Author: amanuel

መገዲ ኣየር ኤርትራ ናይ 73 ሚልዮን ዶላር ውህሉል ዕዳ ከምዘለዎ ተገሊጹ
Radio Erena: 09 June 2019
መገዲ ኣየር ኤርትራ ናይ 73 ሚልዮን ዶላር ውህሉል ዕዳ ከምዘለዎ ተገሊጹ።
ኣህጉራዊ ማሕበር መጎዓዝያ ነፈርቲ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ክሳብ ወርሒ መጋቢት 2019 ኣብ ዝነበረ ግዜ ጥራይ ኤር [...]

ኤርትራ፣ ኣብ መናድቕ፣ ናይ ተቓውሞ ጽሑፋት እናበዝሐ ይመጽእ ኣሎ
Radio Erena: 07 June 2019
ምንቅስቓስ "ይኣክል" ካብ ዝተበገሰሉ እዋን፣ ኣብ ሓያሎ መናድቅ፣ "ይኣክል" ዝብል ጭርሖታትን ክጸሓፍ እንከሎ፣ ተመሳሳሊ መልኣኽቲ ዝሃዘለ ወረቓቕቲ'ውን በብእዋኑ ክብተን ጸኒሑ'ዩ።
ኣብዚ [...]

ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ንሱዳን ካብ ኣባልነት ገሊሉዋ
Radio Erena: 06 June 2019
ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ንሱዳን ካብ ኣባልነት ገሊሉዋ።
እቲ ሕብረት፣ ሎሚ ሓሙስ፣ 6 ሰነ፣ ኣብ ዘካየዶ ህጹጽ ኣኼባ፣ ወትሃደራዊ ባይቶ ሱዳን፣ ስልጣኑ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ናብ ሲቪላዊ መንግ [...]

ኬንያ፣ ኣብ ዶብ ንዝቖመ ሓጹር ዘፍርሱ ሶማላውያን ስጉምቲ ክትወስድ ምዃና ኣጠንቂቓ
Radio Erena: 06 June 2019
መንግስቲ ኬንያ፣ ኣብ ዶብ ንዝቖመ ሓጹር ኣብ ልዕሊ ዘፍርሱ ሶማላውያን ስጉምቲ ክወስድ ምዃኑ ኣጠንቒቑ።
እቲ መንግስቲ ነዚ መጠንቀቕታ ዘመሓላለፈ፣ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኬንያ ብ26 ግንቦት [...]

ኡጋንዳ፣ ኣብ ጎደናታት ንዝልምኑ ቆልዑ ምጽዋት ምሃብ ዝኽልክል ሓዲሽ ሕጊ ጸዲቑ
Radio Erena: 06 June 2019
መንግስቲ ኡጋንዳ፣ ኣብ ጎደናታት ንዝልምኑ ቆልዑ፣ ምጽዋት ምሃብ ዝኽልክል ሓድሽ ሕጊ ከምዘጽደቐ ዘ ጋርድያን ሓቢሩ።
እቲ ሓድሽ ሕጊ ብዘይካ'ዚ፣ ቆልዑ ብዘይኣላዩ ኣብ ጎደናታት ቀንፈዘው [...]

ኤርትራ፣ ኣብ ጉዳይ ሱዳን፣ ንመርገጺ ስዑዲ ዓረብ፣ ሕቡራት ኢማራትን ግብጽን ከምእትድግፍ ዝእንፍት መግለጺ ኣውጺኣ
Radio Erena: 06 June 2019
ኤርትራ፣ ኣብ ጉዳይ ሱዳን፣ ንመርገጺ ስዑዲ ዓረብ፣ ሕቡራት ኢማራትን ግብጽን ከምእትድግፍ ዝእንፍት መግለጺ ኣውጺኣ።
እታ ሃገር ብ5 ሰነ ኣብ ዘውጽኣቶ መግለጺ፣ ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኣ [...]

ኤርትራ፣ ኣብ ስርዓተ ትምህርቲ ተፈጢሩ ብዘሎ ዘይርጉእ ኩነታት፣ ልዕሊ 200 ተማሃሮ ናብ ኢትዮጵያ ተሰዲዶም
Radio Erena: 05 June 2019
ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ስርዓተ ትምህርቲ ካልኣይ ደረጃ ተፈጢሩ ብዘሎ ዘይርጉእ ኩነታት፣ ተማሃሮ ብብዝሒ ናብ ኢትዮጵያ ይስደዱ ከምዘለው ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ኣረጋጊጾም።
https://www.youtu [...]

ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ዓመትን መንፈቕን፣ 3.2 ሚልዮን ወጻእተኛታት ኣሲራ
Radio Erena: 05 June 2019
ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብዚ ዓመትን መንፈቕን፣ ምስ ጉዳይ ኢምግሬሽን ሕጊ ዕዮን ብዝተሓሓዝ 3.2 ሚልዮን ወጻእተኛታት ከምዝኣሰረት ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር ሓቢሩ።
ብመሰረት ጸብጻብ እቲ [...]

ኬንያ፣ ዜጋታታ ገፈፍቲ ዓሳ ፣ ምስ ሶማልያ ናብ ዘዋስን ክሊ ማይ ከይጽግዑ ኣጠንቂቓ
Radio Erena: 05 June 2019
ኬንያ፣ ዜጋታታ ገፈፍቲ ዓሳ ፣ ምስ ሶማልያ ናብ ዘዋስን ክሊ ማይ ከይጽግዑ ኣጠንቂቓ።
እታ ሃገር ነዚ መጠንቐቕታ ተመሓላልፍ ዘላ፣ ምስ ሶማልያ ኣብ እትስሓሓበሉ ዘላ እዋን'ዩ።
[...]

ሱዳን፣ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ከቢድ ሻቕሎት ይርከቡ
Radio Erena: 04 June 2019
ኣብ ሱዳን፣ ከተማ ካርቱም፣ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ድሕሪ ኣብ ዝተጎሃሃረ ናዕቢ፣ ብውሕዱ 32 ሰባት ድሕሪ ምቕታሎም፣ ኣብታ ከተማ ዝነብሩ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ከቢድ ሻቕሎት ከምዝርከቡ [...]