ ሓደስ [...]

ኣልጀሪያ፣ ብሰንኪ ህዝባዊ ምልዕዓል፣ ዩኒቨርሲታት ኣቐዲመን ክዕጸዋ’የን
Radio Erena: 10 March 2019 ኣብ ኢትዮጵያ ከባቢ ኣዲስ ኣበባ ዝተጎሃሃረ ግርጭት ናብ ካልእ ከባቢታት እታ ሃገር እንዳለሓመ ይመጽእ ከምዘሎ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። እዚ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዘስረሖ ሓደ [...]

ኣብ ሊብያ ኣብ መዳጎኒ መዓስከራት ዝርከቡ ስደተኛታት ንኩነታቶም ብዝምልከት ተቓውሞ ኣካዪዶም
Radio Erena: 08 March 2019 ኣብ ሊብያ ኣብ መዳጎኒ መዓስከራት ዝርከቡ ስደተኛታት ንኩነታቶም ብዝምልከት ተቓውሞ ኣካዪዶም። እቶም ዜጋታት ኤርትራ፣ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ሶማልን ዝኾኑ ስደተኛታት፣ ሰበስልጣን ሊብያ ንክብረት ወ [...]

ኣብ ሶማል፣ ኣብ መኪና ዝተጻወደ ቦምብ ብምፍንጃሩ ብዉሑዱ 4 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም
Radio Erena: 08 March 2019 ኣብ ሶማል፣ ኣብ መኪና ዝተጻወደ ቦምብ ብምፍንጃሩ ብዉሑዱ 4 ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ፣ ሺን ሁ ዋ ካብታ ሃገር ሓቢሩ። እቲ ብረቡዕ 7 መጋቢት ዝተኻየደ መጥቃዕቲ ቦምብ፣ ካብ መንበሪ ገዛ ፕረ [...]

ኣብ ሱዳን ኣቦ ወንበር ልፍንቲ ተቓወምቲ ውድባት ጋዜጣዊ ዋዕላ ከየካይድ ብመንግስቲ’ታ ሃገር ተኣጊዱ
Radio Erena: 08 March 2019 ኣብ ሱዳን ኣቦ ወንበር ልፍንቲ ተቓወምቲ ውድባት ጋዜጣዊ ዋዕላ ከየካይድ ብመንግስቲ’ታ ሃገር ተኣጊዱ። ካብ ከተማ ካርቱም ኣብ ዝተመሓላለፈ ዜና ከምዘመልክቶ፣ ዑመር ኣል ዲጋይር፣ ብረቡዕ 7 መጋ [...]
الارتريون يعقدون اجتماعات تناقش آفاق التغيير الديمقراطي
اذاعة إرينا: الاخبار الخميس 7 مارس 2019
ناقشت مجموعة من الشباب الارتري في العاصمة السويدية ستوكهولم في الثالث من الشهر الجاري سبل التغيير الديمقراطي [...]

ወጥሪ ኬንያን ሶማልን ብሰላማዊ መንገዲ ክፍታሕ ኣብ ስምምዕ ተበጺሑ
Radio Erena: 06 March 2019 ኬንያን ሶማልን ኣብ መንጎአን ተፈጢሩ ዘሎ ምስሕሓብ ብሰላማዊ መንገዲ ክፈትሓኦ ተሳማሚዐን። ብመንጎኝነት ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ዝተኻየደ ርክብ ፕረዚደንታት ኡሁሩ ኬንያታን መሓመ [...]

ፕረዚደንት ሳልቫኪር፣ ብሰንኪ ውግእ ሓድሕድ ንዝተበደለ ህዝቢ ይቕሬታ ሓቲቱ
Radio Erena: 07 March 2019 ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫኪር ማያርዲት፣ ብሰንኪ ውግእ ሓድሕድ ንዝተበደለ ህዝቢ ይቕሬታ ሓቲቱ። እቲ ፕረዚደንት ኣብ ዝተፈላለየ ዞባታት እታ ሃገር እንዳዞረ እዩ ንህዝቢ ይቕሬታ ዝሓትት ዘሎ። [...]