Author: amanuel

1 55 56 57 58 59 578 570 / 5776
 መዓስከር ኣለምዋጭ፣ ናብ ቀዳም ኣብ ዝውግሐ ለይቲ፣ ሓደ ቀሺ ዝርከቦም፡ ሸውዓተ ኤርትራውያን ብዕጡቓት ብሳንጃ ተወጊኦም

 መዓስከር ኣለምዋጭ፣ ናብ ቀዳም ኣብ ዝውግሐ ለይቲ፣ ሓደ ቀሺ ዝርከቦም፡ ሸውዓተ ኤርትራውያን ብዕጡቓት ብሳንጃ ተወጊኦም

RADIO ERENA - Sunday, 07 July 2024 ኣብ ክልል ኣምሓራ፣ ዞባ ጎንደር፡ ከባቢ ዳባት ኣብ ዝርከብ መዓስከር ኣለምዋጭ፣ ናብ ቀዳም 06 ሓምለ 2024 ኣብ ዘውግሐ ለይቲ፣ ሓደ ቀሺ ዝርከቦም፡ ሸውዓተ ኤርትራውያን [...]
ቢንያም ግርማይ ዳግማይ ናይ መድረኽ ዓወት ጨቢጡ

ቢንያም ግርማይ ዳግማይ ናይ መድረኽ ዓወት ጨቢጡ

RADIO ERENA - Saturday, 06 July 2024 ኣብ መበል 111 ቱር ዲ ፍራንስ ዕለታዊ ታሪኽ ኣብ ምስራሕ ዝርከብ፡ ኣባል በልጅዩማዊት ዎርልድ ቱር ቲም Intermarché – Wanty ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ፡ ትማ [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት

ሰንበት ምስ ሸኾርተት

RADIO ERENA - Sunday, 07 July 2024 Radio Erena · ሰንበት 07 ሓምለ 2024   [...]
ሱዳን፣ ህዝባ ብዓለም ደረጃ ኣብ ዝኸፍአ ጥሜትን ምምዝባልን ይርከብ

ሱዳን፣ ህዝባ ብዓለም ደረጃ ኣብ ዝኸፍአ ጥሜትን ምምዝባልን ይርከብ

RADIO ERENA - Friday, 05 July 2024 ንዓሰርተ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ዝጸንሐ ግጭት ሱዳን እታ ሃገር ኣብዚ እዋን ኣብ ዓለም ዝኸፍአ ቅልውላው ጥምየትን ምዝንባልን ኣጋጢምዋ ከም ዘሎ ዳይረክተር ኮሚቴ ምድሓን ህይወት [...]
ኤርትራ፣ ቆልዑት ስድርኦም ኣመንቲ ክርስትና ጥራይ ስለ ዝኾኑ፣ ምስ ወለዶም ኣብ ቤት ማእሰርቲ ተዳጒኖም ግዳያት ኣካላውን ኣእምሮኣውን ማህሰይቲ ዝኾኑላ ሃገር

ኤርትራ፣ ቆልዑት ስድርኦም ኣመንቲ ክርስትና ጥራይ ስለ ዝኾኑ፣ ምስ ወለዶም ኣብ ቤት ማእሰርቲ ተዳጒኖም ግዳያት ኣካላውን ኣእምሮኣውን ማህሰይቲ ዝኾኑላ ሃገር

RADIO ERENA - Friday, 05 July 2024 ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ዝመደበሩ ረሊዝ ኢንተርናሽናል ብ3 ሓምለ ዘውጽኦ ጸብጻብ ኣብ ውሽጢ ዝሓለፈ 12 ኣዋርሕ ኣብ ኤርትራ ብውሕዱ 218 ኣመንቲ ክርስትና ከምዝተኣስሩ ገሊጹ [...]
وساطة تركية تنجح في جمع وزيري الخارجية الأثيوبي والصومالي في أنقرة  وتحدد مطلع سبتمبر القادم موعدا لعقد جولة ثانية من المباحثات

وساطة تركية تنجح في جمع وزيري الخارجية الأثيوبي والصومالي في أنقرة وتحدد مطلع سبتمبر القادم موعدا لعقد جولة ثانية من المباحثات

إذاعة إرينا الدولية: 05.07.2024 قال وزير الخارجية التركي هاكان فيدان إن الجولة الثانية من المحادثات بين وزيري الخارجية الإثيوبي تايي أطقي سيلاسي وا [...]
جيبوتي ترفض اتهامات أرض الصومال لها باستضافة جبهة مناوئة

جيبوتي ترفض اتهامات أرض الصومال لها باستضافة جبهة مناوئة

إذاعة إرينا الدولية :05.07.2024 رفضت جيبوتي اتهامات رئيس أرض الصومال  موسى بيحي لها باستضافة جبهة مناوئة لأرض الصومال في أراضيها وقال وزير المالية [...]
اللاجئون الإرتريون في معسكر ألم مواج يواجهون مخاطر تهدد حياتَهم وممتلكاتِهم

اللاجئون الإرتريون في معسكر ألم مواج يواجهون مخاطر تهدد حياتَهم وممتلكاتِهم

إذاعة إرينا الدولية:05.07.2024 يواجه الإرتريون في معسكر ألم مواج في إقليم أمهرة الاثيوبي المخاطر بسبب التحديات التي  تهدد حياتهم ممتلكاتهم ،  وأوضح [...]
ህይወትናን ንብረትና ኣብ ሓደጋ’ዩ ዘሎ ክብሉ ኤርትራውያ ነበርቲ መዓስከር ኣለምዋጭ ገሊጾም

ህይወትናን ንብረትና ኣብ ሓደጋ’ዩ ዘሎ ክብሉ ኤርትራውያ ነበርቲ መዓስከር ኣለምዋጭ ገሊጾም

RADIO ERENA - Thursday, 04 July 2024 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዝርከብ መዓስከር ኣለምዋጭ ተዓቝቦም ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ህይወቶምን ንብረቶምን ኣብ ሓደጋ ከምዘሎ ገሊጾም። እቶም ዜጋታት ምስ [...]
ቢንያም ግርማይ ቀጠልያ ማልያ “ብሉጽ ሸዃዃይ” ቱር ዲ ፍራንስ ዝለበሰ ቦኽሪ ኣፍሪቃዊ ኮይኑ

ቢንያም ግርማይ ቀጠልያ ማልያ “ብሉጽ ሸዃዃይ” ቱር ዲ ፍራንስ ዝለበሰ ቦኽሪ ኣፍሪቃዊ ኮይኑ

RADIO ERENA - Wednesday, 03 July 2024 ብሪጣንያዊ ተቐዳዳማይ ካዛኪስታናዊት ዎርልድ ቱር ቲም ኣስታና፡ ማርክ ካቨንዲሽ፡ ሎሚ ሮቡዕ 3 ሓምለ 2024፡ ንመበል 35 ግዜ ኣብ መድረኽ ቱር ዲ ፍራንስ ብምዕዋት [...]
1 55 56 57 58 59 578 570 / 5776